Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@key.motna.rduena: ናይ ዝኾነ ህዝብን ሃገርን ተስፋ ዝህነጽ ኣብ መንኩብ መንእሰያት እዩ። መንእሰያት ማለት ንጽባሕ ዝቕይሩ መሃንድሳት፣ ዶክተራት፣ ሓረስቶትን ዓንድታት ሃገርን እዮም። ይኹን እምበር ኣብ ክልል ትግራይን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ኢትዮጵያን እዚ ወለዶ እዚ ንፖለቲካዊ ባህጊታትን ቃልሲ ስልጣንን ሰበ-ስልጣን ተባሂሉ ኣብ ዓውደ-ኲናት ህይወቱ ከጥፍእ ምግባሩ ብጣዕሚ ዘሕዝንን ጠጠው ክብል ዝግባኦን ተግባር እዩ። ምብካይ ኣዴታትን ምዅዓት መቓብር ውሉዳትን መዓስ እዩ ዘብቅዕ? ሓንቲ ኣደ ትሽዓተ ወርሒ ጸይራ ብብዙሕ መከራ ኣዕብያ ንቑምነገር ዘብቅዓቶ ውሉዳ መዝሓሊ ጥይት ክኸውን ከሎ ምርኣይ ናይ መወዳእታ ጥራዝ ጨካንነት እዩ። ናይ ትግራይ ኣዴታትን መላእ ናይ ኢትዮጵያ ኣዴታትን ውሉዳተን ዝወልዳን ዘዕብያን ንሰላም ንልምዓትን ንሓጐስን እምበር ንዓውደ-ኲናት ኣይኰነን። መንእሰይ "ኣይፋለይን!" ክብል ይግባእ ስልጣንን ረብሓን ደለይቲ ኲናት ክእውጁ ከለዉ ባዕላቶምን ስድራቤቶምን ኣብ ሰላምን ምቾትን ኮይኖም እዩ። መንእሰይ ግን ነቲ መከራን ሞትን ኲናት ኣብ ግንባር ኮይኑ ይገጥሞ። ስለዚ መላእ ናይ ኢትዮጵያ መንእሰያትን ናይ ትግራይ መንእሰያትን ብሓባር ክቖሙ ኣለዎም። "ክዋግኡን ስልጣን ክሕዙን እንተደልዮም ባዕላቶም ይዋግኡ! ህይወት መንእሰይ ንስልጣን ካልእ ሰብ መሳጋገሪ ክኸውን የብሉን!" ነዚ ዘስካሕክሕ ሓቂ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መንእሰያትን ብሓደ ድምጺ ክዅንንዎ ይግባእ። ሰላም ክመጽእ ዝኽእል መንእሰይ ንጻውዒት ኲናት "ኣይፋለይን" ኢሉ ንሰላምን ዘተን ቀዳምነት ክህብ ከሎ ጥራይ እዩ። ህይወት ወዲ ሰብ ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ንላዕሊ ክቡር እዩ ስለዚ ሞት መንእሰያት ሎሚ ክውዳእ ኣለዎ! ሊላይ July 5/2026
🇦🇷 𝕝𝕚𝕝𝕒𝕪 𓅓
Open In TikTok:
Region: EG
Sunday 05 July 2026 18:42:02 GMT
1938
90
3
2
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
ፍታው :
😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥
2026-07-05 23:34:38
0
ተሰፋ እዩ ሰንቀይ👏 :
😭😭😭😭😭😭
2026-07-05 23:04:54
0
ZafU :
😢😢😢
2026-07-06 00:53:18
0
To see more videos from user @key.motna.rduena, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#duet with @♡𝐈𝐓𝐒_𝐌𝐄_𝐒𝐇𝐀𝐊𝐈𝐋📓🖊️
yol ramen combo #icecup #Ramen #conveniencestore #southkorea #asmr
#فرقة #نجوم #النقب #فؤاد #خليل @فؤاد ابو بنيه @خليل الطرشان @هاني ابو قرينات
無知な妻にスマホゲーム300万円課金した事実を打ち明けた #荒野行動
Nhà bác nào còn sử dụng túi bóng đựng thực phẩm sống như cá thịt thì bỏ hết đi chuyển sang dùng những cái hộp inox như thế này nè #giadungtienich #hopdungthucpham #hopinoxdungthucpham
i bought wayyyy too much but it turned out so stinking cute!!! this is the type of basket all us brides need!!! 🤣🤔 #bridetobe #2026bride #wedding
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy