@asmaraninetwork: Red Sea/Massawa - Tesseney 🇪🇷 |• መንግስቲ ኤርትራ፡ ንጽርግያ ባጽዕ --- ተሰነይ፡ ከም'ኡ ዉን ትሕተቅርጺ ወደባት ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ንምምዕባል ዝዓለመ ቴክኒካዊ መጽናዕቲ ንምክያድ፡ ወግዓዊ ኣዋጅ ፕሮጀክት ልምዓት ንተጫረቲ ኣዉጺኡ ኣሎ፡ እቲ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ፋይናንስን ሃገራዊ ልምዓትን ወጺኡ ዘሎ ፕሮጀክት፡ ንመስመር ባጽዕ --- ተሰነይ ንምዕራይ ወይ ብሓዲሽ ጽርግያ ንምትካእ (ካብ መጓዓዝያ ተሸከርከርቲ ክሳብ መጓዓዝያ ባቡር)፡ ከም'ኡ ዉን ምምዕባል ትሕተቅርጺ ወደባት ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዘጠቃለለ ኮይኑ፡ ኣብ'ዚ እዋን ዉጽኢታዊ መሻርኽቲ ልምዓት ኮይኑ ዘሎ ባንኪ ኣፍሪቃ ድማ ክምዉሎ እዩ። ኤርትራ፡ ሓንቲ ካብ ኣባል ሃገራት ንባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ዓመታዊ ክፍሊት ወይ ዉጽኢት እተካይድ ሃገር እያ። እዚ ዓመታዊ ክፍሊት ድማ፡ ብዘይምቁራጽ ንዓመታት ክካየድ እዩ ጸኒሑ። ስለ'ዝኮነ፡ ኣብ'ዚ ሰዓት ብዘለዓለ ደረጃ ተጠቃሚት ክትከዉን ክኢላ። ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ንናይ 30 ሜጋ-ዋት ፕሮጀክት ደቅምሓረ መዊሉ ኣብ መፈጸምታ ዘብጽሐ ክኸዉን ከሎ፡ ካልእ ናይ $20 ሚሊዮን ዶላርን፡ $55 ሚሊዮን ዶላር ፕሮጀክትታት ጸዓት ዉን ንክምዉል፡ ኣጽዲቑ ይርከብ። ናይ ምህንድስና ተጫረቲ፡ ወረቀትኩም ከተእትዉ ምስ ትደልዮ፡ እቲ ሰነድ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም። NationalEr Interest#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha#africa

Asmarani Network 📈
Asmarani Network 📈
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 23 June 2026 17:18:11 GMT
15091
249
7
9

Music

Download

Comments

wwwdawitmanunited
MAN UNITED :
More than 1000 mile high way great idea 👍🤩
2026-06-23 22:56:53
2
s.m.a0797tiktok
S.M.A.$👑🥀 :
2026-06-23 18:51:42
0
armanaasmera6
👑🇪🇷ARMANA🇨🇦ASMERA🇪🇷👑 :
areiyuna bi tegbar zereba teray
2026-06-24 03:41:25
1
0960semra
samri Mebahetom :
🥰🥰🥰
2026-06-23 17:34:39
2
esu.ger.w
ወዲ ባሕሪ :
🥰🥰🥰
2026-06-23 19:51:29
1
To see more videos from user @asmaraninetwork, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About