@majiyemane: በቲ እተፍቅሮ ሰብ ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን... ኣብ ፍቕራዊ ርክብ፡ ልብኻ ምሉእ ብምሉእ ምሃብ፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምሕሳብ፡ ስምዒታትካ ብንብዓት ምግላጽ ፍጹም ሰብኣዊ፡ ንጹህ መግለጺ ልቢ እዩ። ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ ንብዓት ዕምቆት ፍቕርኻን ተኣማንነትካን ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ርህራሄን ምስክር እምበር ምልክት ድኻም ኣይኮነን። ብኽያት ንዝተሰብረ ልቢ ዝፍውስ መድሃኒት ነብሲ እዩ። እቲ ዝዓበየን መሪርን ጌጋ ግን ኣብዚ እዩ ዝጅምር፡ "ጌጋኻ ንፍቕርኻ ዘይግብኦ፡ ዋጋኻ ዘይፈልጥ፡ ዘይርድኣካ ሰብ ክቡር ግዜኻ ኣባኺንካ፡ ብዙሕ ተጨኒቕካ፡ ብዙሕ መስዋእቲ ምኽፋልካ'ዩ!" ናይ ሓደ ሰብ ልቢ ክትቅይር፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ክብሪ ከተጉድል ዝብል ከንቱ ተስፋ ሒዝካ ምንባር ዓቢ ሓጢኣት እዩ። ስምዒታትካ ዘይግደሰሉ፡ ዋጋ ስቕትኻ ዘይርዳእ፡ መዓልታዊ ብጥርጣረን ኣሉታዉን ዝቐጽዓካ ሰብ እትህቦ ነፍሲ ወከፍ ካልኢት፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ህይወት ክሕደት እዩ። ስለዚ፡ ሎሚ ደው ኢልካ ንነብስኻ ርኣያ። መንነትካ ዘፍስስ መርዛም ዝምድና ኣብ ክንዲ ትስከም፡ ብሓቂ ዘፍቅረካ፡ ዋጋኻ ዝፈልጥ፡ ንጽህናኻ ዘኽብር ሰብ ድለ። ካብ ሕሉፍ ጌጋታትካ ተማሂርካ፡ ነታ ዝተሰብረት ነብስኻ ብይቕሬታ ሓቚፍካ፡ ዘይግብኣካ ሰብ ክትገድፎ ምውሳን ምልክት ውድቀት ዘይኮነስ፡ ምልክት ዓቢ ትብዓት እዩ! ናተይ ኣረኣእያ ከምኡ እዩ። ።ንኽልቲኡ ጾታታት ዝምልከት እዩ።maji✍️❤️

ማጂ ❤
ማጂ ❤
Open In TikTok:
Region: CA
Wednesday 24 June 2026 05:07:11 GMT
22888
1413
46
129

Music

Download

Comments

fqarnda2712
𝕘𝕒𝕝 𝕕𝕔😔 :
Ya🥺ግን እኮ😥
2026-06-24 19:05:55
1
mesiwizdesu7
Měśĩ hǎfťĩ Ďěšũ…👑✝️🌸🎀 :
Smart 🥰ብርዕካ ይሰሰን🙏
2026-06-24 16:19:04
0
fifi_gal_hazomo
ጽምዋ_ዘመዳ_🎀💦'!! :
ናይ ብሓቂ 😩❤️
2026-06-24 14:28:36
0
adu_hafti_meri
𝓐𝓵𝓸𝓷𝓮_𝓖𝓲𝓻𝓵 🦋 :
Haqi du🥺
2026-06-24 13:35:02
0
titi60073
ⓕ𝓮𝓺𝓪𝓻 ⓝ𝓪𝓶𝓮𝓵𝓪❤ :
nay bhaqi🥺
2026-06-24 18:46:31
0
user4335971734711
ዘይ ምለስ ልቢ :
✌️✌️ናይ ብሓቂ 👌👌
2026-06-24 23:21:06
0
haftidaniqebzar
gal Fazu qebax🌴❤️‍🔥 :
Ya🥹
2026-06-24 18:19:39
0
kulu.woyo789
Fyori :
bhaki😳💖💖
2026-06-24 13:59:04
0
wedi.barentu123
@ Wedi Barentu :
tikkl
2026-06-24 21:30:39
0
esarm04
king :
2026-06-24 16:11:40
0
rakigaleery33
princess 👸 Řāƙī👸🤎 :
🥺👌
2026-06-24 14:16:28
0
babaye.king07
ዓርኪ ፋዘራ👑👨‍👧 :
𝐘𝐚𝐦𝐚𝐧 🥹🥲
2026-06-24 19:59:41
0
82efi
Efi €£¥$M* :
nay klu seb areaeya eyu,,,,qexlo bro🥰
2026-06-24 21:30:12
0
user68407097871628
ኣብ ስቅታ ዘለዎ ሰላም✝️💒🛐🙏💙🌄 :
ግን💔🥺😥
2026-06-24 20:26:30
0
user55498329
rahel❤️🔐🇪🇹❤️🇰🇼 :
Bhaki 👌✌️
2026-06-24 06:07:15
0
akbert.kefil
Akbert Kefil :
Ya ❤️❤️❤️
2026-06-24 15:22:32
0
my554966
merci❤️‍🩹 :
behki 👌👌👌
2026-06-24 15:07:25
0
helengoytom27
helen :
haki👌
2026-06-24 16:01:15
0
fqriu1
ተስፋ ጽባሕ :
@𝑚𝑜𝑠𝑠 𝑎𝑠𝑎𝑠𝑖𝑛𝑜
2026-06-25 00:16:57
0
selam.malak
@Selam Malak@ :
💔💔
2026-06-24 20:40:32
0
ihope275
luli💜🤗 :
✅🥺
2026-06-24 19:54:19
0
abi014663
ኣቢ የናትዋ ወዳጅ 👩‍🍼💖🫰 :
❤️❤️❤️🥰❤️❤️❤️🥺🥺
2026-06-24 22:20:27
0
user34094480049138
ብቀትሩ😭💔 ፀልምትኒ 🖤ማዓረይ በዲለካ ድየ :
💔😥
2026-06-24 21:02:46
0
hdeatberhe
God is with me🙏❤ :
❤️🙏😇
2026-06-24 08:08:59
0
To see more videos from user @majiyemane, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About