@goyteom_germen: ገዳም ማርያም ዲቦ 🛐⛪ =====++++ ፃውዒት ዕድመ ካብ ሙራደ ቃል ወምዕራገ ጸሎት ደብረ ደናግል ሓድነት ገዳም ማርያም ዲቦ ኣፅቢ ወምበርታ። እዚ ቤተ ክርስትያን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ #ሰንበት ሰነ 21 ብድምቀት ክኽበር እዩ። ዲቦ ማለት "ዲበ" ካብ ዝብል ቃል ዝተወሰደ ኮይኑ ዲበ ማለት ድማ "ልዕሊ ኩሉ፣ ክቡር ማለት እዩ"። በዚ መሰረት ማርያም ዲቦ ክቡር ቤተ ክርስትያን ናይ ማርያም ማለት እዩ። ገዳም #ማርያም #ዲቦ ካብ ከተማ #ውቕሮ 42 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ #ኣጉላዕ 46 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ሓይቂ መስሓል 28 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ንኣንፈት ምብራቕ ኣስታት 10ኪ/ሜ ርሒቁ ኣብ ዝርከብ ጣብያ ቃልኣሚን ቁሸት ፉሉይ ቦታ ብደኒ ዴስአ ተከቢቡ ዝርከብ እንትኸዉን ኣብ መበል 6ይ ክፍለዘበን 515 ዓ/ም 600 ሞነክሰያት ከም ዝተሰረሐ፣ ኣብ 523 ዓ/ም ብሃፀይ ካሌብ ገዳም ንምኳን በቂዑ። ብ537 ዓ/ም ወዲ ሃፃይ ካሌብ ቀፂሎም ብዝመፅኡ ንጉስ ሃፃይ ገብረመስቀል ካብ ኣኽስም ታቦት ናይ ማርያም ሒዞም መፂኦም ንመበል ካልአይ ግዜ ተገዲሙ እዩ። ትርጉም ዝርከበሉ ቦታታት፥ ✅ ወምበርታ ማለት ''ምእራገ ፆሎት መምበረ ጌታ (ወምበርታ)'' ✅ ቃል ኣሚን ብሽም ጀግና ስዉእ ተጋዳላይ ቃል ኣሚን ወይ የኋላሸት ገ/መድህን/ኣልኣሚን ወይ ድማ ሕጂ ጁፋር ዝተሰየመ፣ ✅ ቦሖለ ዓፋርኛ ቋንቋ ኮይኑ "ቦሖ" ማለት ዕንፀይቲ "ለ" ማለት ድማ ማይ እዩ። ዕንፀይትን ማይን ዝበዝሖ ከባቢ ማለት እዩ። ✅ዓይማሎ ማለት ከዓ እቲ ቤተ ክርስትያን ክስራሕ ከሎ መድሂንኣለም ብኣንበሳ ኣምሳል ዓይሙ ተገሊፁ፣ ተራእዩ ማለት እዩ። በዚ መሰረት ድማ ኩሉ ኣማኒ እዚ ክርስትና ኣብዚ ሰሙን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ሰነ 21 ክትህውፁን በረኸት ክትካፈሉን ሰበኻ እቲ ጉባኤን ተወለድቲ ዓዲን ዕድመ ፃውዒት ቀሪቡ ኣሎ። ____ [ፎቶ ካብ ናይ Goyteom ፋይል ]
Goyteom Gebreegziabher
Region: ET
Monday 22 June 2026 05:36:47 GMT
Music
Download
Comments
jo habeshawe🇪🇹 :
🙏🙏🙏🙏
2026-06-27 08:43:41
0
Ⓗ ⓂⒶⓃ 27🙏❣️ⓐ🔐 :
amen🙏
2026-06-27 11:32:51
0
Semitic Ethiopia tour's :
thanks for sharing 🙏🙏
2026-06-27 15:59:52
0
Luel Tareke :
ኣሚየን ኣሚየን🙏🙏🙏
2026-06-27 09:38:33
0
user20509557929356 :
አሜንንንንን
2026-06-27 11:40:15
0
Miki Hagos :
አሜን አሜን አሜን
2026-06-27 09:18:49
0
Kiya Kiyaye :
dibo❤️
2026-06-27 10:44:09
0
desu desu :
እናቴ
2026-06-26 23:11:12
0
bsrat desta :
እዉነት ሲያምር እናቴ እመቤቴ እናቴ❤️🙏🙏🙏
2026-06-26 14:06:36
0
የ 12 ፍሬ :
2026-06-22 05:51:17
0
ኣርሴማ ኣርሴማ :
ማርያም
2026-06-26 13:13:45
1
Semitic Ethiopia tour's :
amazing place brother
2026-06-27 15:59:47
0
jo habeshawe🇪🇹 :
ከምዘወርድ ግበሮ ካብርሓው🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-27 08:43:54
0
Grmay Abrha :
2026-06-27 09:15:46
0
selu💊💟👸☦️♥️🤌 :
🥰🥰🥰
2026-06-27 13:53:08
0
hewan 1221👑👑👑 :
🙏🙏🙏
2026-06-27 08:03:02
0
sol :
🙏🙏🙏
2026-06-27 12:35:33
0
ሚሊ ጋል tdf 🇻🇳💪👑 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-26 14:54:31
0
Grmay Abrha :
👏👏👏👏👏👏👏
2026-06-27 09:14:50
0
galkeshi :
🙏🙏
2026-06-27 13:30:09
0
ŵíž âb ķĩnğ :
🥰🥰🥰
2026-06-27 01:28:53
0
ፁሉሉ፡እየ፡ብደቂ፡ሰፈረይ❤🤘💥 :
🥰🥰🥰
2026-06-26 20:46:47
0
Zereu Tk :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-26 16:11:46
0
rahel g :
🙏🙏🙏
2026-06-27 16:42:57
0
tekle haftu :
🙏🙏🥰🥰🥰🥰
2026-06-22 12:19:55
0
To see more videos from user @goyteom_germen, please go to the Tikwm
homepage.