@mussie018: #creatorsearchinsights ዘርኢ ተባዕታይ ቆልዓ ኣይኮነን ። 23 ክሮሞዞም ዘለዎ ዋህዮ ኢዩ ። ቆልዓ ክኸውን እቲ 23 ክሮሞዞም ኣብ እንቋቁሖ ኣንስተይቲ ዘሎ ክውሃሃድ ከሎ ኢዩ ። ስለዚ ዋህዮታት ትቀትሉ ደኣ በሊ እምበር ሰብኣዊ ፍጡር ድቂ ወይ ዕሸል ኣብ ማህጸንክን እምበር ኣብ ከረጺት ዘርእና ኣይርከብን ኢዩ ። ክንቀትል ኣይንክእልን ። 🤔🤔🤔🤔🤔🤔

Mussie
Mussie
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 07 July 2026 16:17:46 GMT
7676
39
3
14

Music

Download

Comments

lingo879
Lingo :
Resaha
2026-07-07 21:12:10
1
michael08.08
Warsay Frankfurt ❤️🇪🇷❤️ :
😱😱😱😱😱😱
2026-07-08 02:57:13
0
To see more videos from user @mussie018, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About