Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@asli4051: ✍️❤️"ፍቅሪ ማለት መስዋእቲ ማለት እዩ መስዋእቲ ማለት ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ነብስኻ ምሃብ እዩ፡ነብስኻ ምሃብ ማለት እውን ነቲ መፃምድካ ኣሚንካ ምቕባል ማለት እዩ!! ✅✍️️ "ፍቅሪ ዝደለኻዮ ምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ከምቲ ዝደልዮ ክኸውን ዕድል ምሃብ እዩ፡ሰብ ምስ ኮንካ ኩሉ ክርደኣካ እዩ ፡ብዛዕባ መኽሰብ ኣይትጭነቕን!! ✅️✍️ ፍቅሪ ሓቀኛ ስምዒት እዩ ናይ ካልኦት ስምዒት ዘይኮነስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ስምዒት፤ ልብኻ ከፊትካ ኣብ እተቐምጠሉ፤ ብሓጎስ እትደምቀሉን ንሓዘን መፍትሒ እትደልየሉን፤ ሎሚ ትነብረሉ ናይ ጽባሕ ትሓልመሉ፡ ሓድሽ ነገር ኣብ እትርእየሉ፤ሓቀኛ ፍቕሪ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ እዩ፣ ቃላቱ ተንኮል ኣይፈልጥን፤ ጌጋታትካ ብትዕግስቲ እናሓለፍካ ጽቡቕ ነገራት ይምህረካ ፍቅሪ ማለት እንታይ ምዃኑ የርእየካ!! ✅️✍️"ፍቅሪ ማለት ዝኾነ ሰብ ክገዝኦ ኣይክእልን፣ ክሸጦ ዝኽእል እውን የለን ካብ ላዕሊ ዝወረደ ውህብቶ ኣምላኽ እዩ፡ ደረት ዘይብሉ ማዕበል ምክብባር ምፍቃር ማለት እዩ!! ✅️✍️"ፍቅሪ ማለት ብቃላት ተጠቢሩ ዝጸንዕ ዘይኮነስ ብእምነት ተመስሪቱ ዓምቢቡ ዝፈሪ ጸጋ ናይ ፈጣሪ እዩ ። እግዚኣብሔር ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድለና❤️🙏🏼🥰 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha 👩❤️💋👨🔐 #CapCut #shere #sabskraib ❤️🥰🙏
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
Open In TikTok:
Region: KE
Sunday 12 July 2026 04:43:04 GMT
5190
392
8
121
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
eab life kem kefay queen me :
🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
2026-07-19 13:30:53
0
ኣደይ ኢያ ዓለመይ :
amen amen amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-07-12 10:34:52
0
tebesh :
menedika elka lokumax
2026-07-19 11:54:17
0
Lbey. xewar kuni :
💕💕💕
2026-07-16 04:25:04
0
𝙛𝙞𝙠𝙧🌏✨💖 :
🥰🥰🥰❤️❤️❤️
2026-07-12 21:05:55
0
love you 💕 :
🥰🥰🥰
2026-07-12 04:47:43
0
haymi :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-18 11:15:19
0
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#fyp #foryoupage #foryou #explore #hamouda_kouider @SD barbe ❤️👏🏻
come back in a month hehehe #lashserum #lashgrowth #koreanskincare #affordableskincare #lashgrowth
📱 التأخير مقبول.. بس التجاهل المتعمّد كسر خاطر! 💔#أدب_الاتصال #أخلاق #تطوير_الذات #علاقات #نصيحة_اليوم
redness 🙄#ewan #fyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy