@yv.y3:

الواثق بالله 🌱
الواثق بالله 🌱
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 22 June 2026 05:00:31 GMT
1367
107
2
1

Music

Download

Comments

sh14697_
الدعوه الى الله سبيلي.. :
يارب ارضى عنا والقي علينا من محبتك ونور قلوبنا ودروبنا بنورك يانور السموات والأرض ياذا لجلال والإكرام
2026-06-22 14:38:49
0
sarfrazsupra0
Ali :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-06-22 14:16:59
0
To see more videos from user @yv.y3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🎼💭​
🎼💭​"ፍቅረይ... ሎሚ እቲ ኣብ መንጎና ዘሎ ርሕቀትን እቲ ዘለኻዮ ኩነታትን ልበይ ክንድኡ ክውጥሮ እኳ እንተፈተነ፡ እቲ ንዓይ ዘለካ ፍቕሪ ግን ካብ መናድቕ ቤት ማእሰርቲ ንላዕሊ ሓያል እዩ። ነታ ብድምጽኻ 'ኣፍቂረክስ ኣለኹ... ኩሉ ግዜ ክሓቕፈኪ... ሓቢርና ክንነብር ንኹሉ ግዜ... ክንወልድ ኢና...' ዝበልካያ ቃል፡ ኣብ ልበይ ቐሪጸያ ኣለኹ። ንሳ እያ መዓልታዊ ሓይሊ የምጽኣለይ።❤🔐 🎼💭"​ሰባት ርሕቀት ይርእዩ ይኾኑ፣ ሰባት ጽንኩር እዋን ይርእዩ ይኾኑ፣ ኣነ ግን ነቲ ሓቢርና ክንሃንጾ ዘለና ናይ ጽባሕ ሂወትናን ስድራቤትናን ጥራይ እየ ዝርእይ። እዚ ሓጺር ናይ ፈተና እዋን እዩ፤ ፍቕርና ካብዚ ንላዕሊ ሓያልን መኸተን ከም ዘለዎ ኣእምነኒ ኣለኹ።❤🔐 🎼💭"​ኣብቲ ዘለኻዮ ጽንኩር ቦታ ኴንካ እኳ ልብኻ ምሳይ ከም ዘሎ እፈልጥ እየ። ኣነ እውን ኣብዚ ኴነ ንናጻነትካን ንምምላስካን ብናፍቆት እጽበ ኣለኹ። እቲ ሓቢርና ኣብ ጃልባ ኴንና ማእከል ባሕሪ እንዘናጋዕሉ፣ ብሓባር ኴንና ዓው ኢልና እንስሕቐሉን ንኹሉ ግዜ ዘይንፈላለየሉን መዓልቲ ርሑቕ ኣይኮነን።❤🔐 🎼💭"​ክሳብ ብኣካል ተመሊስካ እትሓቕፈኒ፡ እታ ፍቕርኻን ቃልካን ኣብ ውሽጠይ ዓቂበያ ክነብር እየ። በርትዕ ፍቅረይ... ልበይ ቅልበይን ኩሉ ግዜ ምሳኻ ኣሎ! ❤️🔒"ብስንኪ ሰደት ዝተፈላለኩ እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ብጥዕና የራክብኩም።❤🔐

About