@mikiboy344: 👇💝💥,ንሰበይትኻ ወይ ንኣፍቃሪትካ፡ እቲ ክትህባ ትኽእል ዝዓበየ ህያብ ግዜ'ዩ።❤️😘 ✍️ስለዚ ቅድሚ ኩሉ እኹል ግዜ ሃባ። ሓብሕባን ተኸናኸናን፡ ንሳ ድማ ዕጽፊ ጌራ ክትመልሰልካ እያ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ ብተፈጥሮኣ፡ ነቲ ዝሃብካያ ወይ ዘርእኻያ፡ ዕጽፊ ጌራ ናይምምላስ ተውህቦ ኣለዋ፡ ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኩሉ ነገራ ፍቕሪ ሓልዮት፡ ሰላም ወዘተ'ዩ። ✍️ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ሰበይትኻ ኣደ ደቅኻ መሓዛኻ፡ ብዓቢኡ ከኣ እታ ናይ ዘለኣለም ሓጋዚትካን ደጋፊትካን'ያ። ❤️ንሰበይትኻ ወይ ኣፍቃሪትካ፡ ሓብሕባን ኣሐንቅቃን፡ ንሳ ኩሉ ነገርካ'ያ❤️🫂🥰
𝑴𝒊𝑲 𝑩𝑶𝒀 ✝️🇻🇳➴🇨🇭
Region: CH
Sunday 28 June 2026 16:46:09 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @mikiboy344, please go to the Tikwm
homepage.