@kiyaye014: Replying to @tztaye.nataney ኣብዛ ዓለም ብዙሕ ሰብ እናሃለወ፣ ልበይ ንዓኻ ፈልዩ ሓርዩ፣ ማዕጾታት ልበይ ብፍቕርኻ ዓጽየ፣ ንስኻ ጥራይ ተሪፍካ። ናይ ዓይነይ ብርሃን፣ ናይ መገደይ ጸሓይ፣ ብዘይካኻ ባዶ እዩ፣ ኩሉ ኣብ ትርኣየይ። ከም ንጉስ ሓላዋይ፣ ንውሽጠይ ሓሊኻ፣ ካብ ኩሉ ፈልየ፣ ዋልታይ ገይረካ። ኣብ ጭንቀተይ ጽላል፣ መድሃኒት ቃላትካ፣ ንብዓተይ ደሪቑ፣ ሓጎስ ብፍቕርኻ። መዓልተይ ብስምካ፣ ለይተይ ብምስሊኻ፣ ፍቕርኻ ኣብ ደመይ፣ ሱር ሰዲዱ ንዘልኣለም። ጽላሌይ ኩን ወትሩ፣ ፍቕርኻ ይምርሓኒ፣ ሓቢርና ንጓዓዝ፣ ኣብ ጽኑዕ መገዲ። Lovr❤️✌🏻

༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 04 July 2026 15:30:16 GMT
11157
567
5
124

Music

Download

Comments

tztaye.nataney
ትዝታየ ንግስቲ ነዲኣ👑 :
Thank you so much 💓
2026-07-05 01:39:45
1
adey.ya.alemey2
josi Wedi mama & A,S🇬🇧🇬🇧 :
🥰🥰🥰
2026-07-21 14:00:31
0
robi16763
ንጉስ ነብሰይ💗💢 :
🥰🥰🥰
2026-07-12 23:42:20
0
betelhem.maesho
beti beti :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-05 16:20:00
0
betiel.brhe
Gal hama 👑👑 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-26 11:06:14
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About