@tgraweyti991: ካብ ናይ ሓጎስ ዳስ ናብ ናይ ሓዘን ዳስ!" 😭😭😭 ክፉእ ኣይትርከቡ ኣሕዋት፤ እቲ ሕጂ ንሕና ንሓልፎ ዘለና መሪር ሓዘን ኣብ ማንም ወዲ ሰብ ኣይብጻሕ። ብክብሪ መርዓ ገይርና፡ ብደስታ ኣመርዕይናያ ከይጸንሐት፡ ገና ክልተ ወርሒ ከይመልአት፡ እቲ ምስስሊ ኣብዚ ታሕቲ እትርእይዎ ዘለኩም ፅጋቡ ሃይሉ ሓለፎም ዝበሃል ሰብኣያ፡ ብግፍዓዊ ኣገባብ ቀቲሉዋ ተሰዊሩ ኣሎ። እዚ ሰብ እዚ ንሓብትና ኣብ ገዛኣ ዓጽዩዋ ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ክሳብ ሕጂ ኣበይ ከምዘሎ ኣይተፈልጠን። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ብዛዕባ እዚ ሰብ እዚ ሓበሬታ ዘለዎ፡ ወይ ዘርኣዮ፡ ሕጊ ክረኽቦን ፍትሒ ክነግስን ክትተሓባበሩና ብሽም እግዚኣብሄር ንልምነኩም። ብፍላይ ድማ፦ 📍 ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘለኩም ወገናትና፡ 📍 ኣብ ዓፋር፡ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ዘለኩም ኣሕዋት፡ 📍 ኣብ የመንን ጎረባብቲ ሃገራትን ዘለኩም ተቐማጦ፡ እዚ ሰብ እዚ ካብ ትግራይ ወጽዩ ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ብዝለዓለ ጥንቃቐ ተኸታቲልኩም ናብ ሕጊ ክተቕርብዎ ወይ ንዓና ክትሕብሩና ንላቦ። በጃኹም እዛ መልእኽቲ ንኹሉ ንኽትበጽሕ Share ብምግባር ሓግዙና። ፍትሒ ክነግስ ኣለዎ! ሓበሬታ ንምሃብ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁጽርታት ደውሉልና፦ 📞 0914400326 — ምህረይ ገረዚሄር ወረደ 📞 0914164075 — ተስፍይ ነጋሽ 📞 0988514338 — ብርሃነ በላይ (ወዲበላይ) 📞 0922153977 — ሚኪኤለ ለምለም ሓይቆ ፈጣሪ ፍርዱ ይሃበና! ምንጪ @ሜሪ ሓይቆ ✍️✍️✍️#ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #ኢትዮጵያ_ለዘለዓለም_ትኑር🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #explore #f #tgraytiktok🇻🇳

ቤቲ ...♡
ቤቲ ...♡
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 04 July 2026 16:15:51 GMT
5707
128
59
30

Music

Download

Comments

user5voofco2g2
ኣዳም ደስታ💘 :
@
2026-07-05 00:46:11
0
ksanetgonetse
ksanetgonetse :
2026-07-04 23:43:37
0
ae32313
abe :
😭😭😭😭
2026-07-04 23:45:44
0
user65847483124146
ዕያል ስደተኛ💪 :
2026-07-04 22:56:20
0
user2905099015668
ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ወድነይ 😭😭😭😭 :
😭
2026-07-04 22:22:31
0
nebyat.brhane5
ûm ñyat. :
🥺🖤መናብርይ መከታ ክኾነኒ ልበልካዮ😭
2026-07-04 18:01:19
0
mesi.mesi619
Mesi Mesi :
አነ ከምዝ ቶኾይኑ እት ሓዳር እመቤቴ አይምረዐይ ዋይ🥺🥺
2026-07-04 21:30:38
0
user2127473337101
73hu75hi :
ነብስ ይማር እፉፉፉፉፉፉ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
2026-07-05 00:29:02
0
snit.s2
snit🎀 :
ኩሉ ነገር ስግአት😌😭😭😭
2026-07-04 22:11:33
0
dad33108
ጋል ባባ🇪🇷🇨🇦🎀 :
ኣቀት ግፈዒ ሄዋነይ ከምዝ ትፈደ ኣሕ እንታይ ንከዊን ኣለና ግ በቃከምዝ ሕሞቅ ክንሰምዕ ኣሕ ኦፈጣሪ ይቅረ ጊበረልና በጃካ🙏🙏🙏💔💔💔💔💔💔💔😥😥😥😥😥
2026-07-04 23:34:12
0
ghfg2398
ሳአዳየወለጋዋ💚💛❤😾💪 :
የኔአበባ ምነውበጡዋቱ😭😭😭😭
2026-07-04 23:13:53
0
akxhklkdz0
A❤️🥺 :
😭😭😭
2026-07-05 00:26:58
0
asssh879
ባቢተይ ዓለመይ❤✍️ :
😭😭😭😭
2026-07-04 23:44:03
0
faten.mgli
Faten Mgli :
😭😭😭
2026-07-05 00:31:56
0
tgi922
Tg💊❤️ :
😭😭😭
2026-07-04 23:40:22
0
fieruz.brhane6
Fieruz Brhane :
😭😭😭
2026-07-04 23:39:14
0
yeridanes.yeridan
የርዱ ብፂት ጀጋኑ💪💪💪😭 :
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-07-04 17:30:22
0
To see more videos from user @tgraweyti991, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About