@sarah42078: #halara #sportsbra #sportsbras #gymclothes #workoutclothes

sarah42078
sarah42078
Open In TikTok:
Region: US
Thursday 25 June 2026 14:23:54 GMT
18
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @sarah42078, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላክ ኣሜን!!!🤲☦️          #☦️ በዛ_ ሎሚ ዕለት💝 ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠርኩ ናብዛ ምድሪ ዝመጻእኩ ካብ ማህጸን ኣደይ ዝወጻእኩ        በዛ ሎሚ ዕለትያ  ኣምላኸይ ከመስግን ዝተዓደምኩ ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ኣእዳወይ ደጊፍካ ታተ ዘበልካኒ ቃልካ መጊብካ ኣቤትካ ዘዕበኻኒ ተመስገን ኣምላኸይ ናብዚ ዘብጻሕካኒ🤲 ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ መጽሓፍካ ገንጺለ ከንብብ ምስ ጀመርኩ መንፈሰይ ተቃጺሉ ብኣኻ ተሰነፍኩ ፍቅርኻ ማሪኹንስ ኣዝየ ተገረምኩ 🥰 ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ለውሃትካ ዘይውዳእ ዘይነጽፍ ፍቅርኻ ወሓዚ ዓይኒ ማይ ዘይጎድል ዔላኻ ከመስግንየ ወትሩ ክዝምርየ ንስምካ🤲 ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ወላ እንተጥፋእኹ ትግስጸኒ🥺 ወላ 'ውን እንተበደልኩ ይቅረ ትብለኒ 🤲 ብፍቅሪ ገኒሕካ ንየማን ትመልሰኒ🥰 ከማኻ የሎን ፍጹም ኣፍቃሪ ዝኾነኒ ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ኣንታ ለዋህ ኣቦይ!🥺 እንታይ ክኸፍለካየ ነቲ ኩሉ ውዕለትካ እናበደልኹኻስ ሰናይ ትገብረለይ ንስኻ ከቶ ኮዩ ዘየሎ ከማኻ ተመስገንያ ዓቅመይ'ሞ ተቀበለኒ ኢኻ☦️ ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ጸሎት ኣዘውታሪት ቆራቢት ሰጋዲት ንስምካን ክብርኻን ዘማሪት ወዳሲት ኩሉ ጊዜ ክኾን ነዓኻ ኣመስጋኒት ኣመልኣኒ'ቦየ ክሳብ ዘንት እለት🤲 ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ኦ ጎይታየ! ክሳብ ዕለት ዚኣ ዘብጻሕካኒ ናብዛ ዕለት ዚኣ ዘብቃዕኻኒ ተመስገን ኣምላኸይ ምስጋናይ ተቀበለኒ☦️🤲🥰 ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ኦ ኣምላኸይ! ዝተረፈ ዘመነይ ባሪኽካ ቀዲስካ ዕድመን ጥዕናን ሂብካ በረኸት ወሲኽካ ብጥበብካን ፍቅርኻን ገዚእኻ ንዘልኣለም ኣምብረኒ ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈◈ ኣሜን☦️ ኣሜን☦️ ኣሜን   ተመስገን ኣምላኸይ!!!☦️🤲💝🥰

About