@live.your.life272: #creatorsearchinsights ይበል ኣያና ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ "ፖለቲካዊ ምሕደራን መሪሕነትን ትግራይ" ዝብል ርእሲ ዘለዎ #ብጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ሎሚ ዕለት ኣብ ዝነበረ መድረኽ ገምጋምን ክትዕን ተረኺበ ኣብቲ መፅሓፍን ፀሓፊኡን ዘለኒ ናእዳን ነቐፌታን ብምቕራበይ ዝተሰምዐኒ ታሕጓስ ወሰን የብሉን። #ጀነራል ፃድቃን ባዕሉ ዝንበብ ታሪኽ እዩ። ካብቶም ናይ 1960ታት ትውልዲ ምስ ውሱናት ጉድለታቱ እቲ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ነዚ ትውልዲ ብኣተሓሳስባ ይኹን ብቕንዕና ኣብ ምብቃዕን ምድጋፍን ዝምስገን ኣያና እዩ። #ግልፅነቱ ፣ ነፃነቱ ፣ ኣብ ሓዱሽ ወለዶ መንእሰይን ሙሁርን ዘለዎ እምነት ዝድነቕን ዝምስገንን እዩ። #መፅሓፍ ፅሒፉ ንመንበብቲ ምብቅዑ ንምስረታ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ዴሞክራታይዜሽንን ክሳብ ሕዚ ዝፈፀሞን ዘወፈዮን ካልእ ተወሳኺ ሃፍቲ ኣወፍዩ ኣሎ። የቐንየልና ክቡር ኣያና ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ🙏 ✍️Teame aredom

💥ONE DAY🕊️99✨
💥ONE DAY🕊️99✨
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 27 June 2026 19:07:12 GMT
92972
3772
67
644

Music

Download

Comments

To see more videos from user @live.your.life272, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About