@onedey125: ህይወት ዝቕይሩ ጥቕስታት፤ 1. ዓሻ ማለት ኩሉ ግዜ ከም ቀደሙ ዝጸንሕ ሰብ እዩ። 2. ንኹሉ ሰብ ፈታዊ እንተኾንካ ንነብስኻ ጸላኢ ኢኻ። 3. ኣብ ልዕሊ ዘይሕጉስነት ካልኦት ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓጎስ ምህናጽ ኣይከኣልን እዩ። 4. እቲ ዝዓበየ ጸላኢኻን ነቓፊካን ብዘይካ ነብስኻ ካልእ ኣይኮነን። 5. ንነብስኻ ከም ዝሞተት ሕሰባ፣ ሕጂ ዝተረፈ ወሲድካ ብግቡእ ንበር። 6. ኣየናይ መንገዲ ክትከይድ ከም ዘለካ ክትውስን ኣብ ዘይትኽእለሉ እዋን፡ ናብ ለውጢ ዝመርሕ መንገዲ ምረጽ። 7. ካልኦት ሰባት እንታይ ከም ዝሓስቡ ግደስ፡ ንስኻ ድማ ወትሩ እሱሮም ክትከውን ኢኻ። 8. ብሰላማዊ ኣእምሮ ምንባር ሓቀኛ ዓወት እዩ። 9. እቲ ክትገብሮ ዘይትኽእል ነቲ ክትገብሮ እትኽእል ነገር ዕንቅፋት ከይከውን። #ፈለው👁 #ላይክን ፎሎውን ከይገበርካ ኣይትሕለፍ።

um ybi star
um ybi star
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 04 July 2026 16:46:02 GMT
621
28
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @onedey125, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About