@nxurelama0: ሓደ ሓደ ግዜ ነገራት ንጥዕናኻ ክትብል ሸለል ኢልካ ክትሓልፎም ትደሊ'ሞ ግን ከኣ ውሽጥኻ ዘይቅበሎ ። ። እዛ ፊልም ካብ Youtube ክትወርድ ኣለዋ ። ኣገዳሲ እንተኾይኑ'ውን ነታ ቻነል ብዓባያ ከነዕጽዋ ኢና ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ርሑስ ከይንገብሮ እምበር እቲ ደራሲ ከኣ ነጂስ ብ'ደም መናእሰይና ዘሕትቶ ስራሕ'ዩ ዝሰርሕ ዘሎ ሰንድዎ ጥራይ ። 6ተ ዓመይ ጌረ ኣለኹ ኣነ ፊልም ይኹን ደርፊ ወላ ኮሜዲ ምርኣይ ካብ ዘቋርጾ በሎም ጨፍጭፎም ግረፎም ኣሳድዶም ጸጊቦም ሃገሮም ክሒዶም እንታይ ዶስ መይዶስ ዝብል ስራሕ ምስ በዝሐ ካብ ብገዛእ ፍቓደይ የዒንተይ ክዓውራን የእዛነይ ክጸማን ዘፍቅደለን ሰላም ምርካብ ይሕሸኒ ኢለ ሓራ ካብ ዝኸውን ። ሜሪ ንጹር ዕላማ #nhamedu💙 #tiktokindia #tiktokviral #bluerivolution💙 #ንጹርዕላማ

ንብዓት ዓሳ ✌️🫡
ንብዓት ዓሳ ✌️🫡
Open In TikTok:
Region: UG
Wednesday 24 June 2026 10:21:00 GMT
7947
173
9
28

Music

Download

Comments

titi.haiti.abi
Titi hafti abi 👸❤️🦋 :
2026-06-24 21:22:52
0
lidu6427
Lidu🍇🍇 :
Xegibom aybulun eyom weldina gn nay derasi xgem eyu🥹🥹🥹
2026-06-24 10:28:13
4
122kikey
kiki :
2026-06-24 18:58:20
1
mnbar120
Victor :
😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡
2026-06-24 10:37:20
1
rodas.1230
mariamey ade gaytay whasey 🙏 :
🥰🥰🥰
2026-06-24 12:40:17
0
eritreawi52
Mati😍💙💙🤙🏼🇪🇷🇪🇷 :
🥰🥰🥰
2026-06-24 18:46:42
0
abi.abiti20
abi abiti :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
2026-06-24 20:06:17
0
To see more videos from user @nxurelama0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About