@mebi523: #ፅባቀ ኣፅቢ ወንበርታና ቅድስቲ ማርያም ዲቦ✝️🫶💜 እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ማርያም ዲቦ ኣብፅሐና! ============================== ​ኣብ ማእኸል መስተንክር ተፈጥሮኣዊ ፅባቐ፣ በቲ ልሙዕን ሓምለዋይን ደኒ ዓይማሎ ተኸሊሉ ዝርከብ ገዳም ማርያም ዲቦ ፅባሕ 21 ሰነ 2018 ዓ/ም ክብረ በዓላ ብድምቀት ክኽበር እዩ። ​እዚ ቅዱስ ቦታ መንፈሳዊ ርግኣትን ተፈጥሮኣዊ ፅባቐን ዝተዓደለ መንፈሳዊ ሓድጊ ተጋሩ መበገሲ በፃሕቲ ዓድን ተመራመርቲ ታሪኽን እዩ። ካብቲ ድሙቕ ሓምለዋይ እምባታት ጀሚሩ ክሳብ እቲ ውቁብ ወርቃዊ ጉልላት ዘለዎ ቤተ ክርስቲያን ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ውሽጣዊ ሰላም ዝህብ ቅዱስ ስፍራ እዩ። #ዕድመ_ንኹሉኹም፡ - ============= መንፈሳዊ በረኸትን ተፈጥሮኣዊ ፅባቐን ክትካፈሉ፣ ዓድኹም ክትህውፁን ኩሉኹም ህዝበ ክርስትያን ተዓዲምኩም ኣለኹም። እንኳዕ ኣብፀሐኩም! ​#ማርያምዲቦ #ገዳማትትግራይ #ባህልንቱሪዝምን 20-10-2018 ዓ/ም

✝️🄼𝓮ማሕተራም~የደራ~ልጅ🦋🤴
✝️🄼𝓮ማሕተራም~የደራ~ልጅ🦋🤴
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 27 June 2026 10:10:56 GMT
327
42
3
6

Music

Download

Comments

user1336141796806
𝑔𝑎𝑙 𝑡𝑑𝑓👉Ⓗ😭 :
🥰🥰
2026-06-27 17:41:51
0
mnmmmnccgghggg
wedi kehsi@ :
❤️❤️❤️
2026-06-27 16:02:08
0
user93720869273802
ተመስገን እዩ ልማደይ :
👏👏👏
2026-06-27 11:48:52
1
To see more videos from user @mebi523, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About