@aligey18: 📌ግዘ ከፊኡ🤔😢 🍁ካብ ሞት ዘተረፈ ህፃን ዮውሃን ደስታ😢 📌ህፃን ዮውሃንስ ደሰታ እቲ ትማሊ ጠፊኡ ተባሂሉ ክድለይ ዝሓደረ ቆልዓ ሓንቲ መምህር ጓል 02 ጎሮቤቶም ሽማ ንግዚኡ ይፅንሓልና ኣብ ትሕቲ ሕጊ ስለዘላ ነዚ ህፃን ቆልዓ ዓጊታ ሒዛ ክዳውንቲ ጫምኡ ኩሉ ኣወፃፂኣ ኣብ ድሕሪ ገዛ ኣብ ሽንትቤት ኣብ ጎማ ሓመድ መሊኣ ነቲ ቆልዓ ኣብኡ ኣእትያቶ🤔😢 📌ነቲ ቆልዓ ወዮ ሰበይቲ ጥዕይቲ ክትመስል ምስኦም ድለይ ሓዲራ ኣብ መወዳእትኡ ባጃጅ ገይሮም እዮም ወሲደሞ ኢላ ወለዲ ኣርሒቆም ክደለዩ ካብቲ ከባቢ ሓበርቶም። 🍁ወያ ጉዳም መምህር ተመሊሳ ገዝኣ ዓፅያ ኮፍ በለት መወዳእትኡ ስለዝተጠርጠረት ማዕፆ ክፈቲ ኣይከፍትን ኢላ ክትከራኸር ፈተነት ኣብ መወዳእታ ፖሊስ ሰይሮም ብምእታው ፈተሻ ጀሚሮም🤔 📌ወዮ ህፃን ቆልዓ ጥራሐ ነብሱ ኣብ ጎማ ሓመድ መሊኣ ኣቀሚጣቶ ተረኽበ 🥲🥲🥲 🍁ናይ ኣደ ርህራሀ ዘይብላ ሕስርቲ ሰበይቲ ሰበይቲ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኣትያ ትርከብ። 🍁 ኣብዚ ሕጂ ስዓት ፀፅታ ከተማ ሽረ ኣባላት ፖሊስ ከተማ ሽረ ውን ክብሪ የሃብኩም ። 📌ህፃን ዮውሃንስ ስድርኡ ተረኪቦሞ ኣለው። ተመስገን 🙏🙏 ሰብ ግን ከፊኡ🤔
aligey
Region: KE
Monday 22 June 2026 09:37:59 GMT
Music
Download
Comments
መሲ 9💪8💪1💪✌️ :
የኔ ቆንጆ 🙏🙏🙏
2026-06-22 19:01:00
0
user4197679607129 :
@kit
2026-06-22 17:39:31
0
LG :
የኔ ቆንጆ 🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞
2026-06-22 19:37:41
0
hani❤ልበይንፍቅር እምነተይ ንፈጣሪ🙏🙏🙏 :
የኔ ማርርርር🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 16:20:38
0
werku :
yenefkr@🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇
2026-06-22 11:34:39
0
feven haftay :
የኔማርር🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 15:16:18
0
letebrhan :
weledi enkan meharkm egziabherztemsgene ykun
2026-06-22 19:38:57
0
shet :
besmam kemzi ke alo u🙏🙏🙏
2026-06-22 11:30:15
0
Zx Zx :
ይይ ፅሩይ ዓለም
2026-06-22 17:00:08
0
ማርዳ ሓበሻዊት💚💛❤️ :
እፍፍፍፍፍ የእኔ ውድ እንኳን እግዚያብሄር አተረፈህ💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓ኣይይይ ንምድሪ ሓበሻ ግን መን እዩ ዝረጊመና?መዓስ ከ ካብ ልብና ናብ እግዚያብሄር ተመሊስና ምድርና ክትባረኽ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
2026-06-22 16:11:25
0
kflom boss :
እንካን አግዛቢሄር ኣውፆኦ ሓወይ
2026-06-22 17:32:08
0
LiLi :
yen mar🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 15:51:17
0
gerencheal geremedhin :
እንኻዕ ምሓሮ ሓወይ
2026-06-22 16:54:35
0
ሓፊቲ ኣሹ ሓላል 👫 :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 10:26:44
0
mare wedi eriy :
🙏🙏🙏
2026-06-22 15:58:23
0
user708624915742 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-22 16:16:27
0
beri :
🙏🙏🙏
2026-06-22 18:28:56
0
shshay 1221 :
🥰🥰🥰
2026-06-22 19:52:24
0
aman :
🌹🌹🌹🌹
2026-06-22 15:56:11
0
gal hama abay gash 🇪🇷 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 16:24:51
0
wedi haile :
😍😍😍😍😍😍😍👍
2026-06-22 15:22:22
0
ፊዮሪ🤌🌹 :
🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 15:49:45
0
hany :
🙏🙏🙏
2026-06-22 16:57:31
0
Ksanet Desaley :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-22 15:50:36
0
selu_🎀 :
🙏🙏🙏
2026-06-22 09:53:57
0
To see more videos from user @aligey18, please go to the Tikwm
homepage.