@fili.star1: እዘን ገለ ገለ የሕዋትና ካብዛ ሰበይቲ ተማሃራ። እዛ ኣብዚ ስእሊ ንርእያ ዘለና ሲልቪ ያስሚና እትበሃል ፈረንሳዊት እያ ከምኣ ኣብ ፍቅሪ ዝኣምን ግዲ መሲሉዋ ኾይኑ ብ2000 ሽሕ ዓ/መ ምስ ሓደ ፓኪስታናዊ ሰብኣይ ተመርዓወት፡ እዞም ሰብ ሓዳር ድማ ሓሙሽተ ቆልዑ ወሊዶም። ንፖሊስ ዝሃበቶ መግለጺ እቶም ስድራ ኣብ መጀመርታ ብንቡር ብሓባር ይነብሩ ነይሮም እንተ ኸነ ግን ኣብ ከባቢ 2014 በዓል ቤታ ንዓኣን ነቶም ቆልዑን ኣብ ፓኪስታን ዲስትሪክት ካይበር ከባቢ ባራ ኣብ ዝርከብ ገዝኦም ክዓጽዎም ከምዝጀመረ ንፖሊስ ትኸስስ። ደቃን ንሳን ብናጽነት ክወጹ ከምዘይ ፍቀደሎምን እቶም ቆልዑ ድማ ትምህርቲ ከምዘይመሃሩን ምስ ዓለም ድማ ኣዝዩ ድሩት ርክብ ከምዝነበሮምን ኣምሪራ ትዛረብ።ነዚ ጉዳይ ዝምርምሩ ዘለዉ ሰብመዚ እዚ ኩነታት ንኣስታት 12 ዓመታት ተሓቢኡ ከምዝጸንሐ ይዛረቡ።ኣብ ወርሒ ሰነ 2026 ሓደ ካብቶም ደቃ ሃዲሙ ንነበርቲ እቲ ከባብን ፖሊስን ከምዝጠረዐ ፖሊስ ይግለጽ።ብድሕሪ'ዚ ፖሊስ ናብቲ ገዛ ብምኻድ ህይወት እዛ ስድራ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ መድሕን ኮይንዋ፥ነቲ ሰብኣይ ድማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮሞ።በዓል-ቤታ ነቲ ክሲ ንግዚኡ ኡኳ እንተ ነጽጎ፡ጉዳዩ ግን ብሰበ ስልጣን ፓኪስታን ኣብ ምጽራይ ይርከብ። ሰበስልጣን ፈረንሳ ድማ ምስ ፓኪስታን ብምትሕብባር ነታ ሰበይትን ደቃን ናብ ፈረንሳ ክምለሱ ክሕግዙ ድማ ቃል ንፖሊስ እታ ኸባቢ ሓቢሮም።እቲ መርመራ ቀጻሊ ስለዝኾነ ገለ ዝርዝራት ኣብ ክሲ እታ ጓል ኣንስተይቲ ዝተመርኮሰ ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ፍርዲ ኣይተረጋገጸን። መርመርቲ ብልክዕ እንታይ ከም ዘጋጠመን ገበናዊ ክስታት ብመርትዖ ዝድገፍ ድዩ ኣይኮነን ክውስኑ እዮም።Fili.Star! #tiktokeritrean #habeshatiktok #habeshatiktok #habeshatiktok #habeshatiktok

𝐅𝐢𝐥𝐢_𝐒𝐭𝐚𝐫
𝐅𝐢𝐥𝐢_𝐒𝐭𝐚𝐫
Open In TikTok:
Region: CH
Thursday 02 July 2026 10:45:16 GMT
42408
776
27
94

Music

Download

Comments

uderfgtr43
user5935093613978 :
Aslamay resah
2026-07-02 20:23:43
2
zenawiatsibeha
Azan. DC :
😭🥹ዘይስምዓ ሞ
2026-07-02 20:12:13
2
egzabher7
ኤልሳ ጓል ሱሑል ሚኪኤል 🤍 :
😭🥹ዘይስምዓ ሞ
2026-07-02 19:15:30
3
haftibini15
𝑛𝑒𝑤 𝑙𝑖𝑓𝑒🎻 :
የሕዝን😥
2026-07-02 19:03:48
1
haru26352
🎀𝐇𝐚𝐫𝐮🎀🦋 :
2026-07-02 19:26:50
0
freta.gebre0
Freta gebre🇬🇧 :
yes 💯💯
2026-07-02 14:57:15
4
lifeisshort93
ኣይትኸውንን ያ🌿🤴 :
💔💔🫂 entay emo knblen eina enda raya zawera
2026-07-02 15:58:55
1
uyrdgnbvt
Oei Efar :
Betaem eiyu zehizin 😭
2026-07-02 15:00:50
0
m69.44
𝐌ë𝐬𝐬𝐢👸💦✝️~¹² :
ኣየ ህወት😭
2026-07-02 20:13:15
0
niyat.makele
Nani :
ኩሉ ወዮ ዩ
2026-07-02 19:06:42
0
jast.love29
jast.love29 :
Ygerem yu 😭😭😭😭😭😭
2026-07-02 11:06:01
1
john1998h
johnny :
💔💔💔
2026-07-02 19:53:35
0
manchwi5
Merih💙🏋️👷‍♂️✅ :
🥲
2026-07-02 18:01:39
0
orthodoxhaymanotey
Amen✝️💒🇪🇷 :
😳😳😳🥹🥹🥹
2026-07-02 19:57:07
0
manchwi5
Merih💙🏋️👷‍♂️✅ :
😳😳😳😳
2026-07-02 18:02:02
0
officia_selam
ሰሉ ልቢ ንሰሪ🤍💫🦅 :
💔👸
2026-07-02 19:01:46
0
raki.alem0
raki 🇪🇹🍫 :
💔💔💔
2026-07-02 17:02:13
0
divora044
𝐃𝐨𝐧𝐚𝐭_🇪🇷👑 :
💔🥺
2026-07-02 16:26:53
0
yekidanemhretlig
haru eritrea :
😢
2026-07-02 15:14:31
0
daniel.maestro8
Daniel Maestro :
😳😳😳😳
2026-07-02 14:23:03
0
teklehkot0
Tekle hkot :
🙏🙏🙏
2026-07-02 19:47:35
0
To see more videos from user @fili.star1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About