@grmwit16: እዚ ዓለም እዚኣ ሓደ ሓደ ግዜ መከራ እምበር ፍትሒስ የብላን። እስቲ ሕሰቦ እሞ ዓመታት ምሉእ ብዘይበደሉ ብጌጋ ንዝተኣስረ ሓው። ንእስነቱ፣ ሕልሙ፣ ተስፋኡ ኩሉ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ መንደቕ ተቐቢሩ። እቲ ዘሕዝን ድማ፣ ድሕሪ 25 ዓመት ጌጋ ነይሩ፣ ንስኻ ኣይኮንካን እቲ ገበነኛ" ኢሎም ፈቲሖም ክሰዱዎ ከለዉ ዘሎ ስምዒት። እቲ ዝጠፈአ ዓመታት ግን መን ክመልሰሉ? ነዚ ኩሉ ሕሰም ሕሊፉ፣ ቂምን በቀልን ኣይሓዘን። ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ወጸ፣ "ንእስነተይ ጠፊኣ እያ" ኢሉ ኢዱ ኣጣሚሩ ኣይተቐመጠን ንህዝቡን ንፍትሒን ኢሉ ተጋዲሉ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሉ። እቲ ዘሕዝን ግን እታ ጥዕምቲ ዓለም ከይረኣየ ሕጂ ካብዚ ዓለም እዚኣ ተፈልዩና። ህይወት ሓደ ሓደ ግዜ ብሓቂ ፍትሓዊት ኣይኮነትን። ነቲ ንኹሉ ዝሃበ፣ ንዓርሱ ግን ምንም ዘይወሰደ ጅግና ሓውና መንፈሱ ብሰላም ይዕረፍ💔😭

እንደርታዊት☦️💊🫰🏿444
እንደርታዊት☦️💊🫰🏿444
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 07 July 2026 14:59:13 GMT
10863
680
230
39

Music

Download

Comments

user9719372319382
abeba :
ahhhhh😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-07-07 21:42:43
0
aeskal.aeskal
ኣርሴማ :
2026-07-08 01:44:31
0
endrtaweti
ngsti :
ዓለም ግን😭😭😭😭😭😭
2026-07-08 02:32:36
0
kibromkinfe1
kbrom kinfe :
😭
2026-07-08 00:04:30
0
aksumawitasefa
ጓል ፅዮን :
እህህህህህህህህህህህህህህህህህህ😭😭😭😭😭😭😭
2026-07-08 01:32:51
0
user49218807
user5029702338382 :
😭😭😭😭😭😭
2026-07-08 00:02:22
0
user4811830swit
ሙዴ በራሴ ነው✂✂ :
😭😭😭ኣሕሕሕሕሕ
2026-07-07 19:19:56
1
yohansjhon44
king john :
r,i,p
2026-07-07 22:00:23
0
wdhh18gmail.com0
ebaye ebaye :
2026-07-07 18:44:50
0
haymi.hagos
ብመንገድካ ምርሐኒ ኣምላከይ :
ኣሕሕ እፍፍፍ💔💔💔😭😭
2026-07-08 00:33:48
0
brhane422
brhane :
2026-07-07 22:36:21
0
user23055738617168
ኩሉ ንውሽጠይ🥺 :
ኣይይ🥺
2026-07-07 22:46:20
0
user7277741881313
ተመስገን ኣምላኬ :
😭😭😭
2026-07-07 21:59:21
0
user5997028001328
19 ጠብቀኝ :
አሕሕሕሕ ዓለም ግን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
2026-07-07 21:59:00
0
user9820348656149
titi ጋል ዓጋመ :
ኣየ ዓለም😭😭😭😭😭😭
2026-07-07 22:25:46
0
To see more videos from user @grmwit16, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About