ፀጓር(ጨጓር) => መፅጓር(መጭጓር) መፅጓር(መጭጓር) => ስምየተ-ንዋይ(instrumental) ንኡሽተይ ስለ ምውሳኽ ፊደላት ●●●●●●●●●●●●●●●●●●● ኣብ ቋንቋና ዘለዉ ድምፀታት ብ ትኽክል ምእንቲ ክይውከሉ፥ ከምኡ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ምእንቲ ክይርአይ፡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። እዞም ክይውሰኹ ዝይግበኦም ፊደላት ከም ዓሌታት ኰ፥ ዀ፥ ቈ፥ ቘ፥ ጐ፡ ድቃላት እዮም። ምሳሌታት ስርዓታት ገይረ ከርእዮም ክእምኵር። > 111 > ኣ411፥ ኣ611፥ ም646 > ሰበረ > ኣሳበረ፥ ኣስበረ፥ ምስባር > ኰለሰ > ኣኳለሰ፥ ኣዅለሰ፥ ምዅላስ > ቈፀረ > ኣቋፀረ፥ ኣቝፀረ፥ ምቝፃር > ጐየየ > ኣጓየየ፥ ኣጕየየ፥ ምጕያይ ኣብ ላዕላይ ከም ዝንርእዮ፡ ውፁእ ስርዓት ኣለዎም። ድምፂ ብ ትኽክል ክንውክል፥ ከምኡ እውን ከም እዙ ኣብ ላዕላይ ዘሎ ስርዓት ክንሕልው፡ ብ ንኡሱ እዞም ዝይስዕቡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ቈ ከም መነፃፀሪ ቀሪባ ኣላ። ቈ _ ቊ ቋ ቌ ቍ _ ᎀ _ᎁ ሟ ᎂ ᎃ _ ᎄ _ ᎅ ቧ ᎆ ᎇ _ ᎈ _ ᎉ ፏ ᎊ ᎋ _ ምሳሌታት ኣብ ስርዓት > ᎄቈሰ ----- ኣቧቘሰ ----- ኣᎇቈሰ ----- ምᎇቋስ ----- ᎇቁስ > ᎄቘለ ----- ኣቧቘለ ----- ኣᎇቈለ ----- ምᎇቋል ----- ᎇቑል ----- ብቈልቲ > ᎄርቘቘ ----- ኣቧራቘቘ ----- ኣᎇርቈቘ ----- ምᎇርቛቝ ----- ᎇርቁቝ > ፀᎀቘ ----- ኣፃᎀቘ ----- ኣፅᎀቘ ----- ምፅሟቝ ----- ፅሙቝ > ᎀለቘ ----- ኣሟለቘ ----- ኣᎃለቘ ----- ምᎃላቝ ----- ᎃሉቝ > ᎈዀሰ ----- ኣፏዀሰ ----- ኣᎋኰሰ ----- ምᎋዃስ ----- ᎋኹስ > ᎈᎈወ ----- ኣፏᎈወ ----- ኣᎈᎈወ ----- ምᎈፏው ----- ᎋፉው > ᎈጐረ ----- ኣፏጐረ ----- ኣᎈጐረ ----- ምᎋጓር ----- ᎋጉር እቶም ኣዝዮም ዝውቱራት እዚኦም እዮም። ካልኦት እውን ግን ኣለዉ። ብ ሓፈሻ ሓደ 6 ዝዀኑ ዓሌታት ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣታኣታቲውካ ምጥቃም እምበር ፊደላት ሲ ተቐሪፆምሎም እዮም። ኣብ ጉራጊኛ ይጥቀሙዎም እዮም። ኣብ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣብ መንጎ ስርዓቱን ፊደላትን ስጡም ምትእስሳር ኣሎ። ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ል ምግላፅ ፊደላት የልድዩ። እቶም ፊደላት ል ምርዳእ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ምርዳእ የድልይ። ስለዚ እዩ ፊደላት ክንውስኽ እፅውዕ ዘለኹ። @🐦 - @shambelarefaine"/> ፀጓር(ጨጓር) => መፅጓር(መጭጓር) መፅጓር(መጭጓር) => ስምየተ-ንዋይ(instrumental) ንኡሽተይ ስለ ምውሳኽ ፊደላት ●●●●●●●●●●●●●●●●●●● ኣብ ቋንቋና ዘለዉ ድምፀታት ብ ትኽክል ምእንቲ ክይውከሉ፥ ከምኡ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ምእንቲ ክይርአይ፡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። እዞም ክይውሰኹ ዝይግበኦም ፊደላት ከም ዓሌታት ኰ፥ ዀ፥ ቈ፥ ቘ፥ ጐ፡ ድቃላት እዮም። ምሳሌታት ስርዓታት ገይረ ከርእዮም ክእምኵር። > 111 > ኣ411፥ ኣ611፥ ም646 > ሰበረ > ኣሳበረ፥ ኣስበረ፥ ምስባር > ኰለሰ > ኣኳለሰ፥ ኣዅለሰ፥ ምዅላስ > ቈፀረ > ኣቋፀረ፥ ኣቝፀረ፥ ምቝፃር > ጐየየ > ኣጓየየ፥ ኣጕየየ፥ ምጕያይ ኣብ ላዕላይ ከም ዝንርእዮ፡ ውፁእ ስርዓት ኣለዎም። ድምፂ ብ ትኽክል ክንውክል፥ ከምኡ እውን ከም እዙ ኣብ ላዕላይ ዘሎ ስርዓት ክንሕልው፡ ብ ንኡሱ እዞም ዝይስዕቡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ቈ ከም መነፃፀሪ ቀሪባ ኣላ። ቈ _ ቊ ቋ ቌ ቍ _ ᎀ _ᎁ ሟ ᎂ ᎃ _ ᎄ _ ᎅ ቧ ᎆ ᎇ _ ᎈ _ ᎉ ፏ ᎊ ᎋ _ ምሳሌታት ኣብ ስርዓት > ᎄቈሰ ----- ኣቧቘሰ ----- ኣᎇቈሰ ----- ምᎇቋስ ----- ᎇቁስ > ᎄቘለ ----- ኣቧቘለ ----- ኣᎇቈለ ----- ምᎇቋል ----- ᎇቑል ----- ብቈልቲ > ᎄርቘቘ ----- ኣቧራቘቘ ----- ኣᎇርቈቘ ----- ምᎇርቛቝ ----- ᎇርቁቝ > ፀᎀቘ ----- ኣፃᎀቘ ----- ኣፅᎀቘ ----- ምፅሟቝ ----- ፅሙቝ > ᎀለቘ ----- ኣሟለቘ ----- ኣᎃለቘ ----- ምᎃላቝ ----- ᎃሉቝ > ᎈዀሰ ----- ኣፏዀሰ ----- ኣᎋኰሰ ----- ምᎋዃስ ----- ᎋኹስ > ᎈᎈወ ----- ኣፏᎈወ ----- ኣᎈᎈወ ----- ምᎈፏው ----- ᎋፉው > ᎈጐረ ----- ኣፏጐረ ----- ኣᎈጐረ ----- ምᎋጓር ----- ᎋጉር እቶም ኣዝዮም ዝውቱራት እዚኦም እዮም። ካልኦት እውን ግን ኣለዉ። ብ ሓፈሻ ሓደ 6 ዝዀኑ ዓሌታት ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣታኣታቲውካ ምጥቃም እምበር ፊደላት ሲ ተቐሪፆምሎም እዮም። ኣብ ጉራጊኛ ይጥቀሙዎም እዮም። ኣብ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣብ መንጎ ስርዓቱን ፊደላትን ስጡም ምትእስሳር ኣሎ። ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ል ምግላፅ ፊደላት የልድዩ። እቶም ፊደላት ል ምርዳእ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ምርዳእ የድልይ። ስለዚ እዩ ፊደላት ክንውስኽ እፅውዕ ዘለኹ። @🐦 - @shambelarefaine - Tikwm"/> ፀጓር(ጨጓር) => መፅጓር(መጭጓር) መፅጓር(መጭጓር) => ስምየተ-ንዋይ(instrumental) ንኡሽተይ ስለ ምውሳኽ ፊደላት ●●●●●●●●●●●●●●●●●●● ኣብ ቋንቋና ዘለዉ ድምፀታት ብ ትኽክል ምእንቲ ክይውከሉ፥ ከምኡ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ምእንቲ ክይርአይ፡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። እዞም ክይውሰኹ ዝይግበኦም ፊደላት ከም ዓሌታት ኰ፥ ዀ፥ ቈ፥ ቘ፥ ጐ፡ ድቃላት እዮም። ምሳሌታት ስርዓታት ገይረ ከርእዮም ክእምኵር። > 111 > ኣ411፥ ኣ611፥ ም646 > ሰበረ > ኣሳበረ፥ ኣስበረ፥ ምስባር > ኰለሰ > ኣኳለሰ፥ ኣዅለሰ፥ ምዅላስ > ቈፀረ > ኣቋፀረ፥ ኣቝፀረ፥ ምቝፃር > ጐየየ > ኣጓየየ፥ ኣጕየየ፥ ምጕያይ ኣብ ላዕላይ ከም ዝንርእዮ፡ ውፁእ ስርዓት ኣለዎም። ድምፂ ብ ትኽክል ክንውክል፥ ከምኡ እውን ከም እዙ ኣብ ላዕላይ ዘሎ ስርዓት ክንሕልው፡ ብ ንኡሱ እዞም ዝይስዕቡ ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ቈ ከም መነፃፀሪ ቀሪባ ኣላ። ቈ _ ቊ ቋ ቌ ቍ _ ᎀ _ᎁ ሟ ᎂ ᎃ _ ᎄ _ ᎅ ቧ ᎆ ᎇ _ ᎈ _ ᎉ ፏ ᎊ ᎋ _ ምሳሌታት ኣብ ስርዓት > ᎄቈሰ ----- ኣቧቘሰ ----- ኣᎇቈሰ ----- ምᎇቋስ ----- ᎇቁስ > ᎄቘለ ----- ኣቧቘለ ----- ኣᎇቈለ ----- ምᎇቋል ----- ᎇቑል ----- ብቈልቲ > ᎄርቘቘ ----- ኣቧራቘቘ ----- ኣᎇርቈቘ ----- ምᎇርቛቝ ----- ᎇርቁቝ > ፀᎀቘ ----- ኣፃᎀቘ ----- ኣፅᎀቘ ----- ምፅሟቝ ----- ፅሙቝ > ᎀለቘ ----- ኣሟለቘ ----- ኣᎃለቘ ----- ምᎃላቝ ----- ᎃሉቝ > ᎈዀሰ ----- ኣፏዀሰ ----- ኣᎋኰሰ ----- ምᎋዃስ ----- ᎋኹስ > ᎈᎈወ ----- ኣፏᎈወ ----- ኣᎈᎈወ ----- ምᎈፏው ----- ᎋፉው > ᎈጐረ ----- ኣፏጐረ ----- ኣᎈጐረ ----- ምᎋጓር ----- ᎋጉር እቶም ኣዝዮም ዝውቱራት እዚኦም እዮም። ካልኦት እውን ግን ኣለዉ። ብ ሓፈሻ ሓደ 6 ዝዀኑ ዓሌታት ፊደላት ምውሳኽ የድልይ። ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣታኣታቲውካ ምጥቃም እምበር ፊደላት ሲ ተቐሪፆምሎም እዮም። ኣብ ጉራጊኛ ይጥቀሙዎም እዮም። ኣብ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣብ መንጎ ስርዓቱን ፊደላትን ስጡም ምትእስሳር ኣሎ። ስርዓት እቱ ቋንቋ ብ ትኽክል ል ምግላፅ ፊደላት የልድዩ። እቶም ፊደላት ል ምርዳእ እውን ስርዓት እቱ ቋንቋ ምርዳእ የድልይ። ስለዚ እዩ ፊደላት ክንውስኽ እፅውዕ ዘለኹ። @🐦 - @shambelarefaine"/>