Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@funky_fashion24:
أزياء فيونكة 🎀
Open In TikTok:
Region: IQ
Tuesday 30 June 2026 20:03:18 GMT
1165
23
0
18
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.54MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.54MB
)
Watermark .mp4 (
0.54MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @funky_fashion24, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Lâu lâu nghe nhạc cũ Hồng Kong #nhachongkong
ياايها النبي جديد /#خضر_عباس #khaderabbasvoice @mimi @Khader Abbas / خضر عباس
Chào Mào là đệ nhất các loài chim cảnh Việt Nam. #chimcanh #chaomao #denhatloaichim #chimcanhvietnam #xuhuong
Riccardo Calafiori🦂 #riccardocalafiori #calafiori #arsenal #fyp #viralvideo
እቲ ጉዕዞ ክሳብ ክንደይ በዳሂ ይኹን፡ ሕልምታትካ ፈጺምካ ከም ዘይትገድፎ ንነብስኻ ቃል ኣእቱ ኩሉ ሕልሚ ብድሆታት ሒዙ እዩ ዝመጽእ። መሰናኽላት፡ ውድቀት፡ ከምኡ’ውን ድኻም ወይ ተስፋ ዝቖርጸሉ ህሞታት ክህሉ እዩ። እዚ ጥንኩር እዋን እዚ ንቡር ክፋል ናይ ነፍሲ ወከፍ ዕዉት ጉዕዞ እዩ። ሕልምኻ ዘይከኣል ማለት ኣይኮኑን። ንኽትመሃርን ንኽትዓብን ንኽትሕይልን ዕድላት እዮም። ኣብዚ ዘለናሉ ዓለም፡ ህይወት ኩል ግዜ ጽሩይ መገዲ ኣይኮነትን። ብዙሕ ግዜ ዓንቀጽቲ፡ ፈተናታትን ዘይተጸበናዮም ማዕበላትን የጋጥሙና እዮም። ይኹን እምበር፡ እቲ ብሓቂ ሓደ ሰብ ካብቲ ኻልእ ዝፈልዮ፡ ኣብቲ መገዲ ዘጋጥሙ ዕንቅፋታት ዘይኮኑስ፡ ነቶም ዕንቅፋታት ዝህቦ ምላሽ እዩ። ሕልሚ ማለት መጻኢኻ እትስእለሉ መስኮት ጥራይ ኣይኮነን፤ ሕልሚ ማለት ናይ ውሽጥኻ መንነት፡ ፍናንካን ዕላማ ህይወትካን እዩ። ስለዚ፡ ሕልምታትካ ኣሕሊፍካ ምሃብ ማለት ንነብስኻ ኣሕሊፍካ ምሃብ ማለት እዩ። ብድሆታት ክፍሊ ናይቲ ጉዕዞ እዮም ዝኾነ ዓብዪን ክቡርን ነገር ብቐሊሉ ኣይርከብን እዩ። እቲ ዘጋጥመካ ፈተናታት ንዓኻ ንምስባር ዘይኮነስ፡ ንዓኻ ንምጥንካር ዝመጽእ እዩ። ስዕረት ማለት ውድቀት ኣይኮነን: ውድቀት ዝበሃል ካብቲ ዝወደቕካሉ ክትትንስእ ፍቓደኛ ከይትኸውን ከለኻ ጥራይ እዩ። ፀገም ግዝያዊ እዩ: እቲ ሕጂ ዝስምዓካ ዘሎ ጻዕርን ድኻምን ሓላፊ እዩ፣ እቲ ሕልምኻ ክውን ክትገብሮ ከለኻ ዝስምዓካ ዓወት ግን ንዘልኣለም ዝነብር እዩ። እቲ ካብ ኩሉ ዝዓበየን ዝሓየለን ቃል ኪዳን ምስ ሰባት እትኣትዎ ዘይኮነስ፡ ምስ ገዛእ ርእስኻ እትኣትዎ ቃል እዩ። "ዓለም ምሉእ እኳ እንተ ተጠራጠረካ፡ ንስኻ ግን ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ዓቕሚ ክትተኣማመን ኣለካ።" ተስፋ ምቁራጽ ክሰምዓካ ከሎ፡ ጸልማት ክወርሰካ ከሎ፡ እቲ ንነብስኻ ዘእተኻዮ ቃል እዩ ከም መብራህቲ ኮይኑ መገዲ ዘርእየካ። ንነብስኻ ከምዚ በላ “ክደክም ይኽእል እግረይ ክሕለል ይኽእል፡ ክዕረፍ ግን ኣይሓስቦን እየ። ክሳብ እታ ናይ መወዳእታ ትንፋሰይ ንሕልምታተይ ክቃለሰሎም እየ።” ነፍሲ ወከፍና ኣብ ውሽጥና ዘይተተንከፈ ዓብዪ ሓይሊ ኣሎና። ታሪኽ ደቂ ሰባት ብእምነቶም "ኣይከኣልን እዩ" ዝተባህሉ ነገር ግን ብዘይሕለል ጻዕርን እምነትን ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ዝተመልአ እዩ። ትማሊ ዘይተዓወትካሉ ምኽንያት ሎሚ እውን ክትስዕር ኣይትኽእልን ኢኻ ማለት ኣይኮነን። ነፍሲ ወከፍ ሓዳስ መዓልቲ፡ ሓዳስ ዕድል እያ። እቲ መገዲ ክሳብ ክንደይ ጸቢብ፡ እቲ እምባ ክሳብ ክንደይ ነዊሕ ይኹን ብዘየገድስ፡ ሕልምታትካ ናትካ ርስትኻ እዮም። ንሳቶም ንዓኻ ንምድማቕ ዝተዋህቡኻ ውህበት እዮም። ስለዚ ሎሚ ቃል ኣእቱ—ንሕልምታትካ ፈጺምካ ከም ዘይትገድፎም ንነብስኻ ርግጸኛ ግበራ። እቲ ጉዕዞ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ይኹን ብዘየገድስ ኣብ ሕልምኻ ተስፋ ከምዘይትቖርጽ ንነብስኻ ቃል ኣእቱ። ዓቕሊ ግበር፣ ስራሕካ ቀጽል፣ ኣብ ዓቕምኻ ድማ እመን። ነፍሲ ወከፍ ንእሽቶ ስጉምቲ ንቕድሚት ናብ ዕላማኻ የቕርበልካ። ዓወት ነቶም ዘቋረጹ ኣይመጽእን እዩ። ነቶም ምእማን ዝቕጽሉ፡ ምጽዓር ዝቕጽሉ፡ ሕልምታቶም ካብ ምህዳድ ዘየቋርጹ እዩ ዝመጽእ። ጉዕዞኻ ቀጽል፡ ዓወት ኣብ መወዳእታ ናይቶም ዘይሕለሉ ጻዕራማትን እያ። ፀሓፊ um ybi star✍️ #ፎለው🙏ዳበልኩም👉ደቅሪመይ
Doanh nghiệp XNK đã biết gì chưa? #forwarder #uytin #minhbach #viral #logistics
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy