@onedey125: ኣብቲ ደኺመ ተሓሊለ ይኣኽለኒ ኢልካ ተስፋ ዝቆረጽካሉ እዋን ዘክር ። ነዚ ሕጂ ዝህበካ ነጥቢ ርአ ኣንብብ👇 ✍️ድኻም ምስ ዝስምዓካ፡ ድኹም ኢኻ ማለት ኣይኮነን ክትፍትን ጸኒሕካ ማለት እዩ፡፡ ካብቲ ሰባት ዝረኣይዎ ንላዕሊ ተሰኪምካ ማለት እዩ፡፡ ገለ መዓልታት ብዘይንጹር ምኽንያት ከቢድ ኮይኑ ይስምዓካ ; እዚ ድማ ጸገም የብሉን ቅድሚ ዝኾነ ነገር ሰብ ኢኻ። ✍️ህይወት ኩሉ ግዜ ብትኽ ዝበለ መስመር ንቅድሚት ኣይትስጉምን እያ : ተስፋ ዝመልኣ መዓልታት ወይስቅታ ዝመልኣ መዓልታት ድማ ኣለዋ። መብዛሕትኡ ግዜ ድኻም ዝስምዓካ ምልክት ዋላ'ውን ከቢድ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ከም ዝተራኣኻ ዘርኢ እዩ ። ✍️እቲ ጻዕሪ እቲ ኣገዳሲ እዩ፣ ዋላ እኳ እቲ ውጽኢት ገና ንጹር እንተዘይኮነ ፡ ዝቅየር ነገር ከምዘየለ ኮይኑ ክስምዓካ ይኽእል እዩ፡ ለውጢ ግን ስ ኢሉ እዩ ዝቅጽል ቀስ ኢሉ፡፡ ኣብ ውሽጥኻ ገና እናተተንፈስካን ገና እናኸድካን እዩ ዝፍጸም፡፡ ዕብየት ኩሉ ግዜ ሓያል ኣይመስልን እዩ፡፡ ሓደ ሓደ ግዜ ካብታ መዓልቲ ምድሓን ጥራይ እዩ ዝመስል። ንነብስኻ እትጠራጠረሉ ህሞታት ክህሉ እዩ፡፡ ድሕሪት ዝስምዓካ፡ ዝጠፍእካ ወይ ርግጸኛ ዘይኮንካ ኮይኑ ዝስምዓካ ህሞታት፡፡ እዞም ህሞታት እዚኣቶም መን ምኳንካ ኣይድምስሱን እዮም፡፡ ኣካል ናይቲ ዛንታ እምበር መወዳእታኦ ኣይኮኑን፡።። ✍️ኣብ ድኻም እውን እንተኾነ ኣብ ውሸጥኻ ናይ ብሓቂ ነገር ኣሎ ቀጻሊ ዝኸይድ ልቢ፡፡ ሕጂ እውን ትርጉም ዘለዎ ህይወት። ሓደ መዓልቲ ንድሕሪት ተመሊስካ ክትጥምት ኢኻ ። እቲ ደኺሙ ዝነበረ ስሪትካ ገና ተባዕ ምንባሩ ክትግንዘብ ኢኻ። um ybi star✍️ #ፎለው🙏ዳበልኩም👉ደቅሪመይ #follow_like_share_copylink5_repost

um ybi star
um ybi star
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 01 July 2026 18:29:33 GMT
5389
246
3
17

Music

Download

Comments

selam.selam1150
Selam Selam :
I like this part “you’re carrying more than people see” 💯❤️❤️
2026-07-01 21:36:20
0
user8140484093525
ተስፋ ፅባሕ✝️🚶‍♀️✅👌 :
🥰🥰🥰
2026-07-01 21:20:01
0
lwam.lwam3
Lwam Lwam :
♥️
2026-07-01 22:37:01
0
To see more videos from user @onedey125, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About