@wmb586: መግለጺ ስኢነላ ኣርማ ናይ ፍቅሪ ኢኪ፡ ኣብ ትሕቲ ኣምላክን ቅዱሳንን ፡ንስኪ ባዕልኪ ፍቅሪ ኢኪ። ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ኣብዚ ሎሚ ፡ማኪና ኣለዎ ዶ ኣብታም ድዩ ድካ፡ እንዳበልካ ካብ ፍቅሪ ንላዕሊ ንሃብትን ንሓጻውንን ዘፍቅራ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣብ ዝሃሰሰሉ ከምዚኣ ዋዕሮ፡ሓቀኛን እምንትን ለባም፡ፍርሃት ኣምላክ ዘለዋ፡በላሕ ፡ንጠቅሚ ዘይትቀርበካ ፡ ኩልኩም ዘይተመርዓውኩም ከምዛ ለባም ሓፍትና ይፍጠረልኩም። ሰንኪሉ እሞ ድማ ክዛረብ ዘይክእል ልሳኑ ተዓጽዩ ከሎ ባዕላ ንፍቅሪ ሓቲታ ስንኩል ኢካ ክትዛረብ ኣይትክእልን ኢካ ፡ኣነ ጥዕና ኣለኒ ምሳይ ኣይትከይድን ኢካ ከይበለት ክንድዚ ዋጋ ትከፍል ሄዋን ይፍጠረልኩም ንኩልኩም ዘይተመርዓኩም።ክንድዚ ዋጋ ትከፍል ጋል ሄዋን ኣብዚ ግዜ ብፍጹም ኣይረኣኩን፡እንትርፎ ንረብሓ ክቀርባ ፍቅሪ የለን ኣብትብለሉ ግዜ ንምእማኑ ዘጸግም ሓቀኛ ዛንታ እዩ። ፍቅርኩም ናይ ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ።ፍረዩን ብዝሑን ውልድኩም የርእየናኣ። #fbreels #Eritrea #Tigray #habesha #vairalvideo
ሰላማዊ
Region: DE
Saturday 04 July 2026 07:29:59 GMT
Music
Download
Comments
Lidu :
Kemzien hilinawiyan awalid amlak yibarkin 🥰🥰
2026-07-04 12:46:28
1
SELE :
amlak entay yesano temesgen 🙏🙏🙏
2026-07-04 09:34:36
4
ዓለም ገዛ ክራይ🏦 :
Lob
2026-07-04 13:27:04
0
Wedi adi SIEM ✝️ 🇪🇷 :
Wauw Nice❤️❤️❤️
2026-07-04 12:51:17
0
Natu ናተይ :
2026-07-04 09:17:08
0
Rahwa.ismet :
Blsti ❤️❤️❤️❤️
2026-07-04 12:05:58
0
teshe :
2026-07-04 09:40:45
0
Fana :
👑🙏🇪🇷
2026-07-04 11:00:23
0
tesfa xbah❤👑❤ :
ኣምላክ ምሳኩም ዪኮኔ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 11:41:23
0
Eyu dc🌿 :
🥺🥺🥺
2026-07-04 07:54:37
0
abi love ❤️ :
ኣሰይ 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
2026-07-04 11:57:55
0
Dägmawit :
👌👌👌
2026-07-04 08:11:08
0
ኣነ"በዓል"ተስፋ"ኢየ! :
🙏🙏🙏
2026-07-04 13:23:38
0
ABEBAY EYA ALEMEY :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 12:25:53
0
𝐅𝐢𝐥𝐢 ዩናይትድ 🇪🇷 :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-07-04 13:00:14
0
Kufuea nresu xbuk nresu :
🙏🙏🙏🙏♥️
2026-07-04 12:58:30
0
Yodit Zerom :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 12:52:07
0
meron :
🙏🙏🙏
2026-07-04 13:08:36
0
@Selu12009 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 12:22:24
0
Selu hafti Habu 💙 :
❤️
2026-07-04 12:22:01
0
ONLY SAYMON :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 12:19:08
0
fiyori :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-04 12:13:56
0
Maryamy :
❤️❤️❤️
2026-07-04 13:32:50
0
To see more videos from user @wmb586, please go to the Tikwm
homepage.