@noel_edit5: #rickandmorty #noel_edit5

NL5
NL5
Open In TikTok:
Region: DO
Friday 10 July 2026 14:24:50 GMT
66169
5233
6
31

Music

Download

Comments

yilmer1401
El Morenito Ese :
Vi de que tiene 3 pero no vi de que tiene 2
2026-08-23 21:40:29
26
guschoquev
Gus Choque508 :
siguiente cap
2026-07-10 14:57:13
5
jesusyesus2025
jesus :
primero
2026-07-10 14:30:17
0
gabriel.vargas2876
Gabriel Vargas :
😂😂😂
2026-07-10 14:33:50
2
kenyacu0
los vatos :
😍😍😍
2026-08-03 22:41:51
0
To see more videos from user @noel_edit5, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ግርማ ለይቲ ፍቕረይ ግርማለይቲ፡ ወርሒ ተጸሊማ ክትከውን ንግስቲ፡ ከዋኽብቲ ድምቀትኪ ክኾኑ ምስክረይ፡ ንስኺ ኢኺ ፍቅረይ ናይ ልበይ መዝሙረይ። ጸላም ለይቲ መጺኡ ሰላም ምስ ሰፈነ፡ ኣብ ሕልመይ ክረኽበኪ ልበይ ምስ ተመነ፡ ከም ንጉስ ብዓል ግርማ ኣብ ዙፋን ዝድገፍ፡ ብፍቕርኺ ረዊየ ሰላም እየ ዝድቅስ። ግርማ ለይቲ ፍቕረይ ግርማለይቲ፡ ንሕልናይ ተረጋግኢ ንፍናነይ መመልእቲ፡ ከምቲ ጽርሃ ሰማይ ብወርሒ ዝጸበቐ፡ ኣነ እውን ብኣኺ ልበይ ዝደመቐ። ኣብቲ ስቕታ ለይቲ ድምጽኺ ክሰምዕ፡ ከም ጥዑም ሰለስተ ሙዚቃ ዝመሳሰል፡ ግርማኺ ይንጸባረቕ ኣብ ኩሉ ጎደና፡ ንዓኺ ዝመስል የልቦን ኣብዚ ዓለምና። መዓርን ወለላን ስምኪ ክጽውዕ፡ ከም ጽቡቕ ዕጣን መኣዛኺ ክሽትት፡ ግርማ ለይቲ ፍቕረይ ንግስቲ ቤተይ፡ ንስኺ ኢኺ ጸጋይ፡ ንስኺ ኢኺ ሂወተይ። መብራህቲ እንተጠፍአ ብርሃንኪ ይኣኽለኒ፡ ጸልማት እንተመጸ ግርማኺ ይመርሓኒ፡ ኣብ መተርኣሰይ ተጋዲመ ክዝክረኪ ከለኹ፡ ከም ሰማያዊ መልኣኽ ብጎድነይ ሪኤኪ ሓይለይ መኺኹ። ግርማ ለይቲ ፍቕረይ ግርማለይቲ፡ ንዝሓለፈ ታሪኸይ ናይ ሓጎስ መዛዝምቲ፡ ንመጻኢ ሂወተይ ዓቢ ተስፋ ዘለዋ፡ ከም ጽባሕ ንግሆ ብርሃን እተበሰራ። እዚ ልበይ ንዓኺ መዝገብ ፍቕሪ ገይሩኺ፡ ብመዝሙር  ክገልጾ ውቁብ ግርማኺ፡ ንዘልኣለም ንበሪ ኣብ ልበይ ተተኺልኪ፡ ግርማ ለይተይ ኮንኪ ብርሃን ተዓዲልኪ። ግርማ ለይቲ ፍቕረይ ግርማለይቲ፡ ንሓዳረይ በረኸት፡ ንልበይ ሰላመይቲ። ©✍️ミ 𝐄𝐫𝐢𝐒𝐤𝐲𝐕𝐢𝐛𝐞𝐬✞ 彡🇪🇷 #ኤርትራ_ን_ኤርትራዊያን_ብ_ኤርትራዉያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #ካብ_ኤርትራ_ዘይውለድ_ኣይጭዋን🇪🇷🐪 #ኤርትራ_ንዘልኣለም_ትስሓቅ🇪🇷 #ሴማውያን #ትግራይ🇻🇳

About