@asli4051: ጥልመት ኣብ ፍቅሪ😘🫶💔👩‍❤️‍👨 ጥልመት ጥልመት ኳ ተኾነ ናይ ፍቅሪ ጥልመት ግን ፍልይ ዘብል ነገር ኣለዎ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ልዕሊ ነብስካ ክተፍቅሮን ክትሓልየሉን ናይ ምግባር ልዑል ሓይሊ 'ለዎ::😘🥺 ሓቀኛ ፍቅሪ ፍጹም ሕማቕ ነገር ኣብ ኣእምሮካ ከይተሓስብ ብፍቅሩ ተደፊንካ ክትጓዓዝ ይገብረካ ልዕሊ ነብስካ ዝኣመንካዮን ዘፍቀርካዮን ክጠልመካ ዘሎ ስምዒት ንምግማት ዝከብድ ኣይኮነን ልዕሊ ነብስካ ምስ ትኣምንን ተፍቅርን ኣብ ሞንጎ ጥልመት ምስ ዘጋጥም ኣንፈትካ ክትስሕተሉ ዘክእል ልዑል ሓይሊ 'ለዎ ተደጋጋሚ ጥልመት ምስ ዘጋጥመና ኣብ ሂወትና ብዙሕ ነገር ክቅየር ይክእል 'ዩ ዘይ ነብስካ ምምሳል እዉን ከላምደካ ይክእል ዩ ማለት ተጣራጣሪ ባህርያት ክነማዕብል ንክእል ኢና🥺😓 ኣብ ሂወት ምትላል ዝበሃል ነገር የለን ዝኣመነካ ምጥላም እምበር አብ ዝኮነ ይኩን ኩነታት 'ቱ ክጠልም ዘይ ክእል ሓደ ኣምላክ ብቻ እዩ👏::😘🙏 ልዕሊ ከይንጥለምን ከይንጠልም ንጠንቐቕ💚🙌

𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
Open In TikTok:
Region: KE
Friday 10 July 2026 14:12:21 GMT
1265
73
3
17

Music

Download

Comments

selam.fusuh
Selam Fusuh :
ናይ ብሓቅ👌👌👌👌👌
2026-07-10 15:31:46
0
fiti02f
Fshkta ameley :
nay bhaki kebid 😢😢
2026-07-10 15:27:15
0
fdff.fdrr4
frieta fqr naki eye znebr❤🙏 :
❤️❤️❤️
2026-07-11 11:23:24
0
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About