Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@carrevivee: @eduardodasi_ @fernandodasi_ #fernandodasi #eduardodasi #irmaosdasiclipfy #viralvideo
CAR REVIVEE
Open In TikTok:
Region: BR
Saturday 04 July 2026 20:35:19 GMT
40
0
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.77MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.77MB
)
Watermark .mp4 (
0.77MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @carrevivee, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
băt buộc xem lại #iloveyou
stress nya kebayang sih akting sekaligus hafalin ayat ruqyah #FilmMunafik #MunafikMelawanIblis #BahayaJadiMunafik #MunafiknyaIndo #fyp #aryasaloka #dimasaditya
الرد على @.2742335 #ولاية_الجزيرة_🇸🇩🔥✌🏿 #رفاعة_ولنا_في_قمم_المجد_رايات414 #رفاعة_العززز✊🏽🦅💛 @انورر الصادق انورر @[ابوالليث] @دولار 414 @زينب العسيل @الغرابيه 🦋🍁🤗 @أميرة بكبريائي😌❤️
#حب#هواجيس #كمال_نيهان #اقتباسات_عبارات_خواطر #حب اعمى
1. ምትእምማን_ንጥርጣረ_ይቐትሎ ✍️ጥርጣረ ከም ዓንቀፋዊ መርማሪ እዩ—ንቅድሚት ከይን ስጉም ዘሰናኽል፣ ንርክባትና ዝበታትን፣ ኣብ ገዛእ ርእስና ዘለና እምነት ዘዳኽም ሕማም እዩ። ✍️ምትእምማን (ኣብ ልዕሊ ርእስኻ፡ ኣብ ልዕሊ ፈጣሪኻ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ሰባት ዘሎካ እምነት) ክህነጽ ከሎ፡ እቲ ናይ ጥርጣረ ጸልማት ይቕንጠጥ። 👉ንሓድሕድና ክንተኣማመን ከለና፡ ሰላምን ምርድዳእን ኣብ ዘለዎ ሃዋሁ ንነብር። 2. ሰላም_ንቅንኢ_ይቐትሎ ✍️ቅንኢ ካብ ዘይምዕጋብን ምስ ካልኦት ካብ ምውድዳርን ዝምንጭው ውሽጣዊ ሓዊ እዩ። ሰብ ክቐንእ ከሎ፡ ነቲ ባዕሉ ዘለዎ ጸጋታት ከስተማቕር ኣይክእልን እዩ። ✍️ ውሽጣዊ ሰላምን ዕግበትን ክህልወና ከሎ ግን፡ ምስ ማንም ክንወዳደር ኣይንደልን። ንባዕልና መን ምዃንና ኣሚና ክንቕበል ከለና፡ ንካልኦት ብዓወትኦም ክንሕጎሰሎም ንጅምር። 👉 ሰላም ንልብና ካብ ቅንኢ ኣጽርዩ፡ ፍቕርን ምትሕግጋዝን ክነግስ ይገብር። 3. ዕብየት ንትዕቢት ይቐትሎ ✍️ትዕቢት፡ ሰብ ዘለዎ ፍልጠትን ደረጃን መወዳእታ ከም ዝኾነ ክሓስብ ከሎ ዝፍጠር ዕሽነት እዩ። ዕቡይ ሰብ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ኣይክእልን እዩ፡ ምኽንያቱ ድሮ "ኹሉ ዝፈልጥ" ኮይኑ ስለ ዝስምዖ። ✍️ናይ ሓቂ ውሽጣዊ ኮነ ኣእምሮኣዊ ዕብየት (Growth) ግን ትሕትና እዩ ዘምጽእ። ብዝያዳ ክንዓቢ፡ ክንምሃርን ክንበስልን ከለና፡ ክንደይ ዝኣክል ዘይንፈልጦ ዓቢ ዓለም ከም ዘሎ ንርዳእ። 👉 ዕብየት ንትዕቢት ብትሕትናን ብምስትውዓልን ይትክኦ። 4. ሕልምታት ንፍርሒ ይቐትልዎ ✍️ፍርሒ ንብዙሓት ሰባት ተዓለምቲ ከይኮኑ፡ ተሰማዕነት ከይህልዎም፡ ከይፈተኑን ዓቕሞም ከይገልጹን ጋሪዱ ዝሕዝ ዓቢ ሓጹር እዩ። ✍️ሓደ ሰብ ዓቢ ሕልምን ራእይን ክህልዎ ከሎ ግን፡ እቲ ሕልሚ ካብቲ ፍርሒ ንላዕሊ ሓይሊ ይህቦ። እቲ ናይ ምዕዋት ባህጊ ንኹሉ ፍርሕታት ስዒርካ ክትስጉም ይድርኸካ። 👉 ዓበይቲ ሕልምታት ዘለዎም ሰባት ንፍርሒ ስዒሮም ታሪኽ ይሰርሑ። 5. ጥበብ ንሕርቀት ይቐትሎ ✍️ሕርቀት (ቁጣዐ) ንኣእምሮ ዘዕውር፡ ሓጺር ግዜ ሓሳብ ዘስዕብን ንውሳነታትና ዘበላሹን ህቦብላ እዩ። ✍️ ጥበብ ግን ንነገራት ብህድኣትን ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓትን ክንርእዮም ይሕግዘና። ጥበበኛ ሰብ፡ ሕርቀት ግዝያዊ ስምዒት ምዃኑ ተረዲኡ፡ ነቲ ኩነታት ብትዕግስትን ብልቦናን ይፈትሖ። 👉 ጥበብ ኣብ ዘለዎ ቦታ፡ ሕርቀት ማይ ከም ዝተደፍኦ ሓዊ ጠፊኡ፡ ምርድዳእን መፍትሕን ይርከብ። 6. ዕላማ (ትምኒት) ትህኪት ይቐትሎ ✍️ትህኪት ካብ ምስኣን ድራኸን መንገዲ ምጥፋእን ዝመጽእ ናይ ህይወት መትሎ እዩ። ሓደ ሰብ ዝጭበጥ ዕላማ ምስ ዘይህልዎ፡ ንግሆ ካብ ዓራቱ ዝትንስኣሉ ምኽንያት ይስእን። ✍️ንጹር ዕላማን ሓቀኛ ድሌትን (ትምኒት) ክህልወና ከሎ ግን፡ ትህኪት ቦታ የብሉን። እቲ ክንበጽሖ ዝግባእ ሸቶ ንጡፋትን ጻዕረኛታትን ክንከውን ይገብረና። 👉 ዕላማ ንትህኪት ቀቲሉ ናብ ናይ ስራሕን ዓወትን ሓይሊ ይቕይሮ። 👉እዞም ዝተጠቕሱ 6 ነጥብታት፡ ኣብ ውሽጥና ዝግበር ቀጻሊ ናይ ባህርይ ቃልሲ ዘርእዩ እዮም። ነቶም ኣሉታውያን ጸላእቲ (ጥርጣረ፣ ቅንኢ፣ ትዕቢት፣ ፍርሒ፣ ሕርቀት፣ ትህኪት) ብሓይሊ ክንቐትሎም ኣይንክእልን ኢና። ብእንጻሩ፡ ነቶም ኣወንታውያን ጎኖም (ምትእምማን፣ ሰላም፣ ዕብየት፣ ሕልሚ፣ ጥበብ፣ ዕላማ) ኣብ ህይወትና ብምኹስኳስ ጥራይ እዩ እቲ ጸልማት ብብርሃን ክስዓር ዝኽእል። ፀሓፊ um ybi star✍️ #መሃሪ_ኮይኑ_ተረኪብኩሞ_ፎለው_ላይክ_ኮሜንት_ሼር_ምግባር_ኣይትስነፉ👌
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy