@r1651371: ......... 1,ዮዳሔ:-ኣምላኽ ይፈልጥ ማለት እዩ:: 2,ቴዎፍሎስ:-ፈታዊ እግዚኣብሄር ማለት እዩ:: 3,ናእሚ:-ሓጎሰይ ማለት እዩ:: 4,ናትናኤል:-ዉህበት እግዚኣብሄር ማለት እዩ:: 5,ኣዛሄል:-እግዚኣብሄር ይርኢ እዩ ማለት እዩ:: 6,እዮስያስ:-እግዚኣብሄር ይድግፍ እዩ ማለት እዩ:: 7,ዩኤል:-እግዚኣብሄር ኣምላኽ እዩ ማለት እዩ:: 8,ባርናባስ:-ዉሉደ ምጽንናዕ ማለት እዩ:: 9,ሰፎንያስ:-እግዚኣብሄር ሓቢኡ/ይሕሉ ማለት እዩ:: 10,ህዝቂኤል:-እግዚኣብሄር ሓይሊ ይህብ ማለት እዩ:: 11,ሄልቅያስ:-ዕጫይ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ ማለት እዩ:: 12,ሳሙኤል:-እግዚኣብሄር ሰሚዑኒ ማለት እዩ:: 13,ሚክያስ:-ከም እግዚኣብሄር ዝበለ መን እዩ ማለት እዩ:: 14,ሆሴዕ:-እግዚኣብሄር የድሕን እዩ ማለት እዩ:: 15,ሔዋን:-ኣደ ኩሉ ህያዉ ነገራት ማለት እዩ:: 16,ሕዝቅያስ:-እግዚኣብሄር ሓይለይ እዩ ማለት እዩ:: 17,መልኬጸደቕ:-ናይ ሰላም ንጉስ ማለት እዩ:: 18,ሚልክያስ:-ልኡኽ ማለት እዩ:: 19,ሳራ:-ልእልቲ ማለት እዩ:: 20,ስምኦን:-ስማዕ ማለት እዩ:: 21,ቢንያም:-ወዲ የማናይ ኢደይ ማለት እዩ:: 22,ናሆም:-ምጽንናዕ ማለት እዩ:: 23,ናታን:-ኣምላኽ ሂቡኒ ማለት እዩ:: 24,ኣልኣዛር:-ኣምላኽ ረዲኡኒ ማለት እዩ:: 25,ኣስቴር:-ኮኾብ ማለት እዩ:: 26,ኣቤሜሌክ:-ኣገልጋሊ ንጉስ ማለት እዩ:: 27,ኣቤሰሎም:- ኣቦይ ሰላም እዩ ማለት እዩ:: 28,አብድዩ:-ኣገልጋሊ እግዚኣብሄር ማለት እዩ:: 29,ኣብራም:-ዓቢ ኣቦ ማለት:: 30,ኣብርሃም:-ኣቦ ብዙሓት ማለት እዩ:: 31,ኣኪያ:-እግዚኣብሄር ሓወይ እዩማለት እዩ:: 32,ኣክዐብ:-ሓዉ ኣቦ ማለት እዩ:: 33,ባሮክ:-ብሩክ ማለት እዩ:: 34,ኣዳም:-ሰናይ ማለት እዩ:: 35,ኢሳይያስ:-እግዚኣብሄር ድሕነት እዩ ማለት እዩ:: 36,ባርቕ:-ምብራቕ ማለት እዩ:: 37,እያሱ:-እግዚኣብሄር መድሓኒ እዩ ማለት እዩ:: 38,እዮሳፍጥ:-እግዚኣብሄር ፈሪዱ ማለት እዩ:: 39,ኢዮራም:-እግዚኣብሄር ልዑል እዩ ማለት እዩ:: 40,እዮርብዓም:-ህዝቡ እናወሰኸ ይኸይድ ማለት እዩ:: 41,ቤተልሄም:-ቤት እንጌራ ማለት እዩ:: 42,እዮኣስ:-እግዚኣብሄር ሂቡ ማለት እዩ:: 43,እዮአቄም:-እግዚኣብሄር ደው ኣቖመ ማለት እዩ:: 44,ኢዮአብ:-እግዚኣብሄር ኣቦ እዩ ማለት እዩ:: 45,እዮአተም:-እግዚኣብሄር ፍጹም እዩ ማለት እዩ:: 46,ኢዮአካዝ:-እግዚኣብሄር ሒዝዎ ኣሎ ማለት እዩ:: 47,ኤልሳዕ:-እግዚኣብሄር ድሕነት እዩ:: 48,ኤልያቄም:-እግዚኣብሄር ከተንሰኦ እዩ ማለት እዩ:: 49,ኤዶም:-ማለት ቀይሕ ማለት እዩ:: 50,እስራኤል:-ምስ እግዚኣብሄር ኮይኑ ዝተቓለሰ ይዕወት ማለት እዩ 51,ኤልሳቤጥ:-እግዚኣብሄር ማሕላይ እዩ ማለት እዩ:: 52,ኤልሻዳይ:-ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ ማለት እዩ:: 53,ሃለሉያ:-ማለት ንእግዚኣብሄር ኣመስግኑ ማለት እዩ:: 54,ሰሎሙን:-ሰላማዊ ማለት እዩ:: 55,ኬብሮን:-ሕብረት ሓድነት ማለት እዩ:: 56,ኣዛርያስ:-እግዚኣብሄር ሓጊዙኒ ማለት እዩ:: 57,ኤልያስ:-እግዚኣብሄር ኣምላኽ እዩ ማለት እዩ:: 58,ኤደን:-ሓጎስ ማለት እዩ:: 59,ዖዝያን:-እግዚኣብሄር ሓይለይ እዩ ማለት እዩ:: 60,ዘካርያስ:-እግዚኣብሄር ይዝክር እዩ ማለት እዩ:: 61,ይሳኮር:-ዋጋይ ማለት እዩ:: 62,የዲድያ:-ብእግዝኣብሄር ዝተፈትወ ማለት እዩ:: 63,ዮሐናን:-እግዚኣብሄር ወሃቢ ጸጋ እዩ ማለት እዩ:: 64,ዮሃንስ:-እግዚኣብሄር ጸጋ እዩ:: 65,ዮሴፍ:-ምዉሳኽ ማለት እዩ:: 66,ዮናስ:-ርግቢት ማለት እዩ:: 67,ዮናታን:-እግዚኣብሄር ዝሃቦ ማለት እዩ:: 68,ዮኣኪን:-እግዚኣብሄር የቕዉም ማለት እዩ:: 69,ዮካብድ:-እግዚኣብሄር ክብሪ እዩ ማለት እዩ:: 70,ምናሴ:-መረስዒ ማለት እዩ:: 71,ዮፍታሔ:-እግዚኣብሄር ይኸፍት እዩ ማለት እዩ:: 72,ሩሃማ:-ምሕረት ማለት እዩ:: 73,ዳኒኤል:-ማለት ኣምላኽ ፈራዲ እዩ ማለት እዩ:: 74,ጎድልያስ:-እግዚኣብሄር ዓቢ እዩ ማለት እዩ:: 75,ጽዮን:-ማለት እንባ ማለት እዩ:: 76,ጳዉሎስ:-ማለት ብርሃን ማለት እዩ:: ምንጪ:-መዝገበ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር🙏

🤔🤔COንFUዝED🤔🤔
🤔🤔COንFUዝED🤔🤔
Open In TikTok:
Region: KE
Thursday 09 July 2026 15:41:12 GMT
115213
8743
78
825

Music

Download

Comments

merialemat
Meri👸❤ :
ዮናታን♥️🥰
2026-07-10 00:45:35
6
user1821704264604
best :
azahel my san
2026-07-09 21:46:07
2
user4823771186070
selam ms kulu :
Banahier please 🙏
2026-07-09 20:59:31
0
samu61526
Samu 4G🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
Yaried Eba amaxaley❤️🙏
2026-07-09 19:30:16
2
mewael76
mewael :
በረከትኩም/ይሕደረና
2026-07-09 16:43:35
5
henos654e
🌸🌸🌸 :
henos please 🙏
2026-07-10 06:32:32
6
natsikesete
Natsi Kesete :
Azahel nay wedey shim 🥰❣️
2026-07-10 05:40:00
2
aronlove6
Aron love 6 :
Aron pls 🙏
2026-07-10 07:57:15
2
letsh2112
letsh2112 :
ኣድያም ከ🙏🙏🙏
2026-07-09 19:39:13
0
natey60
❣️??? :
Henok malet ke🥰🥰
2026-07-09 18:43:27
0
feven6074
never give up 🌸💫 :
feven pls 🙏
2026-07-12 22:36:45
0
mmeerryy15
merry 👸 :
henos, Melat,ka pls 🙏
2026-07-13 08:29:46
0
eyerusaba
Eyerusa ba :
Nathan ❤️
2026-07-10 06:52:41
2
aron.alem90
Aron Alem :
Aron pls
2026-07-12 11:34:19
0
ms.kulu.fkri8
Ms kulu Fkri :
eyosyass🙏🙏🙏
2026-07-10 18:19:29
1
yordey59
yorda ❤️ :
Matwes 🥰
2026-07-10 20:12:44
0
mstir____ngsti
ሂዎን ለዎህ🥹🤌 :
Keven, Kevin entay melet eyu ?🤍🙏
2026-07-13 14:23:43
0
semhar.hyab
semhar hyab :
ዮናስ❤️❤️❤️
2026-07-10 08:29:30
1
bini.bini1364
ማሕቶተ ገዳም :
ወዲ የማናይ ኢደይ ❤️❤️❤️
2026-07-10 09:09:03
0
helu.helu963
helu helu :
kal hiwet yesmealna zhawey🥰🥰🥰
2026-07-10 10:24:04
0
user1wedikidu4
𝐇𝐚𝐰𝐮𝐳𝐞𝐧𝐚𝐰𝐢 ዕባይ ሓኒባ💒 :
2026-07-10 11:27:50
0
gal.wedi.hakimi
Gal fazu 🌸🇪🇷 :
Maeli ke please 🙏🥰🥰🥰
2026-07-10 18:06:19
0
meirci3
Meirci :
ሩፍታለም ከ አንታይ ማለት አዩ please 🙏
2026-07-10 14:12:22
0
kirasmart08
kira smart :
❤️❤️❤️🙏✝️
2026-07-10 12:09:55
0
user60175873142014
1234567890 :
12🥰
2026-07-10 13:53:37
0
To see more videos from user @r1651371, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About