@leedaculong12: ACHSAWAKE Men's Loose American shorts

Lee Daculong
Lee Daculong
Open In TikTok:
Region: PH
Monday 06 July 2026 23:46:00 GMT
9176
24
0
14

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @leedaculong12, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናይ ሎሚ ብርዐይ ✍️ ከኣ ብዛዕባ ስኒት ገለ ክብል'የ ስኒት ካብ መልክዕ መልክዕ፡ ካብ ቁመት ቁመት፡ ካብ ፍልጠት ፍልጠት፡  ካብ ልቦና ልቦና፡ ካብ ትሕትና ትሕትና፡ ኩሉ መሊኡ ዝሃባ ኣምላክ፡ መጎስ ኣምላኽ ክበዝሓልካ ከሎ ኣብ ኩሉ ራኣይኻን ሰማዒኻን ሰብ መጎስ እንዳ ረኸብካ ኢኻ ትኸይድ ።  ✍️ ንኹሉ ተፈላለየ እምነት ዘለዎ፡ ንኩሉ ናይ ፖለቲካ ፍልልይ ኣብ ሓደ ዘስመረት ስኒት ከም ስማ ፡ብሓቂ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝበሃል ብግብሪ ሪኤ።  ኤሪትራዊት ሞዴሊስት ስኒት ሃብትኣብ ክብሪ ይግበኣ ብሓቂ።  ✍️ ገለ ክብሃል ካብ ዝቐነየ ብርዐይ  ገለ ክትብል እያ'ሞ ስዓቡኒ ንታሪኽ ከኣ ይሰነድ። ሞጎስ ኣምላኽ ክበዝሓልካ ከሎ መቸም ዋውውው ኣብ ቃል ኣምላኽ ዳዊት ክዛረብ ከሎስ ንስኻ ምስ ፈለጥካኒ ዘይ ፈልጦ ህዝቢ ተገዝኣኒ ዝበለ።   ✍️ ብወገን ደለይቲ ፍትሒ ክጅምር ስኒት ብሓቂ ኣብነታዊት ጓልስንተይቲ'ያ ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ኣዲኣ ዝሳኣነት ንጥዕና ዘይ ብላ ሓፍታ ሓላፍነት ወሲዳ ክንዲ ኣደን ሓፍትን ኮይና ዘዕበየት ቮት ክንገብረላ ክትዕወት ክንድግፋ ኣለና ይብሉ ኣሰይ።   ✍️ ብወገን ደገፍቲ ምስ ትኸይድ ከኣ ስኒት ብሓቒ ስኒት ክትሕገዝ ኣለዋ ዓወት ስኒት ዓወት ኤርትራን ህዝብን ስለ ዝኾነ ኩሉና ብሓደ ሰሚርና ንዓወት ስኒት ከይረብረብና ክንሰርሕ ኣለና ይብሉ ኣሰይ።   ✍️ ተጋሩ የሕዋትና ከኣ ብሓቂ ዋውውው ንስኒት ንምዕዋት ኣብ ጎንኹም ኣለና ብምባል ኤእጃሞም ከበርክቱ ዓይነይ ሪኣ ኣሰይ።   ✍️ እቲ ዝገረመኒ ከኣ ስኒት ኣብ ልቢ ህጻነት ከይተረፈት ተቐሚጣ እዚ ከኣ ካብ ኣምላኽ ዝኾነላ መጎስ'ዩ።  ✍️ ስለ'ዚ { ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ } ዝብል ምስላ ኣቦታትና ብግብሪ ሪኤዮ { ሚስ ዎርልድ ኤርትራዊት ስኒት ሃብተኣብ } ተዓዊታ ክትምለሰልና መጎስ ኣምላኽ ክበዝሓላ ብድምጽን ብጸሎትን ኣብ ጎንኺ ኣለና ንብለኪ።  ✍️ ንኩሎም ቲክቶኮራት፡ ዩቱይበራት፡ ብሓፈሻ ኩሎም ክንድቅስ ከነዕርፍ ከይ በሉ ቮትስ ስኮር ንምዕባይ እጃሞም ዝገብሩ ብልቢ የመስግን። vote's just now= 13000,000 million  wawww.   Azity_Blessed ✍️     4/9/2026

About