@user816068636170: #cardecor #airvent #airfreshener #diffuser #fyp

YYQ 3
YYQ 3
Open In TikTok:
Region: US
Monday 06 July 2026 09:43:55 GMT
355
1
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @user816068636170, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

​ነብሰይ በዲለኪ፣ ምንባር ጸሊአዮ! 💔 ​
​ነብሰይ በዲለኪ፣ ምንባር ጸሊአዮ! 💔 ​"ነብሰይ... ይቕሬታ ግበረለይ፣ ንዓኺ ክሕልወኪ ኣይከኣልኩን። ንኹሉ ሰብ ከሐጉስን ክሕግዝን ክጽዕር ከለኹ፣ ንዓኺ ግን በዲለኪ። ​ኣብዚ ህይወት እ ዘይሓለፍክዎ መከራ የለን። ልበይ ኣሚኑ ብቕንዕና ክነብር ከሎ፣ ዝረኸብክዎ ምላሽ ግን ጥልመትን በደልን ጥራይ እዩ ነይሩ። እቶም ህይወተይ ዝሃብክዎም ሰባት፣ ቃንዛን ንብዓትን ጥራይ እዮም ኣውሪሶምኒ። ሕጂ ግን በቃ... ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ስምዒት ኩሉ ተቐቲሉ እዩ። ​ደጊም ፍቕሪ ይኹን ሓጎስ ክስምዓኒ ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ በጺሐ። ፍርሕን ጸልማትን ጥራይ እዩ ተሪፉኒ። መዓልታዊ 'ንምንታይ እዩ ሰብ ዝነብር?' እናበልኩ ባዕለይ ይሓትት ኣለኹ። ብህይወት ምህላወይ ጸሊአዮ። ኣብ ርእሰይ ዝመጹ ዘለዉ ሓሳባት ኩሎም ሕማቓትን ተስፋ ዘቑርጹን ጥራይ እዮም። ምንባር ፈሪሐዮ ኣለኹ... በቃ ዓልበይ ተሴሩ እዩ።" ​✍️ ​" እዚ ጽሑፍ እዚ ሎሚ ካብ መዓሙቕ ቃንዛ ልበይ ዝወጸ እዩ። ብጣዕሚ ኣብ ከቢድ ህሞት እየ ዘለኹ። ክወጽእ ኣይከኣልኩን። በጃኹም፣ ካብዚ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስምዒትን ቅልውላው ክወጽእ እንታይ ክገብር ኣለኒ? ሓቀኛ ምኽርኹም የድልየኒ ኣሎ።" #mkrkum #lzanakurokawa #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok @Vairal ​

About