@kiyaye014: ➜#እንታይ_በዲለ ፍቅረይ፧🥺📖 ​እንታይ በዲለ ፍቅረይ፣ እንታይ እዩ ገበነይ፣ ለይትን መዓልትን ዝውሕዝ፣ ብናፍቆት ንብዓተይ ልበይ ምሉእ ሂበኪ፣ ከይሰሰዕኩ ፍቅሪ ስለምንታይ ኾነ፣ እዚ ናትና መወዳእታ ታሪኽን ዝኽሪ ​ብሓባር ክንነብር፣ ክንሃንጽ ዓለምና ነይሩ እዩ ትምኒትና፣ ዓቢ እዩ ሕልምና ሕጂ ግን ተቀይርኪ፣ ርሒቕኪ ካብ ጥቓይ ጸልሚቱኒ ኣሎ፣ እቲ ዝነበረ ብሩህ ሰማይ ​እንታይ ኣበሳ ረኸብኪ፣ ኣብዚ ጽሩይ ልበይ ብዘይካ ምፍቃርኪ፣ እንታይ ነይሩ ዕዳይ ድምጽኺ ክሰምዕ፣ ክርእዮ እቲ ፍሽግታኺ ኩሉ ግዜ እጽውዕ፣ "ኣበይ ኣለኺ፧" እናበልኩኺ። ​መለስለይ ፍቅረይ፣ ይትረፍ እዚ ስቅታ ንልበይ ክህቦ፣ ናይ መወዳእታ ዕረፍታ እንታይ በዲለ ፍቅረይ፣ ሕቶይ እዩ ብዘይ መልሲ ብፍቅርኺ ተጠቢቐ፣ ክሳብ መዓስ ክሳቐ ብናይ ልቢ ውልሲ⁉️ ,

༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 24 June 2026 02:15:38 GMT
26383
1169
33
208

Music

Download

Comments

fre__36
fre_ Queen 👑 :
ተቀበሎ bro ናይ ኢዳ ክጸንሓ ዩ😁❤️
2026-06-24 05:10:16
5
brti342
Brti :
2026-06-24 21:00:06
0
mililove187
milenta 🍇🍫 :
2026-06-24 21:22:23
0
dinu.545
➮ዲ𝕟𝕦🔰🇨🇭🦋 :
lbey💔🖤
2026-06-24 16:02:13
0
rema37787
ደናይት ጋል ሽረ🇨🇳🎀 :
ኣጀካ 😭😭
2026-06-24 21:47:32
0
egziabihar_gasayey_eyu
egzaabihre gasayyey eyu :
ኣጆኻ ሓወይ ናተይ💖💖💖
2026-06-24 08:51:01
0
1212.121212121212
1212.121212121212 :
ኣጀካ'ዛሓወይ🥰🥰🥰
2026-06-24 04:07:22
0
galmom11
👸 ምላኣት✝️🫶 :
ትብለኒ ንስካ ንፅህ ልበይ ዝረከብክዎ ፀሊም ልብካ ኣታ ኣነዶ ይብደል እዚ ንፅህ ልበይ🥺 ኣሚነካ ነይረ ንሕልፈተይ ከምብረካ ኣብ ልበይ💔 😥😥
2026-06-24 10:38:10
4
.sb4234
ሕንቅቅቲ እየ ብብሪየይ ሰሉ S&B🫂💫💋👸 :
ኣጆካ ናተይ 🥺🥺💔
2026-06-24 21:13:22
0
xewar.bnebse
🦋Ⓗ....... :
ኣጆኻ ከሙኡ እዩ ድሩኡ ኣብዛ ዓለምምሰ ታፍቅሮ ኣይንበርንዩ ከይተጎደአ ዝገጥሞ የለን🥺💔💔💔
2026-06-25 01:41:56
0
user675512196610
ተመስገን ፈጣሪ :
ኣጀካ ማዓረይ ኣሎ ፈጣሪ 🙏😢
2026-06-24 20:37:55
0
senait.asefa34
ስኒት 💃🥀 :
ኣጆካ ንሳ ጥራሕ ኣይኮንትን ሰብ ከልያ ብሮ 🥺
2026-06-24 22:06:28
0
user678424282750999999
𝙬𝙞𝙯 𝙙𝙚𝙨𝙪✝️ :
እፍፍ ልብይ💔
2026-06-24 17:16:24
0
titi.gal.berehe
Titi Gal Berehe :
ኣጆካ ውይ በስማኣም ሓወይ 💔💔
2026-06-25 02:58:38
0
dinu3428
𝕘𝕒𝕝 𝕞𝕠𝕞𝕠𝕟𝕒🎶ከውሒ~lba🖤 :
🥺🥺🥺
2026-06-24 10:38:35
1
1962fkri
sinit❤ :
💔💔🥹🥹🥹
2026-06-24 16:19:14
0
hewan744
➻ህልከኛ 𝑎𝑘𝑙𝑖 ዕያለይ🥺🖇💃🤸🏽‍ :
🥺🥺
2026-06-25 02:16:00
0
user4065976309128
ሕሩር ልቡ :
😥😥😥😥😥😥😊
2026-06-24 21:23:22
0
user624137767meri
meri meri :
❤❤❤
2026-06-24 09:59:45
0
rozin192
🇪🇷🇨🇭 :
💔💔💔🥹🥹🥹🥹
2026-06-24 12:06:57
0
maari2970
ቲቲ❤ :
🥰🥰🥰
2026-06-24 14:14:13
0
tehesh_d21
BROWN²¹✝️👸🏾 :
🥹
2026-06-25 00:02:48
0
shshayftwi19
®️➤🔁➤🥰 :
👌👌👌
2026-06-24 03:17:52
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About