@user7287307811347: 🎚️🌅"ናይ ተስፋ ቃላት ብቅዱስ አብነ ሽኖዳ ሳልሳዊ "📚🙏 🔰 " ዝኻነ ዓይነት ጸገም ኣፀጋሚ ካይኑ እዩ ዝራኣየና ፡ኣብ ኣምላክ ግና ብዙሕ መፍትሕታት ኣለዎ። ኹሉ ዝተዓጽወ ኣፍደገ ፡ኣብ ኢድ ኣምላኽ ሓደ ጥራሕ ዘይካነ ብዙሕ መፍትሒ እዩ ዘለዎ ።ንሱ ምስ ከፍቶ ማንም ክዓጽዎ ዘይክእል እዩ።እቲ ቅዱስ ሓቀኛ መርሖ ዳዊት ዘለዎ ፡ንሱ ምስ ከፈተ ሐደ እዃ ዘይዐጽ፡ንሱ ምስ ዐጸወ ኸኣ ሓደ እዃ ዘይከፈት ራኢ 3:7 🔰እቲ ሕጂ እትነብሮ ዘለኻ ሽግር ዘለዎ ነብራ ዘይካንካ ትርኢ ዝግባአካ ብናይ ዓይኒ ተስፋ ነቲ ኣብ መጻኢ እትርክቦ ናይ ሰማይ ሃገርካ ዘሎ ብሓጎስ ረአ ። 🔰 ተስፋ ፡- ፍርሒ ፡ንጭንቀት፡ ንምርባሽ ዝኣመስሉ ምጽንናዕ ይህብ ።ብተስፊን ሓጎስ፡ ብተስፍ ተሕጐሱ ሮሜ 12፡12 🔰ነቲ ክፍእ ናብ ሰናይ ክልወጦ ከም ዝኽእል ፡ነቲ ግብሪ ኣምላኽ ከየስተወዓልካ ፡ናብቲ ገጢሙኻ ዘሎ ሽግር ጥራይ ኣይትርኣ ። 🔰 ኣምላኽ ንኹሉ ዝፍጽም ፍጻሜታት ፡ናብ ፍቃድ ከ ዝምርሑ ጌሩ ክልውጦ ይክእል እዩ ። 🔰 ብድኻም ደቂ ሰባት ክስራሕ ዘይከኣል ኩሉ ብናይ እግዚአብሔር ሓይሊ ክስራሕ ይክእል እዩ ።ጥበብ ሰባት ክገጥም ዘይክእል ብጥበብ ኣምላኽ ይከኣል እዩ ። 🔰በይንኻ ከምዘይካንካ ርግፀኛ ኩን ፡ንስኻ ብሓገዝ መለከታዊ ስራሕ ኣምላኽ ዝተኸበብካ ኢኻ ፣ ብቅዱስ መልኣኽቲ ዝተኸበብካ ፣ቅዱስ ዘማልዱካ ሰብ ኢኻ ። 🎚️ናይ ተስፋ ቃላት ምስ ሰንብት ቅድስት ብቅዱስ አብነ ሽኖዳ ሳልሳዊ ናይ ቅድሳን ኣባታትና በረከት ኣይፈለየና ።አሜን ኣሜን ኣሜን ❤️🙏🌿🌿🌿 #fypシ゚viralシ #fypシ゚ #photographychallengechallengeraphy #🌺🌺🌹🌹🌸🌸🌻🌻💐💐💮💮🌺🌺 #ተዋህዶ

ራኪ ዕባይ ሃገረሰብ💥💝🌺
ራኪ ዕባይ ሃገረሰብ💥💝🌺
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 04 July 2026 19:52:27 GMT
318
53
3
1

Music

Download

Comments

user8533166739082
እየርሳሌም💥😘 :
🥰🥰🥰
2026-07-04 21:07:56
0
rakifish982
®️ mom 👩‍🍼🌏 :
🙏🙏🙏
2026-07-04 20:01:50
0
mera.mera2649
Mera Mera :
🥰🥰🥰
2026-07-05 00:01:15
0
To see more videos from user @user7287307811347, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About