@onedey125: ናይ ህይወት መምርሒ ንዘላቂ ሰላም☝️ ​ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጥኻ ክህልዉኻን ከተዘውትሮምን ዘለካ 4 ዓበይቲ ዕድላት👇 ◆ ​""ብሩህ አዕይንቲ""፦ ኣብ ሰባት ድኽመቶም ዘይኮነ፣ ኩሉ ግዜ ነቲ ዝበለጸን ሰናይን ጎኖም ጥራይ ዝርእያ። ◆"" ​ርሕሩሕ ልቢ""፦ ሰባት ዝበደሉኻ በደል ከይተቐየመ፣ ነቲ ዝኸፍአ ነገር እኳ ብቕልጡፍ ይቕረ ዝብል። ◆ ​""ጽሩይ አእምሮ""፦ ነቲ ሕሉፍ ሕማቕ ተመክሮታትን ዘሕዝኑ ትዝታታትን ኣወጊዱ ብምርሳዕ፣ ንቕድሚት ጥራይ ዝጥምት። ◆ ​""ጽንዕቲ ነፍሲ""፦ ኣብ ማእከል ዝኾነ ማዕበል ህይወት እኳ ኣብ ልዕሊ ፈጣሪኣ ዘለዋ እምነትን ተስፋን ከቶ ዘይተጥፍእ። um ybi star✍️ #ፎለው🙏ዳበልኩም👉ደቅሪመይ #ertirantiktoka🇪🇷 #tigraytiktok🇻🇳

um ybi star
um ybi star
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 10 July 2026 08:17:35 GMT
1718
107
8
6

Music

Download

Comments

filimon.mulu8
ንኩሉ ባዓቅሊ🙏⭐✅ :
🙏🙏🙏
2026-07-10 13:32:04
1
user2111493794450
user2111493794450 :
🙏🙏🙏
2026-07-10 21:52:25
1
daniwedi09
ወዲ Emba🇧🇪 :
🥰🥰🥰
2026-07-10 08:58:10
1
ermias742
Ermias :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-10 09:18:10
1
To see more videos from user @onedey125, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About