@.20095115: #ናይ ትማሊ መድርኽ ኹልኻ ፍጡር ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን ድኾንኹም ሸር ሸር በልዎ ከይታሕልፍዎ #ሎማዓቲ ብዕሊ #ደም ስውኣት ንፁህ መፅሓፈይ ንዓለም ኣብ ምፍላጥ ዓለማዊ መድርኽ ትውሂብዋ ትርከብ ብጣዕሚ ልገርም ኣብ ትርግታ ልቢ ዝኣተወት መፅሓፈይ ኸዚ እውን ተጋሩ ታሪኽና ንሰንድ ታሪኽና ንሓንፅፅ ሓድነትን ሕብረትን ይሃልየና። ሎማዓቲ #ደምስውኣት ንፁህ መፅሓፈይ ምስቶም ጀጋኑ ንትግራይ ፍርቂ ኣካሎም ዝኸፎልላ ዘተን ምይይጥን ብኸመይ መንገዲ ናብ መላእ ክልል ትግራይን ናብ መላእ ዓለም ክትበፅሕ እነሀዋ ዝብል መድርኽ ኣብ ምስላጥ ኢሂን ምሂን እናበልና ታሪኽ ትግራይና እናሰነድና ውዒልና። ተጋሩ ከም ቀደምኹም ሕበሩ ጥመሩ ታሪኹም ሰንዱ ክዝኡ ንጀጋኑ ብፀትኹም እዩ እናበልና ታሪኽና ንሰንድ። ሕድሪ ብፆት ኣይናዕብር ሰብ ሓድነት ተጋሩ። #ኹልኹም ደለይቲ ሓድነትን ሰላምን ዕብየትን ፣ ደለይቲ ለውጥን ፈተውቲ ባህልን ኪነ ጥበብን ትግራይን ዝኾንኹም እዚ ታሪካዊ መፅሓፍና ንፁህ መፅሓፍና ናብ መላእ ዓለም ዘለው ተጋሩን ፈተውቲን ተጋሩን ክበፅሕ ኣለዎ። ኸዚለ ን TDF ትግራይ ክትገዝእሎም ብትሕትና ንሓትት። ትግራይ ክትገዝእሎም ብትሕትና ንሓትት ። ቤተንባባት ቢሮታት ታሪኽ ትግራይ ክንስንድን ክንፅሕፍን ኣለና ኹልና ተጋሩ። ክትገዝኡ ትደልዩ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ንሓደ መፅሓፍ ብር እያ ።ኹልኻ ሸር በሎ ስውኣት ንፁህ& 1000,53,87,88,019 ብርሃኑ ደንገዘ 0939183540

TDF ብርሃኑ ደንገዘ ወዲ ፀላም ሰበቲ
TDF ብርሃኑ ደንገዘ ወዲ ፀላም ሰበቲ
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 24 June 2026 13:03:36 GMT
77545
5829
237
456

Music

Download

Comments

robel1221weyin
robel1221weyin ግ,ሓ,ት :
🥰🥰👑👑ናይ መአዝ እ. ወድነይ ?
2026-06-27 23:39:00
3
user52819357519890
tirhas :
ጀግና መክበሪ ብፆቱ🙏❤️
2026-07-08 16:57:32
1
user7580040986532
HirutGoytom1223 :
ጀግና ሓዉና💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖👍👍
2026-06-26 16:52:44
1
user5872887987021
aef6fu291214 :
2026-06-27 08:12:52
1
eleniazmarino
🪡ቀብራራዋ 🎤ብለህ 🖇️ጥራኝ 🎵🏹🕊️ :
ጀግናው 🙏🙏🙏
2026-06-25 13:50:34
2
weldeabrhatekleha
ወልድሸ ባኒ :
❤️ጅግናና❤️❤️❤️
2026-07-12 06:12:33
1
user5390942918050
harife74 :
❤️❤️
2026-07-21 16:34:23
1
.2135550
ፍረ ማርያምጋል ዓጋመ(21) ⛪️☦️💊❤️💛 :
💪💪💪💪❤️❤️❤️ጀግና ናተይ🥰
2026-06-25 01:59:11
3
okhotmail.com58
h k :
ክብሪ ንጀጋኑና♥️
2026-07-21 12:55:27
1
melatgkirstos
Melat Gkirstos :
2026-06-26 04:32:05
1
user5215816665437
samerwit kanwe :
😭😭😭😭😭ዋይይይይይ
2026-06-26 06:06:07
1
gizehurufat
gizehurufat :
🥰🥰
2026-06-28 09:54:00
1
user7722880352816
ኣማኑኤል ወደ ተንቤን :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-25 17:28:44
1
www.tiltok274
Jennet😁🥰 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😭😭😭❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
2026-06-24 18:43:22
2
userckle5rn7i7
user88519675289 :
jeganunalove🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 10:21:41
0
taherbeyan0
Taher Beyan :
NICE Zewdy🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-23 14:14:40
0
user86833650766230
gecho :
😭😭😭😭😭
2026-08-05 10:30:48
0
user1954395911326
hana :
ጅግና🥰🥰🥰🥰
2026-08-11 18:33:31
0
kusu6542
kusu :
ጀግና🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-15 22:16:07
0
To see more videos from user @.20095115, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About