@shaeisis: #viral #fypシ゚ #fyppppppppppppppppppppppp #black #foryoupage

Vikki Fontaine
Vikki Fontaine
Open In TikTok:
Region: CA
Thursday 02 July 2026 00:27:56 GMT
190
9
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @shaeisis, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

➢ ተስፋ ቀሊል ክኸውን እዩ ማለት ኣይኮነን፣የግዳስ ዝኾነ ይኹን ጸገም እንተመጸ ክሰግሮ እየ ዝብል ናይ ውሽጢ እምነት እዩ። ተስፋ ካብቲ ሐዚ ዘለናዮ ስቓይ ቀዲሙ ነቲ ዝመጽእ ዓወት ክንጥምት ይሕግዘና። ሓደ ሓደ ግዜ ተስፋ ንምርካብ፣ነቲ ንዓና ንድሕሪት ዝጐትተና ናይ ቀደም ኣተሓሳስባና ክንሰብሮ የድልየና እዩ።ሓዱሽ ተስፋ ንምቕባጽ፣ነቲ ዘይጠቅም ልምድታትን ፍርሕን ክንድርብዮ ኣለና።ተስፋ ጥራይ ተቐሚጥካ ዝጽበይዎ ነገር ኣይኮነን። ተስፋ ምስ ጻዕሪ ክተሓሓዝ ከሎ እዩ ፍረ ዘፍሪ።ሎሚ ዘሎ ጸገም ግዝያዊ ምዃኑ ምእማን ዓቢ ብልሓት እዩ።
➢ ተስፋ ቀሊል ክኸውን እዩ ማለት ኣይኮነን፣የግዳስ ዝኾነ ይኹን ጸገም እንተመጸ ክሰግሮ እየ ዝብል ናይ ውሽጢ እምነት እዩ። ተስፋ ካብቲ ሐዚ ዘለናዮ ስቓይ ቀዲሙ ነቲ ዝመጽእ ዓወት ክንጥምት ይሕግዘና። ሓደ ሓደ ግዜ ተስፋ ንምርካብ፣ነቲ ንዓና ንድሕሪት ዝጐትተና ናይ ቀደም ኣተሓሳስባና ክንሰብሮ የድልየና እዩ።ሓዱሽ ተስፋ ንምቕባጽ፣ነቲ ዘይጠቅም ልምድታትን ፍርሕን ክንድርብዮ ኣለና።ተስፋ ጥራይ ተቐሚጥካ ዝጽበይዎ ነገር ኣይኮነን። ተስፋ ምስ ጻዕሪ ክተሓሓዝ ከሎ እዩ ፍረ ዘፍሪ።ሎሚ ዘሎ ጸገም ግዝያዊ ምዃኑ ምእማን ዓቢ ብልሓት እዩ።"እዚ እውን ክሓልፍ እዩ" ዝብል ሓሳብ ኣብ ኣእምሮኻ ምስ ዝነቅስ፣ ንዝመጽእ ማዕበል ክትጻወሮ ሓይሊ ይኾነካ። ጸልማት ስለ ዝጸለመ ኣይኮነን ብርሃን ዝጠፍእ፣ብርሃን ስለ ዝጠፍእ እዩ ዝጽልም፤ ስለዚ ኣብ ውሽጥኻ ዘላ ናይ ተስፋ ጥዋፍ ኩሉ ግዜ ከም እትነድድ ግበራ። "ተስፋ" ማለት ኣብ ግዜ ጸልማት ብርሃን ምርኣይ፦ኩነታት ሕማቕ ኣብ ዝመስለሉ እዋን፣ ጽባሕ ከም ዝሓይሽ ምእማን። ዳግም ንምጅማር ዘሎ ድሌት፦ኩሉ ነገር ዝተወድአ ምስ መሰለ ተስፋ ቆሪጽካ ካብ ምትራፍ፣ተሓዲስካ ንምውጻእ ዘሎ ትብዓት። ናይ ውሽጢ ሓይሊ፦ሰብ ተስፋ እንተሃልይዎ ጥራይ እዩ ንመጻኢ ዝሰርሕን ዝጽዕርን፣ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እውን "ተስፋ ግና ኣይተሕፍርን እያ'' ይብል።እዚ ማለት ጽኑዕ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ኣብ መወዳእታ ጽቡቅ ውጽኢት ይረክብ ማለት እዩ። . . . . . . . #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #post #ተዋህዶ_ለዘላለም_ትኑር #foryoupageviralシ゚videotiktok #followersreelsfypシ゚viralシfypシ゚virallシ

About