@blessing68864: #summerwins #tiktokshopcreatorpicks #tiktokshopsummersale #terrahealth #glutation

⭐️ Viví al Maximo ⭐️
⭐️ Viví al Maximo ⭐️
Open In TikTok:
Region: US
Friday 10 July 2026 19:30:11 GMT
703
3
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @blessing68864, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናብዚኣ ዓለም ክንመጽእ ከለና ዋላ ሓንቲ ኣየምጻእናን፣ ክንከይድ ከለና እውን ዋላ ሓንቲ ንብረት ይኹን ገንዘብ ተሸኪምና ኣንኸይድን። ስለዚ ኣብ ህይወት ዝገበርናዮ ሰናይ  ነገራት ኩሉ ናይ ህዝቢ/ናይ ምድሪ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ። ​ጽቡቕ ግብሪን ፍቕሪን ጥራይ እዩ ዝነብር ሰብ ኣብዚኣ ዓለም ክሓልፍ ከሎ ዘስዕቦ ነገር እንተሃልዩ እቲ ዘርኣዮ ጽቡቕ ምግባር፣ እቲ ዝሃቦ ፍቕሪ፣ እቲ ዝገበሮ ሰናይ ስራሕን ኣብ ልቢ ሰባት ዝሓደጎ ሕያዋይ ዝክሪን ጥራይ እዩ። ​ዕረፍትን ዕግበትን የድልየና ንኩሉ ክንጭብጥን ክንውን ክንብል ለይትን መዓልትን ንገጥሞ ጭንቀትን ቃልስን ነቲ ናይ ህይወት ናጽነትን ሰላምን ከይኸልኣና ምጥንቃቕ የድሊ። ህይወት ኣብ እትህበና ዕጻ ኣወንታዊ ናብዛ ህይወት ብሰላምን ብዕግበትን ምብራህ እዩ እቲ ዓቢ ዓወት። ​ህይወት መገሻ እያ እምበር ናይ መወዳእታ መዕረፊ ቦታ ኣይኮነትን። ስለዚ ኣብ ክንዲ ንጽቡቅ ነገር ብሓያል ጭንቀት ንቃለስ ሕያዋይን ሰናይን ኮይንካ ምብራህ፣ ንሰባት ምፍቃርን ኣብ ህይወትካ ሰላም ምህላውን እቲ ዝዓበየ ሃብቲ እዩ። መሃርቲ ጥቅስታት👇 ​
ናብዚኣ ዓለም ክንመጽእ ከለና ዋላ ሓንቲ ኣየምጻእናን፣ ክንከይድ ከለና እውን ዋላ ሓንቲ ንብረት ይኹን ገንዘብ ተሸኪምና ኣንኸይድን። ስለዚ ኣብ ህይወት ዝገበርናዮ ሰናይ ነገራት ኩሉ ናይ ህዝቢ/ናይ ምድሪ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ። ​ጽቡቕ ግብሪን ፍቕሪን ጥራይ እዩ ዝነብር ሰብ ኣብዚኣ ዓለም ክሓልፍ ከሎ ዘስዕቦ ነገር እንተሃልዩ እቲ ዘርኣዮ ጽቡቕ ምግባር፣ እቲ ዝሃቦ ፍቕሪ፣ እቲ ዝገበሮ ሰናይ ስራሕን ኣብ ልቢ ሰባት ዝሓደጎ ሕያዋይ ዝክሪን ጥራይ እዩ። ​ዕረፍትን ዕግበትን የድልየና ንኩሉ ክንጭብጥን ክንውን ክንብል ለይትን መዓልትን ንገጥሞ ጭንቀትን ቃልስን ነቲ ናይ ህይወት ናጽነትን ሰላምን ከይኸልኣና ምጥንቃቕ የድሊ። ህይወት ኣብ እትህበና ዕጻ ኣወንታዊ ናብዛ ህይወት ብሰላምን ብዕግበትን ምብራህ እዩ እቲ ዓቢ ዓወት። ​ህይወት መገሻ እያ እምበር ናይ መወዳእታ መዕረፊ ቦታ ኣይኮነትን። ስለዚ ኣብ ክንዲ ንጽቡቅ ነገር ብሓያል ጭንቀት ንቃለስ ሕያዋይን ሰናይን ኮይንካ ምብራህ፣ ንሰባት ምፍቃርን ኣብ ህይወትካ ሰላም ምህላውን እቲ ዝዓበየ ሃብቲ እዩ። መሃርቲ ጥቅስታት👇 ​"ብባዶ ኢድካ ትመጽእ፣ ብባዶ ኢድካ ትኸይድ፤ ኣብ መንጎ ዘሎ ግዜ ግን ብጽቡቕ ተግባርን ብሰላምን ንበር" ​"ኣብ ህይወት እቲ ዝዓበየ ዓወት ዘለካ ምቁጻር ዘይኮነስ ነቲ ዘለካ ብሓጎስ ምንባር እዩ።" ​"ደቂ ሰባት ንሃብቲ ክብሉ ጥዕነኦም ይስእኑ፣ ድሓር ግን ጥዕነኦም ንምምላስ ሃፍቶም ይውድኡ።" ​"ወርቅን ብሩርን ኣብ መሬት ይተርፍ፣ እቲ ዝሰራሕካዮ ጽቡቕ ግብሪ ግን ኣብ ልቢ ሰባት ይነብር።" ​"ዓለም ሓላፊት እያ፤ ስለዚ ብሕሰምን ብጽልእን ዘይኮነስ ብፍቕርን ብሕውነቱን ንሕለፋ።" ​እቲ ናብዛ ምድሪ ዝኣተናሉን እንወጸሉን መንገዲ ወሓዚ ይኹን እምበር ኣብ መንጎ ዘሎ ታሪክ ግን ባዕልና ብንጽሕፎ ሕያዋይ ተግባር እዩ ዝጸሓፍ።

About