@adeyshikorr: ሓደ ወዲ ኣብሓደ ዓዲ ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። ንሱ ኩሉ ግዜ ካብ ፍቅሪቱ "I love you" (አፍቅረካ እየ)፡ "I miss you" (ናፊቐካ እየ) ዝብሉ ካብ ኣፍቃሪቱ ተደጋጋሚ መልእኽትታት ይመጾ ነበረ ፡ "ሓደ ምዓልቲ ከኣ መሰጅ መጾ ። ኩሉ ጊዘ ሓደ ዓይነት ነገር ጥራይ እያ ትጽሕፍ" ብምባል ሰልችይዎ ነበረ። ሓደ ምሸት፡ ስልኩ "ድምጺ መሰጅ" ኣስሚዓ መልእኽቲ ከም ዝኣተወትሉ ኣፍለጠት። ንሱ ግን "ከምቲ ልሙድ I love you ክትብለኒ እያ" ኢሉ ብምሕሳብ፡ ከይከፈተ ሸለል ኢሉዋ ደቀሰ። ንጽባሒቱ ንግሆ፡ ካብ ኣዲኣ ናይ ንብዓት ጻውዒት ተቐበለ። "ጓለይ ትማሊ ምሸት ተቐቲላ ረኺብናያ!" ብዝብል ዘሰንብድ ዜና።💔 እቲ ወዲ ብከቢድ ስንባደ እናተንቀጥቀጠ፡ ትማሊ ምሸት ሸለል ዝበላ መልእኽቲ ከፈታ። እታ መልእኽቲ ከምዚ ትብል ነበረት፦ "ፍቁረይ! ኣብ ደገ ወጺአ ኣለኹ፡ ሓደ ሰብ ይከታተለኒ ኣሎ፡ ብጣዕሚ ፈሪሐ ኣለኹ። በጃኻ ኣድሕነኒ! ኣብ ሓደጋ ኣለኹ!" 😭 እቲ ወዲ ብሰንኪ ሸለልትነቱ ንዘልኣለም ክጠዓስ ክነብር ኢዩ። 🫵ዝፈትዉኹም ሰባት መሰጅ ስለ ዝጽሕፉልኩም ኣይትሰልችዉ። ሸለልትነትካ ንኻልእ ሰብ ሂወቱ ክኸውን ይኽእል እዩ። ሎሚ ዘለዉኻ ሰባት ጽባሕ ክህልዉ ስለ ዘይኽእሉ፡ ንፍቕሮምን ሓልዮቶምን ዋጋ ሃቦም። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok #eritreantiktok #tigraytiktok

Nati🙏
Nati🙏
Open In TikTok:
Region: CH
Sunday 28 June 2026 12:15:55 GMT
9693
469
75
58

Music

Download

Comments

user1779326136162
ለሁሉም ጊዜ ሰጠውና ራሱን ይናገራል :
ኡፍፍፍፍ😭😭😭
2026-07-01 22:03:10
2
user2614812729815lo2
Jackson 🇪🇷🇬🇧 :
nay bahaki brother 🥰🥰🥰
2026-07-03 19:59:37
1
kidane__mhret16
ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር :
🥺
2026-07-04 21:26:33
1
.2170253
ማርያም,ያ ዋሓሰይ21 ❤️❤️❤️ :
Nay bhaqi bro asli 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-29 00:49:47
1
anwar.zeyhgwi687
ln.life.zeyhgwi 🥷 :
Uffff 💔🧎
2026-06-28 12:42:00
1
user5622437212088
የእመ ብርሃን ልጅ :
እፉፉፉ🥺
2026-07-03 00:44:04
1
f.a.tekeste
ከረነይ ጻዕዳ :
2026-07-03 21:48:47
1
wedi.harestay6
wedi harestay :
Nay bahaki bro🥰
2026-07-03 13:35:16
1
kuretibagamey
S ጋል ዓጋመ 🫅N.H ። :
👌👌 እፍፍፍፍፍ 😭💔
2026-07-04 02:23:45
1
huriatsehaye
ዋጋ ☦️🇪🇷 :
ብሓቂ ናቱ ሓወይ
2026-07-04 13:30:12
1
niyat93.20
Nati🇪🇷🤍 :
ብካ ዘይ አንበብክዋ🥺🥺🥺
2026-07-12 11:12:20
2
ha48857
Haኒ Boይ :
zeyhasis besela
2026-07-02 15:03:44
1
mulebrhan
ሰደተኛ ‘ዩ ሰመይ 🤝💚✅ :
🙏
2026-07-13 22:29:02
1
hiyab33
ሂወት የድንግል ማርያም ልጅ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-03 02:34:48
1
hafti.habu1
𝕓𝕖𝕥𝕚.👸🎀 :
🥺🥺
2026-07-01 02:22:35
1
soli64859
soli :
🥰🥰🥰
2026-06-30 00:32:53
1
user1501280852208
user1501280852208 :
♥️♥️♥️
2026-07-01 15:39:41
1
hafti.grmuch
Natey :
❤️❤️❤️❤️
2026-07-01 19:11:41
1
emen.gn.nmen2
ጓል ኤረይ🇪🇷 🇱🇾 :
😳😳😳😳😳😳
2026-07-01 19:51:53
1
negeset.teklit
ዘመነይ ሩፍታ :
😭😭😭😭
2026-07-05 18:28:36
1
selugualsenafe
ሰሉ ጋል ሰናዓፈ❤❤💝💝🌺🌺🌺 :
😢😢😢💔💔💔
2026-07-03 14:57:42
1
day344454
Rim virgo♍D.C🍇 :
🥲🥹💔
2026-07-03 19:16:07
1
love.is.free7
love is free :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
2026-06-28 18:18:39
1
To see more videos from user @adeyshikorr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About