@3zy84: >ንህይወትካ ዝቕይሩ 10 ወርቃውያን ስነ-ምግባራት●💯 1 ••ውሑድ ተዛረብ፡ ዝያዳ ግን ተዓዛባይ ኹን! •• ሓቀኛ ሓይሊ ኣብቲ እትገብሮ ስቕታ እዩ ዘሎ። 2 ••ፈጺምካ ናይ ብዙሓት ሰዓቢ ኣይትኹን! ☞ ሰባት ክስዕቡኻን ካባኻ ክመሃሩን ጸዓር። 3• •ምስጋና ኣይተቋርጽ! __ ዋላ ኣብቲ ዝኸፍአን ዘጨንቕን መዓልትታትካ፡ ንፈጣሪ ዘለካ ምስጋና ወትሩ ይሃሉኻ። 4•• ስምዒትካ ተቆጻጸር! ቀልጢፍካ ግብረ-መልሲ ካብ ምሃብ ተቆጠብ፤ ስምዒትካ ናይ ምሕላው ብቕዓት ተለማመድ። ? 5 ••ዓንኬል ኣዕሩኽትካ ንእሽቶ ግበሮ! _ ብዙሓት የዕሩኽ ምእካብ ነብስኻ ከምትስእን ከይገብረካ፡ ናይ ጥቓ ኣዕሩኽትካ ብጽሬት ሕረ። 6•• ሕያዋይ ኹን፡ ግን ድኹም ኣይትኹን! _ ሕያዋይ ምዃን ጽቡቕ እዩ፡ ናብ ዝደለይዎ ዝጠውዩኻ ሰብ ግን ኣይትኹን። 7•• ብምትእምማን ተጎዓዝ! ፮ ኹሉ ጽቡቕ ነገር ይግበኣካ ከምዝኾነ ሓሲብካ ተጎዓዝ፤ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበና ጸጋ ንኹላትና ብማዕረ ይበጽሓና እዩ። 8 ••መረጋገጺ ካብ ሰባት ኣይትጸበ! ✓ ካብ ሰባት ናእዳ ኣይትድለ፤ ውጽኢት ስራሕካ ባዕሉ ዓው ኢሉ ክዛረብ ግደፎ። ☺ብትሕትና ነብስኻ ህነጽ!_ ስቕ ኢልካ ንነብስኻ ኣልዕላ፤ ድምጽካ ሓፍ ኣቢልካ ምጅሃር ድኹም መንነት ስለዝኾነ ተጀሃሪ ኣይትኹን። •. 10 ••ምስ ነብስኻ ጥራይ ተወዳደር! ሰባት ክርእዩልካ ዘይኮነ፡ ንነብስኻ ካብ ናይ ትማሊ ዝሓሸት ንምግባራ ጥራይ ጸዓር። ካብዚኦም ኣዝዩ ዝተንከፈካ ነጥቢ ኣየናይ እዩ? ኣብ ኮመንት ኣካፍሉና።❤️🥰🙏
𝕃𝗼𝕧𝗲 ❤️
Region: KE
Thursday 25 June 2026 00:00:30 GMT
Music
Download
Comments
HAK :
Number 5
2026-08-05 10:43:07
0
ፈታዊ ማዘሩ መራ 🇪🇷🇬🇧🤴 :
4 ኣቤትኒ ኣላ ፍጹም 😳
2026-07-23 09:48:46
0
ሕልና ሕልና🇪🇷🇨🇭 :
6
2026-06-30 21:27:20
1
𝐇𝐞𝐰𝐚𝐧❤️🩹🫶🕊️ :
ኩለን ብሉጻት ምክርታት ኢየን💯❤️✍️
2026-06-26 11:45:31
1
ወዲ ማይ ወዘባ 🇱🇾 🙏🇮🇹 :
ኩለን ብሉጻት ምክርታት ኢየን💯❤️✍️
2026-06-29 20:12:35
1
zemen tekeyrkani :
All
2026-06-25 17:58:24
1
gech2121 :
1 & 3 & 5 & 8😎😎
2026-06-25 08:24:59
3
wedi barka🌴 :
1&3&4 &7 all good idea
2026-06-25 14:06:17
2
ሕጊ ሕጊ ሙሴ 🗣🌗⚔️ :
3&4&6🤴
2026-06-26 14:28:31
2
love :
1&3&8 nay bhaqi bro
2026-06-25 19:22:36
2
ሳሚ :
nay behaqi
2026-07-23 20:28:43
0
የቅዱስ ገብሪኤል ልጅ ነኝ :
3 & 6 🥰🥰🥰
2026-06-25 05:59:18
0
Ⓚክብሮም ወዲ ራያ⚔️🦅💪 :
ኩሉ ትክክል🥰🥰🥰🥰
2026-06-25 14:34:53
1
AMIR Mc :
8 ናዐይ
2026-06-25 10:39:28
2
wonani nebsu :
5✅️aminela
2026-06-25 12:12:24
1
mulugeta :
1&3
2026-06-25 16:41:38
1
ትግራይ ትግራይ :
ኩሉ ትክክል 🥰🥰🥰
2026-06-25 16:10:53
1
ወዲ ዝባዉንቲ :
5&6🥰🥰🥰
2026-06-25 05:01:04
2
angosom 7🙏7 🙏7🙏 :
3&7&6&5❤️❤️❤️
2026-06-25 14:21:36
1
saka :
9
2026-07-12 17:52:23
0
kase :
1&8
2026-07-19 11:11:35
0
Tesfaye Zemkial :
9
2026-07-26 07:41:23
0
Hrit hrit :
all good idea
2026-07-24 04:53:38
0
Tsegay gebremichael :
all are perfect to me
2026-07-13 16:08:12
0
To see more videos from user @3zy84, please go to the Tikwm
homepage.