@atto.group: فاتورة الإلكترونية في الإمارات | الجزء 7 (الأهم): إيه المطلوب منك دلوقتي؟ ✅ لو إنت صاحب شركة أو مدير مالي أو محاسب — ده اللي لازم تبدأ تعمله من النهارده عشان تجهّز شركتك: 📂 راجع شجرة الحسابات (دليل الحسابات) ونظّف بيانات العملاء والموردين المكرّرة. مثال: ممكن تكون مسجّل نفس العميل 3 مرات "ATTO" و"TAX ATTO" و"AUDIT ATTO" وهم أصلاً برقم تسجيل ضريبي واحد! 🔎 فلتر الداتا كويس، لأن في حالات بتلغبط: • عميل كان في مجموعة ضريبية (برقم TRN المجموعة) وانفصل بقى له رقم TRN مستقل — أو العكس. • عميل كان مؤسسة فردية وحوّل لشركة ذات مسؤولية محدودة → له رقم تسجيل ضريبي جديد والقديم اتلغى. 📑 حدّث بيانات عملائك ومورديك: اطلب صور الرخص + شهادات التسجيل الضريبي (TRN VAT) — عشان معلوماتك تبقى جاهزة للربط (IP أو الطريقة اللي مزوّد الخدمة المعتمد هيحدّدها). 😵‍💫 الموضوع ملخبط ومش عارف تبدأ منين؟ إحنا في ATTO Group بنعمل يوم اسمه Tax Health Check-up نراجع نظامك المحاسبي الحالي (أي نظام: قديم، حديث، حتى Excel) ونقولك بالظبط إيه اللي محتاج يتعدّل. 🔔 ده ختام سلسلة الفاتورة الإلكترونية — لو فاتك أي جزء، السلسلة كاملة على ATTO Group. 💬 احجز Tax Health Check-up: واتساب 045825000 🌐 atto.ae #الفاتورة_الإلكترونية #الفوترة_الإلكترونية #ضريبة_القيمة_المضافة #TaxHealthCheck

ATTO Group | محاسبة وضرائب
ATTO Group | محاسبة وضرائب
Open In TikTok:
Region: AE
Tuesday 30 June 2026 03:26:45 GMT
368
5
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @atto.group, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብዚ ናይ ስደትን ጻዕርን ዓለም፣ ጉዕዞ ህይወት ሓሳኻን ፈተናታቱን ክበዝሕ ከሎ፣ ንኹሉ ጽንኩር ኩነታት ዘቕልል ሓደ ፍሉይ ሰብ ኣሎኒ። ንሱ እቲ ኣብ ማእከል ማዕበል ኰይነ ክሓስብ ከለኹ ንልበይ ሰላምን ዕረፍትን ዝህባ፣ ንመንነተይ ብምሉእ ጽባቐኡ ዘድምቓ ሓቀኛ ናይ ሰማይ ጸጋ እዩ። 🌸 ኦ ኣፍቃሪየይ...ልክዕ ከምቲ እቶም ቃላት ብንጹር ዝምስክሩሉ፣ ንስኻ ናይ ህይወተይ ብርሃን ኢኻ። ኣብቲ ብውዕሎ ስራሕን ብናይ ሓሳብ ጾርን ተደኺመ፣ ዓቕሚ ስኢነ ዝውዕለሉ እዋን፣ ብምቁር ቃላትካን ብሕያውነቶም ዘይውዳእ ምኽርታትካን ዓቢ ናይ ምንባር ሓይሊ እትሰርቀለይ
ኣብዚ ናይ ስደትን ጻዕርን ዓለም፣ ጉዕዞ ህይወት ሓሳኻን ፈተናታቱን ክበዝሕ ከሎ፣ ንኹሉ ጽንኩር ኩነታት ዘቕልል ሓደ ፍሉይ ሰብ ኣሎኒ። ንሱ እቲ ኣብ ማእከል ማዕበል ኰይነ ክሓስብ ከለኹ ንልበይ ሰላምን ዕረፍትን ዝህባ፣ ንመንነተይ ብምሉእ ጽባቐኡ ዘድምቓ ሓቀኛ ናይ ሰማይ ጸጋ እዩ። 🌸 ኦ ኣፍቃሪየይ...ልክዕ ከምቲ እቶም ቃላት ብንጹር ዝምስክሩሉ፣ ንስኻ ናይ ህይወተይ ብርሃን ኢኻ። ኣብቲ ብውዕሎ ስራሕን ብናይ ሓሳብ ጾርን ተደኺመ፣ ዓቕሚ ስኢነ ዝውዕለሉ እዋን፣ ብምቁር ቃላትካን ብሕያውነቶም ዘይውዳእ ምኽርታትካን ዓቢ ናይ ምንባር ሓይሊ እትሰርቀለይ"እተሕድረለይ" ንስኻ ኢኻ።✨🤴❤ " ኣብ ቅድሚ ፈተናታት ተወዲቐ ተስፋ ክቆርጽ ክጅምር ከለኹ፣ "ኣይትፍርሂ፣ ኣለኹልኪ!" ኢልካ ጽኑዕ ዑደት እትኾነኒ ንስኻ ጽላለይ ኢኻ። ንብዓተይ ሓቢስካ፣ ኣብ ክንዲ ጭንቀት ፍሽኽታ፣ ኣብ ክንዲ ስግኣት ድማ ናይ ሓጎስ ዜማ ኣብ ገጸይ እትዘርእ ንስኻ ጥራይ ኢኻ። ✨🤴❤ ካብቲ ንዓለም ዘርኣኽዎ ትሕትናን ሰብኣውነትን ንላዕሊ፣ ንስኻ ንዓይ ዝሃብካኒ ፍቕርን ኽብርን ብዋጋ ዘይርከብ ዓቢ ሃፍተይ እዩ። ሰባት ንቅንዕናን ጽቡቕነትን ዋጋ ክህቡሉ ኣብ ዘይክእሉሉ እዋን እኳ፣ ንስኻ ግን ነቲ ናይ ውሽጠይ መንነት ተረዲእካ ኣብ ፍሉይ ቦታ ሰሪዕካኒ። ንሱ እዩ እቲ ንነፍሲ ወከፍ ዝሓልፋ መዓልታት ትርጉም ዝህባ፣ ናይ ሓጎሰይ እንኮ መበገሲ ዝኾነ። ✨🤴❤ ክሳብ መወዳእታ...ነቲ ሓቀኛ እሙንነትካ፣ ጽንዓትካን ዘይብንን ፍቕርኻን ብምልኡ ልበይ እናኣኽበርኩ ክነብር እየ። ኣብ ጸልማት ተስፋይ፣ ኣብ ብርሃን ድማ ሓጎስይ ስለ ዝኾንካኒ፣ ኣብ ጎነይ ኴንካ ኩሉ ግዜ ስለ ዘበርታዕካኒ ካብ ልቢ የመስግነካ። ካብ ልበይ አፍቅረካ እየ ህያበይ! ✨🤴♥️✅ ​ኣብዚ ናይ ስደትን ጻዕርን ህይወት እቲ ሓቀኛ ዓወተይ ንስኻ ኢኻ። እቲ ዘርኣኻኒ እሙንነትን ጽንዓትን ኩሉ ግዜ መጸግዒ ጽላለይ ኮይኑ ክነብር እምነየሉ። ​ፈጣሪ ካብ ክፉእ የርሕቕካ፣ ንቕድሚት እትስጉሞ ስጉምቲ ኩሉ ድማ ብበረኸትን ብዓወትን ይምልኣዮ! ኩሉ ግዜ ክብርኻ ሓሊኻ፣ በቲ ብዋጋ ዘይርከብ ጽቡቕ ልብኻ ንጉስ ኮይንካ ንበር። 🤴✨ ​ንዘለኣለም የፍቅረካ እዩ!🤴❤️" #habeshatiktok #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #LongDistanceLove

About