@eritechmindset1: እተን 3 ዓበይቲ ምርጫታት ህይወት። ኣብ ህይወትና ብሓደ ነገር ክንጉሂ፣ ክንበሳጮ ወይ ከነማርር ንቡር እዩ። መብዛሕትና ግን ኣብቲ ባህ ዘይበለና ኩነታት ተዓሚትና ጥራይ ነማርር። ንምዃኑ ብዝኾነ ነገር ከጋጥመና ከሎ 3 ምርጫታት ጥራይ ከም ዘለዋና ትፈልጡዶ? ካብተን ምርጫ ወጻኢ ምምራር ግን ንዓና ካብ ምድኻም ሓሊፉ ዝቕይሮ ነገር የለን። 1. ምቕባል (Accept It) እቲ ኩነታት ብዝኾነ ተኣምር ክቕየር ዘይኽእል እንተኾይኑ ንኣብነት፦ ሕሉፍ ታሪኽ፣ ሕማቅ ባህሪ ናይ ሰባት፣ ወይ ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ዝኾኑ ነገራት፣ ነቲ ክዉንነት ብልቢ ምቕባል። ምቕባል ማለት ኢድካ ምሃብ ማለት ኣይኮነን፤ የግዳስ ነቲ ክቕየር ዘይክእል ነገር ተቐቢልካ፣ ሰላምካ ሓሊኻ ናብ ቅድሚት ምስጓም ማለት እዩ። 2. ምግዳፍ / ምርሓቕ (Leave It) 🚶♂️ እቲ ዘለኻዮ ኩነታት ስራሕ፣ ዓርክነት፣ ወይ ከባቢ ሰላም ዝኸልኣካ፣ ዝጎድኣካን ክቕየር ዘይክእልን እንተኾይኑ፡ ካብኡ ተፈሊኻ ምኻድ። ሓደ ሓደ ግዜ ንገዛእ-ነብስኻ እትህቦ ዓቢ ህያብ ካብቲ መርዛም ኩነታት ርእስኻ ምልጋስ እዩ። 3. ንምቕያሩ ምስራሕ (Work to Change It) 💪 እቲ ኩነታት ክቕየር ዝኽእል እንተኾይኑ፡ ኣብ ክንዲ ምምራር (Action) ወይ ስጉምቲ ምውሳድ። ጸገማት ንምፍታሕ ብተግባር ምስራሕ፣ ምዝርራብ ወይ ሓደስቲ መንገድታት ምፍጣር። ✅ኣስተውዕል፦ ካብዚኣተን ሓንቲ ከይመረጽካ፡ "ምምራር ጥራይ" ግን ንኣእምሮና ይውጥር፣ ጸዓትና ይውድእ፣ ግዜና እዩ ዘባኽን። ንጸገምካ ዝፈትሕ ፍታሕ የለን። ንስኻትኩምከ ብሓደ ነገር ክትበሳጭዉ ከለኹም መብዛሕትኡ ግዜ ኣየነይቲ ምርጫ ኢኹም እትወስዱ? ኮመንት ግደፉለይ 👇 #motivation #tigrinya #lifelessons #eritreantiktok #habeshatiktok
Eritech_Mindset
Region: DE
Sunday 05 July 2026 04:00:58 GMT
Music
Download
Comments
erimyas :
hawey btaemi eye adniqeka thanks morr qexlo broo
2026-07-15 06:45:50
1
weliechbeta0 :
Bro, you are smart boy. I am proud for you because you are smart. Voor me (1) accept it 💯
2026-07-05 10:19:04
6
Nay lbey kulu nmen knegr :
1❤️
2026-07-06 01:13:29
2
ተባዕ.ኩን.ንሓቂ .🤞🤞 👮♂️ :
Nice 🫶 👌 🙏 thanks.
2026-07-14 10:25:16
1
9,,Haaland 👑💪🤟 :
my bro thanks 🙏😳
2026-07-12 11:53:41
1
Yossuf⭐️ :
Ya that’s absolutely true
2026-07-06 15:11:03
2
🫶 @GoD❤️WIN🙏 :
ya you are amazing shareing all are connect in daily life happens thank you very much bro 👍
2026-07-05 20:33:40
3
TarikuLove :
Thanks
2026-07-09 16:54:55
1
user9853652972361 :
you are right
2026-07-06 03:30:58
3
ሞደርን ካፈ :
thanks 👍
2026-07-05 21:12:50
2
user1501280852208 :
1 accept it
2026-07-10 13:28:26
1
GG :
tnks
2026-07-13 16:43:46
1
tommy to money :
me 2
2026-07-08 08:59:09
1
ተስፊት ሃይለ :
1 Aaccept
2026-07-08 21:04:18
1
lucybrhane :
i accept it
2026-07-05 22:36:39
2
hey :
namber 3 is the best 👌 🥰
2026-07-07 11:58:28
1
sulieman tele@the fake world :
منتاذ والله 🥰
2026-07-14 03:10:07
1
B2SPrt :
Merci, mon ami😍
2026-07-07 15:11:59
1
ኩሉ ከም ፍቓድካ ይኹን :
1
2026-07-05 18:43:06
2
selam tesfay🌹💘 :
wow
2026-07-07 22:49:43
1
Feqar Nkulu🥰🥰 :
👍👍👍🥰🥰
2026-07-07 12:29:48
1
mami alemey :
1.accept it🥰🥰🥰
2026-07-05 09:21:20
4
keriedo :
bravo
2026-07-05 12:45:13
2
brye 💡📚💛 :
❤️
2026-07-06 01:06:07
2
ℕ𝔼𝕋𝕎𝕆ℝ𝕂𝔼ℝ. :
ከም ኩነታቱ! ✍️
2026-07-05 07:41:28
2
To see more videos from user @eritechmindset1, please go to the Tikwm
homepage.