@live.your.life272: #creatorsearchinsights ~ይነበብ ዝኣመነሉ ኹሉ ሼር ይግበሮ‼️ ፀረ ግፋ ጨንፈር ከተማ ዓዲ ግራት እሳት ለብሶ እሳት ጎርሶ ንጉጅለ ጥፍኣት ከጥፍእ ንጉጅለ ገፈፍቲ ክገፍፍ ቅድሚ ሀዚ ካብ ዝነበሮ ብምጥንኻር ተላዒሉ ኣሎ!! ብቁፅሪ ደረጃ እውን ናይ ዋላኹን ናይ ዩንቨርስትን መናእሰይ ናፍቲ መስመር ብምእታው ካፍቲ ዝነበረና ሓይሊ ሰብ ብተዓፃፃፊ ብምውሳኽ " ገፈፍቲ ቅድሚ ምግፋፎም ክንገፎም ኢና" ብዝብል መርሕ ቃል ከም ሓራስ ነብሪ ተላዒሉ ኣሎ!! ኣኻልብ ህወሓት ገፈፍቲ ኣበይ ቦታ መዓዝ ሰዓት ክስወሩ ክቕጥቐጡ ምናልባት እውን ክቕተሉ ይኽእሉ እዮም!! ዘለው ሓደሽቲ ምዕባለታት በቢሰዓቱ ከፍልጠኩም እየ። ህዝብና ህዝቢ ከተማ ዓዲግራት እውን እዚ ኹሉ ብሂወት ንኽትነብር ዝግበር ቃልሲ እዩ እሞ ኣብ ጎኒ መናእሰይ ደቅኻ ኮይንኻ ኣድላይ ዘበለ ትሕብብር ኩሉ ንኽትገብር ይላቦ!! ኣነ ንትግራይ ክነብረላ እምበር ክሞተላ ኣይደልን‼️

✨ ONE DAY 🕊️
✨ ONE DAY 🕊️
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 30 June 2026 12:46:05 GMT
20618
1866
98
582

Music

Download

Comments

makda.maki3
ናድያ :
ግበሩዋሞ ዕድመ ልክዕና ክነኽብረኩም🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-01 07:57:20
60
negasi.gebremedhin
NG & MU :
ጫፍ ጀግንነት🥰 ኣብ ጎንኹም ኣለና
2026-07-04 06:12:30
11
lavonbeerwine21gmail.com
Saba N :
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
2026-07-02 20:44:59
1
kbra.gereziher.al
Kbra silu :
ጀጋኑ❤️❤️❤️❤️
2026-07-04 10:15:41
5
teame870
teame :
🥰ዋው አለና አብ ጎንኹም
2026-07-04 09:11:18
3
michiale83
michiale :
አደይ ሰብ አለዋ🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 19:35:56
0
yoni04235
Yoni-ራስታው :
2026-07-03 16:18:12
2
judiagame
Judi♐ :
2026-07-03 21:36:07
1
princessrich098
ℝ𝕚𝕔𝕙𝕠💃🏼👸🏼🤬 :
ኣቤት ተዝህሊ 🥰
2026-07-04 19:16:28
0
yonas.tewele7
ã𝚍𝚊𝚖 𝚝𝚎𝚠𝚎𝚕𝚍𝚎 ኣዳም :
2026-07-04 11:01:05
0
user7197652612508
1234 :
እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏
2026-07-04 13:19:44
1
tgraweytiiiiii
ዓጋማዊት💛444🦋 :
adey😭💪
2026-07-04 13:50:24
0
tigihaftisolomun
tigi berhe :
2026-07-03 12:07:25
0
ferdos837
Fafi online shopping :
jeganu🥰
2026-07-03 23:59:21
0
solomonhilyekiros
ወዲ 70 እንደርታ :
2026-07-05 05:40:36
0
sallem9wy
SALLEM🌞 :
2026-07-03 10:34:47
0
To see more videos from user @live.your.life272, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About