@wedibeatay0: ሓደ መዓልቲ ህዝቢ ትግርኛ ናይ ሓጎስ ንብዓት ክነብዕ ኢዩ ህዝቢ ትግርኛ ውን ሓራ ክወጽእ ኢዩ = ህዝቢ ትግርኛ መራሕቱ ኣለሊዩ ኢዩ እታ ን 36 ዓመት ብጭኮናን ህዝብና ፋሕ ፋሕ ዘበለት ገዛኢት ደርቢ ዓለታዊት ጉጂለ እንዳ መድህን በራድ ግዚኣ ቀሪቡ ኢዩ ። ሓድግታት ጠስጣስ ኢሰያስ 50 ዓመት ንድሕሪት መሊስና ክንቀብሮ ኢና !! ግዜ ኣብ ምቅራቡ ኢዩ ነቲ ናይ መግዛእቲ ርእስን ንዋያትን ዝገዝኣና ኢሰያስ ክንቀብሮ ኢና ። ህዝብታትና ኣደዳ ባሕርን ሳህራ ኮይኑ ። ጽባሕ እታ ትመጽእ ሃገር ሓቢርና ክንዓቢ ኣብቲ ናይ መንነታዊ ቃልሲ ንመለስ ። #ኣይርደኣናንዩ_እምበር_ክንፋቶ_መዓት_ኢና #ትግርኛ #eritreanpolitics #eritreantiktokhabesha💙💙🌿🌿 #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳

ኣድማሳዊ 🕎🫡
ኣድማሳዊ 🕎🫡
Open In TikTok:
Region: CH
Saturday 27 June 2026 14:06:29 GMT
586
26
4
46

Music

Download

Comments

johneestifanos0
Johne Estifanos :
2026-06-27 14:15:27
0
zeme295
Zemen ጽዮናዊ🕎✝️ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-27 15:47:44
0
revenge.is.sweet22
Tewelde🤫☠️ :
❤️❤️❤️
2026-06-27 14:11:58
0
maryamtsiontesfaxion
ብሬን ርእሲ ዓዲ ኣግኣዝያን :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-27 16:52:54
0
To see more videos from user @wedibeatay0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About