Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@loraine_uzumaki: trend? you broke me first #loraine🌸 #fyp #preset #presetalightmotion #xybca
nicchxy ~ am prem di bio
Open In TikTok:
Region: PH
Friday 10 July 2026 09:34:02 GMT
49424
4336
16
207
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.94MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.81MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
rull🪽 :
prst bg🗿 auhhh
2026-07-10 09:36:10
16
𝐊𝐔𝐘𝐀 𝐂𝐘𝐑𝐈𝐍𝐄 𝐀𝐌⍤⃝🎟 :
smooth parang hindi na ikaw haha
2026-07-10 11:39:58
1
nicchxy ~ am prem di bio :
링크 preset?💖
2026-07-11 00:14:47
6
yàn daijóbu :
2026 full sound old
2026-07-12 18:53:27
1
johary :
aku
2026-07-28 06:55:36
0
Rasyahahaha :
judul lagu?
2026-07-11 07:01:05
0
𝐑on :
ini saat nya min
2026-07-11 05:17:06
1
cysa. :
g pelit preset
2026-07-31 03:11:21
1
To see more videos from user @loraine_uzumaki, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
ኣገዳሲ ሕቶ ንናይ-ባሓቂ ዝምድና፣ ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ሕቶ ድማ እንታይ ክትርዳእ ከም ዘለካ ዘብርህ መግለጺ ኣለካ። 1. ኣብ ገዛእ-ርእስኻ እንታይ ተፍቅር? ክትርዶኦ ዘለካ! እቲ ሰብ ኣብ ገዛእ ርእሱ ዝፈትዎም ጽቡቓት ባህርያት እንታይ ምዃኖም ክገልጸልካ እዩ፣ ንገዛእ-ርርእሱ ክሳብ ክንደይ ከም ዝቕበላን ዝኣምናን ክትፈልጥ ትሕግዘካ ሕቶ እያ። 2. ኣብ ገዛእ-ርእስኻ’ኽ እንታይ ኢኻ ዘይትፈቱ? እዛ ሕቶ ተብራሃልና….. እቲ ሰብ ዘለዎ ድኽመታት፣ ዘይርግጸኛ ዝገብርዎ ነገራት ወይ ዘጨንቖ ጉዳያት እንታይ ምዃኖም ክትፈልጥ ክትሕግዘካ እያ። ከምኡ’ውን ብዛዕባ ርእሱ ሓቀኛ ክኸውን ይኽእል ድዩ ኣይክእልን ክትርኢ ኢኻ። 3. ኣብ ፍቕራዊ ርክብ እንታይ ዓይነት ኣቀራርባ ኣለካ? እዛ ሕቶ የብራሃልና ነገር….. እቲ ሰብ ንቐርበትን ንፍቕርን ብከመይ ከምዝሪኦን፣ ኣብ ግዜ ጸገም ናባኻ ይቐርብ ድዩ ወይ ይርሕቕ ክትፈልጥ ተኽእለካ እያ። 4. ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ማለት እዩ? ብኸመይ ትገልጾ? ከመይ’ከ ክትቅበሎ ትደሊ? ካብዛ ሕቶ ንርዶኦ… እቲ ሰብ ፍቕሪ እንታይ ምዃኑ ከም ዝርድኦ፣ ንኻልኦት ፍቕሩ ብኸመይ ከም ዝገልጽን ንሱ ድማ ፍቕሪ ብኸመይ ክቕበል ከም ዝደልን ክትፈልጥ ተኽእለካ ሕቶ እያ። 5. ብኸመይ ኢካ ፍቕርኻ ተርኢ ወይ ብከመይ ኢኻ ፍቕርኻ ትገልጽ? (Love languag) እዛ ሕቶ ተብራሃልና ነገር….. እቲ ሰብ ፍቕሪ ክስምዖ ዝገብሮ እንታይ ምዃኑ ክትፈልጥ ኢኻ። ምስኡ ግዜ ምሕላፍ ድዩ፣ ጽቡቕ ቃላት ምዝራብ ድዩ፣ ሓልዮት ምርኣይ ድዩ፣ ኣካላዊ ቅርበት ድዩ፣ ሓገዝ ማሃብ ድዩ በቲ ዝህበካ መልሲ ክትግንዘብ ኢኻ። 6. ብዛዕባ ሃይማኖት እንታይ ትሓስብ? ምስ እግዚኣብሔር ዘለካ ቅርበት ክሳብ ክንደይ ቀረባ እዩ? እዛ ሕቶ ተብራሃልና ነገር እንቶሎ…. እምነትን ሃይማኖትን ኣብቲ ህይወት ሰብ ክሳብ ክንደይ ኣገደሲ ምዃኑ ክተፍልጠና እያ፣ እቲ እምነቱ ምስ ናትካ ዝሰማማዕ ድዩ ኣይኮነን ውን ክትፈልጥ ኢኻ። 7. ኣብ ሕሉፍ ህይወትካ ዓበይቲ ዘሳቐዩኻ ነገራት ኣለዉ ዶ? እዛ ሕቶ ተብራህልና ነገር… እዚ ሰብ ኣብ ሕሉፍ ህይወቱ ከቢድ ናይ ስምዒት ቁስሊ ወይ ኣሰቃቒ ተመኩሮ ነይሩዎ ድዩ፣ እዚ ድማ ሎሚ ኣብ ርክቡ ተጽዕኖ ይገብር ድዩ ኣይገብርን ክትፈልጥ ኢኻ። 8. ኣብ ህይወትካ ፈጺምካ ዘይትሓልፎም ዶባት እንታይ እዮም? መረዳእታ ሕቶ…. እዚ ሰብ እንታይ ክቕበል ይኽእል እንታይ ከ ክቕበል ከም ዘይክእልን፣ ንርእሱን ንኻልኦትን ዘለዎ ዶባት ከ የኽብር ድዩ ኣየኽብርን ክትፈልጥ ኢኻ። 9. ኣብ መንጎኹም ግርጭት ወይ ምስሕሓብ ምስ ዝፍጠር ብከመይ ትገጥሞ? መግለጺ ሕቶ…. ኣብ ግዜ ቁጥዐን ምስሕሓብን እቲ ሰብ ብህድኣት ድዩ ዝዛረብ፣ ወይ ብስምዒት ዓው ኢሉ እዩ ዝጭድር ወይስ ህድእ ኢሉ እዩ መፍትሒታት ዝደሊ ክተፍልጠካ እያ። 10. ካብዚ ርክብና እንታይ ኢኻ ትጽበ? ካብዛ ሕቶ ንርዶኦ…. እቲ ሰብ ንግዚኡ ዝኸውን ርክብ ድዩ ዝደሊ፣ ወይ ናብ መርዓን ሓባራዊ መጻእን ዝመርሕ ቁምነገር ዘለዎ ርክብ እዩ ዝደሊ ክትፈልጥ ኢኻ። 11. ኣብ ግዜ ንእስነትካ ፍቕሪ ብኸመይ እንዳራኣኻ ዓቢኻ? መግለጺ ሕቶ…. እቲ ሰብ ካብ ስድራቤቱ ፍቕርን ሓልዮትን ብኸመይ ከም ዝተቐበለ ክትፈልጥ ኢኻ። እዚ ድማ ሎሚ ንፍቕሪን ቀረባን ከመይ ከም ዝርእዮ ክትርዳእ ክትሕግዘካ እያ። 12. ንደቅኻ እንታይ ዓይነት ኣተዓባብያ ክትህቦም ትደሊ? ንስኻ’ኸ ከመይ ኢኻ ዓቢኻ? መብርሂ….. እቲ ሰብ ካብ ስድራቤቱ እንታይ ከም ዝተማህረን፣ ኣብ መጻኢ ንደቁ እንታይ ዓይነት ኣተዓባብያ ክምህሮም ከምዝደሊ ክትፈልጥ ኢኻ። 13. ኣብ ርክብ ፍጹም ክትቅበሎ ዘይትኽእል ነገር እንታይ እዩ? ወሳኒት ሕቶ. …. እዚ ሰብ ንሓደ ርክብ ክገድፎ ዘገድዶ ባህሪ እንታይ ምዃኑ ቀታ ክትፈልጥ ኢኻ። ንኣብነት ክሕደት፣ ሓሶት፣ ምትላል፣ ዘይምክብባር፣ ዓመጽ ወይ ካልእ ዘኣመሰሉ ምኻኖም ክትፈልጥ ኢኻ። 14. እንታይ ዓይነት ኣጎልጉለት ካብዚ ርክብ ኣብ ህይወትካ ክትረክብ ትደሊ? መብርሂ… እቲ ሰብ ካብ ርክብ እንታይ ከም ዝደሊን፣ ንህይወቱ እንታይ ጽቡቕ ነገር ከም ዝውስኽሉን ክትፈልጥ ኢኻ። ከምኡውን ንሱ ካብ ርክብ ክወስድ ጥራይ ድዩ ዝደሊ፣ ወይ ንሱውን ክህብ ዝደሊ ሰብ ድዩ ክትርኢ ኢኻ። 15. ኣብ ዝሓለፈ ርክብካ ዝነበረ ዝዓበየ ጸገም እንታይ እዩ? መግለጺ…. እቲ ሰብ ካብ ዝሓለፈ ርክቡ እንታይ ከም ዝተማህረ ክትፈልጥ ኢኻ። ብፍላይ ንኹሉ ጌጋ ናብ እቲ መጻምድቱ ዝነበረ ጥራይ ድዩ ዝወቅስ ወይስ ንሱ’ውን ኣብቲ ጸገም ተራ ከምዝነበሮ ክቕበልን ክመሃር ክኢሉ እዩ ክትርኢ ኢኻ። ብሓፈሻ፣ እዞም ሕቶታት ንሓደ ሰብ ብዕምቆት ንምፍላጥ ይሕግዙ እዮም። ግን ካብ ቃላት ንላዕሊ ተግባራት ኣገዳስቲ እዮም። ሰብ እንታይ ከም ዝብል ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ እንታይ ከም ዝገብር እዩ እቲ ሓቀኛ መልሲ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #tgraytiktok #eritreantiktok #eri
Please Don't Leave Rashy 🙏😭 // Get This PJF and More In My Bio // tags: #fyp #foryou #rashford #edit #barcelona #smooth #football #tuff #aftereffects #ucl #laliga #england #lamineyamal #raphinha #pedri #madrid #altom
𝐕𝐃𝐘𝐂𝐃 - 𝐋'𝐀𝐑𝐓 𝐃𝐔 𝐒𝐀𝐕𝐎𝐈𝐑 (𝐒𝐥𝐨𝐰𝐞𝐝)🎧🖤 #slowedsongs #ivanrmusic #aveeplayer #fypシ #slowed #longervideos
Membalas @dinizakirakhafadhnih bro #mentahangreenscreen #gfx #fyp #sad #mentahangreenscreen #fyp #gfx #sad #mentahangreenscreen #fyp #gfx #sad #fyp #gfx #sad #mentahangreenscreen #fyp #gfx #sad #fyp #gfx #sad #mentahangreenscreen
Xô đựng nước gấp gọn lại mang đi xa rất tiện lợi. Phù hợp để múc nước, câu cá, rửa xe #xogapgon #baboshop
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy