@lsanwelodey: ኣብዛ መጽሓፍ እንታይ ትረክብ ኢኻ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ንኹሉ እትደልዮን መልሲ ናይ ኩሉ ኣብ ህይወትካ ዝነበረ ሕቶታትን ክትረክብ ክትሕግዘካ ዝተጻሕፈት እያ። እዚ ዓዳዂ ዝመስል መግለጺ ምዃኑ እፈልጥ እየ፣ ድሕሪ ቊሩብ ግን ስለምንታይ ከምዚ ንምባል ትብዓት ከምዘለኒ ክትዕዘብ ኢኻ። ሓደ ሓቂ ምዃኑ ብዕምቆት ዝፈልጦ ነገር እንተሃልዩ ነዛ መጽሓፍ ምስ ኣንበብካ ከምቲ ናይ ቅድም ዝነበርካዮ ሰብ ኴንካ ከምዘይትቕጽል እዩ። ለውጢ እቲ እንኮ ዘይልወጥ ነገር እዩ። ዕብየት ባህርያዊ ክፋል ህይወት ስለዝኾነ፡ ነዛ መጽሓፍ ምስ ኣንበብካያ ከይተለወጥካ ክትጸንሕ ዘይከኣል ክኸውን እዩ። ነዛ መጽሓፍ ንምርካብ በዚ ዝስዕብ ምውካስ ይከኣል www.Lsanwelodey.com whatsapp 0046737636452 🇨🇭 +41 78 315 11 20 🇺🇬 +256 757 461925

Lsan welodey
Lsan welodey
Open In TikTok:
Region: SE
Sunday 05 July 2026 10:33:04 GMT
5949
142
12
11

Music

Download

Comments

blues1017
blues :
How much is it ?
2026-07-05 10:43:25
1
faradotiblu56
Chabbe æ deku :
Derasia men ybhalie please 🙏
2026-07-05 20:52:59
0
meretawimaiaini
ወዲ Hazemo Logo Sarda💙 :
waga kndey eyu bro ab swiss aleku??
2026-07-05 10:59:08
1
marinatey1
M🦅🥀። :
Holland?
2026-07-05 14:04:51
0
user3756394040886
ደላዪ ሰላም :
አብ ስዊዝ ዋጋ ክንደይ እዩ ?
2026-07-05 12:34:52
0
nati12690
nnn :
🥰🥰🥰
2026-07-05 21:04:25
0
To see more videos from user @lsanwelodey, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About