@slmti24: nexa niy hekmna agelglot 🤝 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha🇪🇹🇪🇹ethiopian ኣገዳሲ ሓበሬታ፥ @TED Health * ብ ኦንላይን ኣብ ቴድ ሄልዝ - ጥዕና ዝህብ መግቢ፡ ዝጐድእ መግቢ - ብሓገዝ ዶክተር ኣብ 28 መዓልታት ናይ ኣመጋግባ ንጻረ ምርካብ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ናይ ኣመጋግባ ኣገዳሲ ስልጠና - ኣብዚ ስልጠና ዝድህሰሱ ጉዳያት፦ ✅ ዘይተመስርሑ (ባህርያዊ) መግብታትን እተመስርሑ መግብታትን ✅ ጥዑምን ሚዛናውን መግቢ ምድላው ✅ ዘይቲ ብልዒ ብኸመይ ትመርጽ ✅ ኣበየናይ ሰዓታት እንታይ ክትምገብ ይምረጽ ፡ intermittent fasting (ጾም ብሰዓታት) ✅ ስምዒታዊ ኣመጋግባን ቀጻሊ ልምድታትን ✅ ንኸም ክብደት ምውሳኽ፡ ሽኮርያ፡ ልዑል ጸቕጢ ደም፡ ልዑል ኮሌስትሮልን ናይ ከብዲ ስብሕን ዝኣመሰሉ ጉዳያት ንምክልኻልን ንምቁጽጻርን ዝሕግዙ ተግባራዊ ስትራቴጂታት ✅ ካልኦት ኣገደስቲ ነጥብታትን ምጉዳል ዋጋ ዘለዎ ምዝገባ ጽባሕ ሰንበት ዕለት 12 ሓምለ 2026 ክዕጾ ኢዩ፡ ኣነ ተመዝጊበ ኣለኹ፡ ንስኹምከ? *⁠ኣብ ቴድ ክሊኒክ - ሓኪም መርኣዪ ብነጻ፡ ክሳዕ ዝቕጽል ዓርቢ ዕለት 17* *ኣብ ቴድ ክሊኒክ ዘሎ ኣገልግሎታት፡ -* •⁠ ⁠ሓፈሻዊ ሕክምና •⁠ ⁠⁠ኩነታት ጥዕናኻ ቸክ ምግባር •⁠ ⁠⁠ናይ ነፍሰ ጾራት ክትትል •⁠ ⁠⁠ናይ ቆልዑት ሕክምና •⁠ ⁠⁠ናይ ቆርበት ሕክምና •⁠ ⁠⁠ናይ ስነ ልቦናን ምኽርን ኣገልግሎት •⁠ ⁠⁠ናይ ላባራቶሪ ኣገልግሎት •⁠ ⁠⁠ፋርማሲ ኣለና •⁠ ⁠⁠ናይ ሽኮርያን ደም ብዝሕን ክትትል •⁠ ⁠⁠ናይ ጥዕና ትምህርትን ምኽርን •⁠ ⁠⁠ክትትል ጥዕና •⁠ ⁠⁠ናብ ከም በዓል ህንዲ፡ ታይላንድ፡ ቱርኪ ዝኣመሰሉ ሃገራት ንፍሉይ ሕክም ምልኣኽ ቁጽሪ ቴለፎን፥ - whatsapp +250 795 578 689 / +256740400066 ጭርሖና፡ - ጥዕና፡ ተስፋ፡ ዓወት

soliyana habtom
soliyana habtom
Open In TikTok:
Region: UG
Friday 10 July 2026 16:23:17 GMT
18196
651
1
118

Music

Download

Comments

To see more videos from user @slmti24, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About