@burur521: #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok

ሄኖክ  ወዲ  አምላኽ
ሄኖክ ወዲ አምላኽ
Open In TikTok:
Region: CA
Sunday 12 July 2026 06:15:28 GMT
191904
28818
2096
1286

Music

Download

Comments

leti1189
Leti :
we do have respect 🙏🙏🙏
2026-08-23 23:43:17
0
kuram.tasfaye
Kuram Tasfaye :
ane hawka ewn tgraway eye btaemi eye zfetweka ajoka berte nigrey🥰🥰🥰
2026-08-24 13:45:32
0
temesgenaemlak
l am Orthodox ☦️ :
ለባም ሓወይ ንሕና ተጋሩ እኮ ኦርቶዶክስ ኢና ሰለዚ እግዚአብሔር ተፊቀሩ እዩ ዝብለና እና በጣዕሚ ኢካ ለባም ብታ ዘለካዮ ቀፅል ዝሓወይ ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ 🤲 ደሞ ለማዕልቲ አጋእዝቲ አለም ስላሴ እዩ ቤት አቦና አብራሃም ዝባረከ ናትና እው ይባርከልና ደቅኖ✝️❤🤲
2026-07-14 10:52:23
772
user52834571076684
hayet hayet :
ayzoka kthalf eya
2026-08-25 08:36:03
0
yadawylal0
yada :
ኣነ ውን ትግራዋይ እየ ግን ብጣዕሚ ኢካ ትምቸየኒ🥰🥰🥰
2026-07-14 09:25:03
443
mearg.brhane34
Magi የ16🙏ልጅ :
❤️❤️🥹heney hawey 🙏
2026-08-24 06:25:50
0
shashu1983
my E🌍 1983♥️ :
ፀሪፊ ነውሪ ምኳኑ እናተነገረና ኢና ዓቢና ወዲ ዓበይቲ🙏♥️
2026-07-14 11:43:33
390
bahiri.kebida
ማ.coffee :
haki mearey
2026-08-24 20:27:40
0
user5741684721533
𝓢𝓮𝓵𝓪𝓶 𝓑𝓮𝓻𝓲𝓱𝓾 ✨ :
from Tigray🥰🥰🥰
2026-07-14 14:15:14
78
gzie8
✝️ኣድማስ'ķ𝙞𝙣𝙜🤴🇪🇷❤ :
ኣንሕና ውን ነኽብረካ ኢና ወዲ ኣምላኽ ሓወይ ክንዲ ሽሕ✝️🦁🇪🇷
2026-07-14 12:50:51
78
.t.d.f506
𝙗𝙡𝙖𝙘𝙠 𝙡𝙞𝙛𝙚🖤➚➛ :
ልዕሊ ዕድመካ ብኣተሓሳስባ ዝማዕበልካ ብሉፅ ፍጥረት ኢካ ወዲ ኣምላክ ትግራዋይ ኣብ ባህሉን ሃይማኖቱን መንነቱን ዝኣምን ብሉፅ ትግርኛ እዩ እዚ ሕጂ መፂእና ዘሎ ናይ ፖሎቲካ ኣፈላላይ ዳኣ ይሃሉ እምበር ህዝቢ ከም ህዝቢ ብርግፅ ተሓቓቒፉ ክርኢ ሃረር እዩ ዝብል ዘሎ 100% ሰላም ቅሳነት ራህዋ ንመላእ ህዝቢ ዓለም 👏👏👏
2026-07-15 01:10:44
29
hafi.tigraway.7
Haፊ ዝMተኛው Aጋማዊ 💛🖤🇻🇳💊🤟 :
ብጣዕሚ ኢና ነክብረካ ዓብዪ ሰብ 🥰
2026-07-14 10:47:47
40
merhawi313
Merhawi Haile :
✨ሚዛናዊ ሰብ በዓል ሙሉእ ሕልና ኢካ ዝሓወይ ካብ ትግራይ አነ 'ውን❣️
2026-07-14 10:38:07
75
temesgen.amlakey74
selamawit⛪️🤲🦅27$21✝️🙏 :
አረ ብጣዕሚ ኢካ ለባም ሓውና ንፈትወካ ኢና ካሊእ እውን ይግበአካ እዩ ✝️🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹
2026-07-14 14:18:53
38
mebi2112
𝙢𝙚𝙗𝙞𝙩𝙞𝙜𝙧𝙖𝙮☦️🇬🇷🇪🇹 :
መክበርቲ ሰብ ኢና ወለድና ጽብቅ ገይሮም አዕቢዮምና ሓወይ ማዓረይ🥰🥰
2026-07-14 14:49:03
29
as.rs50
love💙 :
ፀሪፊ ነውሪ ምኳኑ እናተነገረና ኢና ዓቢና ወዲ ዓበይቲ🙏♥️
2026-07-14 15:06:43
21
shalom893
ጋል ዓጋመ💛❤✝️ጽዮናዊት🦋💒🥷 :
ዝዘረእካዮ ኢኻ ትዓጽድ ለባመይይ✨❤️🥰
2026-07-14 12:42:07
50
.king21318
ሰሑላዊ king 🤴🔰💊💊💊❤️ :
ሚዛናዊ ሰብ በዓል ሙሉእ ሕልና ኢካ ዝሓወይ ካብ ትግራይ አነ 'ውን❣️
2026-07-14 13:09:35
21
haftombairay
Haftom Bairay✅️🈯️🉑️🈴️㊗️🈸️ :
ብጣዕሚ ጎበዝ ጥራሕ ትግርኛ ተናገሪ ከይኾነስ ሰብ ብሙኻ ኑ ጥራሕ ክኽበር አለዎ ግን ጎበዝ ዘሓወይ Respect 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-07-15 05:53:15
11
haben.yemane35
Haben yemane :
ኣነ ውን ትግራወይቲ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ጎይታዋይ ኩሉ ተሕልፎ መልኣክትካ ደሰሰ ናበለኒ እየ ዝሰምዖ so ተጋሩ ንፈትወካ ኢና ለባም ዝሓውና 🥰🙏
2026-07-14 21:51:26
20
iamhapy4
Ethiopia 🫶🇪🇹 -444-🦋 :
ክቡር ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ለባም ኢኻ ንስኻ ትፈለ ኢኻ ❤❤❤❤ ኣይቀይርካ ኩሉግዜ ከምዘለኻያ ቀፅል ለባም ሓዉና❤️🥰
2026-07-14 19:11:46
13
fyu.hafti.kiru
𝔽𝕚𝕪𝕦💫 :
ልዕሊ ዕድመካ ብኣተሓሳስባ ዝማዕበልካ ስለ ዝኮንካ🙏ተጋሩዋይ ላዛ ኮ👌💊❤️❤️❤️
2026-07-14 20:47:14
8
timntey7
✝️ኤዱ🦅እገላዉት²¹ :
ይግባኣካ ዩ ዛሓወይ 🔥🌺 ቡሉጽ ሰብ የቀኒየልና ካኣ💫🌺
2026-07-14 20:15:04
6
dearboy154
𝘞𝘦𝘥𝘪-𝘔𝘦𝘳𝘦𝘣 𝟐𝟒🌳🥷🏿 :
thank you ሓወይ 🥰
2026-07-14 14:39:01
5
To see more videos from user @burur521, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About