@ere_ch: Тгк Жизнь зефирки♡ #рек #рекомендации #ии #фото #косплеер

Жизнь зефирки♡
Жизнь зефирки♡
Open In TikTok:
Region: BY
Monday 22 June 2026 21:45:38 GMT
795
17
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @ere_ch, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1)ሕማቕ ቃላት ናይ ኣፍቃሪት፥ ኣብ ፍቕሪ ምግርጫው ከጋጥም ንብር መስርሕ ዝምድና'ዩ።  ኣብ ግዜ ባእሲ ሕማቕ ቃላት ወይ ተግባር ካብ ኣፍቃሪትካ ዝተቀበልካየን፥ ንስድራኻ ወይ ኣዕሩኽትኻ እንተ ነጊርካ፥ ዳሕራይ ተጣዒስካ ከምዘይ ትዕረቕ ይገብርካ። ከምዚ ዝበለትካ/ዝገብረትካ'ኮ'ያ እናብሉ፥ ቁስልኻ የሐድሱ። ስለዚ ዘይምንጋር ዝሓሸ'ዩ። ምናልባት ናይ ሂወት ሕቶ እንተ'ኮይኑ ግን ኣብ ግዚኡ ንዝምልከቶ ኣካል ምንጋር ጽቡቅ'ዩ። 2)ጸታዊ ንጥፈታት፥ እዚ ብፍላይ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ'ዩ ዝርእ። ምስ ኣፍቓርኺ ዝገብርክዮ ጸታዊ ርክብ ንምሓዛኺ ምጽዋይ፥ ንጥዕና ፍቕርኪ ኣሳይ'ዩ።  ህያበይ...ከምዚ ይገብር! ናቱ... ልብኻ'ዩ ዝሰልብ! ዝብሉ ዕላላት፥ ማሓዛኺ ንኣፍቃሪኺ እምብዛ ንክትብህጎ'ዩ ዘገድዳ ዘሎ። ውሑዳት ደቒ ኣንስትዮ ካብ ሕልና ዝረሓቓ ክህልዋ ስለዝኽእላ፥ ብቓልኪ ከይትምንጠሊ። 3) ፈተና እንተ'ለካ፥ ፈተና ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ መኪና ኢንተ'ለካ፥ ዝምሉእልካ ዘይብሎም፥ ጽባሕ ፈተና ኣለኒ፥ ኣይትበሎም። ምናልባት እንተ ወዲቕካ፥ 'ዋይ መስኪናይ! እዚ ኩሉ ጽዒርካ'ስ!?……እርድኣካ ኣይነበረንድዩ? ኣጆኻ፥ እናበሉ፥ ካብቲ ውድቀትካ ና'ቶም ክኸፍኣካ'ዩ። 4) ሕሉፍ ሕማቕ ተግባራትካ፥ ኣሰካፊ ወይ ጽዩፍ ተግባራት ኣብ ሕሉፍ ዝፈጸምካዮም፥ ደይ ሓሊፉ'ዩ ኢልካ፥ ንኣዕሩኽትኻ ወይ ቀረብትኻ ኣይትንገር።  ምናልባት እንተ ተባኢስካ፥ ንዕኡ ከም ሓለንጊ ተጠቒሞም፥ ክገርፉኻ ይክእሉ'ዮም። ክትናሳሕ እንተ ደሊኻ ግን ንዝምለቶ ኣካል ጽወዮ። ንስኻ ኸ እንታይ ትብል? BB Welday  #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #habesha #habesha

About