@hermonalemseged79: ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ፡ ኣብ ታሪኽ ህዝብና ካብ ዘለዋ ረዚን ቦታን ዘርኣያኦ ኣብነታዊ ጽንዓትን ብውሕዱ፦ ° 👩👧👦 14 (ዓሰርተ ኣርባዕተ) ቈልዑ ወሊደን ዘዕበያ ኣደ °. ✊ 9 (ትሽዓተ) ደቀን ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ዘጋደላ ቆራጽ ሓርበኛ። 🦅 2 (ክልተ) ካብኣቶም ድማ ንናጽነት እዛ ቅድስቲ ሃገር ህይወቶም ዝሃቡ ክቡራት ስዉኣት እዮም።🕊️ 🙏🏾 ሰላማዊ ዕረፍቲ ንወላዲት ሓርበኛታት ጀጋኑ — ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ! 🇪🇷✨ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብጽንዓትን መስዋእትን ዓበይቲ ኣዴታት ዝተሃነጸ እዩ። ሎሚ ድማ ነታ ንሃገርና ዓበይቲ መራሕትን ጀጋኑን ዘበርከተት፡ ቃል ኪዳን ኤርትራውነት ብግብሪ ዘመስከረት ክብርቲ ወላዲት ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝዀና ሓርበኛ ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ ብኽብሪ ንዝክረን። 🕯️❤️ 💬 “ኣዴታት ኤርትራ ናይ ጽንዓትን ሓርበኝነትን ዓንደ-ስንቕና እየን። ንሳተን ንናጽነት ዝኸውን ፍረ ህይወተን ከይበቐቓ ዝሃባ፡ ንውሉድ ዘይኰነስ ንሃገር ዘቐደማ ናይ ሓቀኛ ሓበን መርኣያ እየን።”🧎♀️👑 ብሓቂ እዚ ንኹልና ወለዶታት ወትሩ ክንዝክሮን ክንኮርዓሉን ዝገባእና ናይ ጽንዓትን ሓርበኝነትን ዓብዪ ታሪኽ እዩ! 🇪🇷💎 📢 All about Eritrea & Eritreans Follow ብምግባር፡ ከምዚኦም ዝበሉ ናይ ጀጋኑና ታሪኽ፡ ማሕበራዊ፡ ባህላዊን እዋናውያን ዓንቀጻት ቀጻሊ ክትከታተሉ ንዕድም። 🔔 🔄 ታሪኽ ሓርበኛታት ኣዴታትና ንኹሉ ክበጽሕን ክዝከርን፡ ነዚ ጽሑፍ እዚ Share (ሼር) ብምግባር ንዝክረን። 🔄 ብሰላም ዕረፋ ወላዲት ሓርበኛታት ጀጋኑ! ጻማኽን ፈጣሪ ይሃብክን! 🕊️🕯️ Credit All about Eritrea and Eritreans
ከም ፍቃድካ ይኹን 🙏🙏🙏
Region: NL
Friday 26 June 2026 00:53:45 GMT
Music
Download
Comments
te abr :
🙏
2026-06-26 15:25:45
0
Eribest :
Rest in peace🕯️🕯️🕯️🙏🙏🙏
2026-06-26 08:09:17
0
ruthestefanos77gm :
Rip
2026-06-26 05:05:03
0
Nakfa :
R.I.P Gigna ade Geganu.😭😭😭
2026-06-26 18:57:45
0
user6392080575713 :
Rest in Heaven
2026-06-26 18:28:13
0
Xge✌️❤️🫶 :
😭😭😭😭
2026-06-26 15:04:31
0
Ewegaber :
😭😭😭
2026-06-26 04:10:44
0
ህያብ እያ ለሚ :
😭😭😭😭😭
2026-06-26 07:53:03
0
tirhas erga :
😭😭😭😭😭
2026-06-26 16:42:02
0
user6213045068915 :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-26 11:56:42
0
Arda :
😭😭😭
2026-06-27 00:41:01
0
GualEri_27 :
😭😭😭
2026-06-27 01:43:55
0
To see more videos from user @hermonalemseged79, please go to the Tikwm
homepage.