@pelqurannahya3: #في هذا اليوم

🏮بالقرآن نحيا🏮
🏮بالقرآن نحيا🏮
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 27 June 2026 12:36:30 GMT
9343
827
8
25

Music

Download

Comments

user4441488061739
الشرقاوي user4441488061739 :
الله يرحمك يابابا
2026-06-27 21:11:07
0
fallou.com63
Fallou ndiaye mbacké :
macha Allah jajeuf
2026-06-27 12:52:46
0
ousseynoundiye2
ousseynoundiye400 :
machallah
2026-06-27 14:25:55
0
ggh49059
G Gh :
🙏🙏🙏
2026-06-27 19:35:31
0
sadiqiokz
꧁𝐒𝐚𝐝𝐢𝐪𝐢 𝐎𝐫𝐚𝐤𝐳𝐚𝐢꧂ :
🥰🥰🥰
2026-06-27 19:26:22
0
vhgdsaryiohfuihgfuuhgg
مصر في حفظ الله :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-06-27 14:50:42
0
babacar.sow118
Babacar sow :
🥰🥰🥰
2026-06-27 13:56:28
0
user63901408517765
سبحان الله :
🥰🥰🥰
2026-06-27 22:41:55
0
To see more videos from user @pelqurannahya3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

➢ ተስፋ ቀሊል ክኸውን እዩ ማለት ኣይኮነን፣የግዳስ ዝኾነ ይኹን ጸገም እንተመጸ ክሰግሮ እየ ዝብል ናይ ውሽጢ እምነት እዩ። ተስፋ ካብቲ ሐዚ ዘለናዮ ስቓይ ቀዲሙ ነቲ ዝመጽእ ዓወት ክንጥምት ይሕግዘና። ሓደ ሓደ ግዜ ተስፋ ንምርካብ፣ነቲ ንዓና ንድሕሪት ዝጐትተና ናይ ቀደም ኣተሓሳስባና ክንሰብሮ የድልየና እዩ።ሓዱሽ ተስፋ ንምቕባጽ፣ነቲ ዘይጠቅም ልምድታትን ፍርሕን ክንድርብዮ ኣለና።ተስፋ ጥራይ ተቐሚጥካ ዝጽበይዎ ነገር ኣይኮነን። ተስፋ ምስ ጻዕሪ ክተሓሓዝ ከሎ እዩ ፍረ ዘፍሪ።ሎሚ ዘሎ ጸገም ግዝያዊ ምዃኑ ምእማን ዓቢ ብልሓት እዩ።
➢ ተስፋ ቀሊል ክኸውን እዩ ማለት ኣይኮነን፣የግዳስ ዝኾነ ይኹን ጸገም እንተመጸ ክሰግሮ እየ ዝብል ናይ ውሽጢ እምነት እዩ። ተስፋ ካብቲ ሐዚ ዘለናዮ ስቓይ ቀዲሙ ነቲ ዝመጽእ ዓወት ክንጥምት ይሕግዘና። ሓደ ሓደ ግዜ ተስፋ ንምርካብ፣ነቲ ንዓና ንድሕሪት ዝጐትተና ናይ ቀደም ኣተሓሳስባና ክንሰብሮ የድልየና እዩ።ሓዱሽ ተስፋ ንምቕባጽ፣ነቲ ዘይጠቅም ልምድታትን ፍርሕን ክንድርብዮ ኣለና።ተስፋ ጥራይ ተቐሚጥካ ዝጽበይዎ ነገር ኣይኮነን። ተስፋ ምስ ጻዕሪ ክተሓሓዝ ከሎ እዩ ፍረ ዘፍሪ።ሎሚ ዘሎ ጸገም ግዝያዊ ምዃኑ ምእማን ዓቢ ብልሓት እዩ።"እዚ እውን ክሓልፍ እዩ" ዝብል ሓሳብ ኣብ ኣእምሮኻ ምስ ዝነቅስ፣ ንዝመጽእ ማዕበል ክትጻወሮ ሓይሊ ይኾነካ። ጸልማት ስለ ዝጸለመ ኣይኮነን ብርሃን ዝጠፍእ፣ብርሃን ስለ ዝጠፍእ እዩ ዝጽልም፤ ስለዚ ኣብ ውሽጥኻ ዘላ ናይ ተስፋ ጥዋፍ ኩሉ ግዜ ከም እትነድድ ግበራ። "ተስፋ" ማለት ኣብ ግዜ ጸልማት ብርሃን ምርኣይ፦ኩነታት ሕማቕ ኣብ ዝመስለሉ እዋን፣ ጽባሕ ከም ዝሓይሽ ምእማን። ዳግም ንምጅማር ዘሎ ድሌት፦ኩሉ ነገር ዝተወድአ ምስ መሰለ ተስፋ ቆሪጽካ ካብ ምትራፍ፣ተሓዲስካ ንምውጻእ ዘሎ ትብዓት። ናይ ውሽጢ ሓይሊ፦ሰብ ተስፋ እንተሃልይዎ ጥራይ እዩ ንመጻኢ ዝሰርሕን ዝጽዕርን፣ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እውን "ተስፋ ግና ኣይተሕፍርን እያ'' ይብል።እዚ ማለት ጽኑዕ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ኣብ መወዳእታ ጽቡቅ ውጽኢት ይረክብ ማለት እዩ።

About