@kuluwoyo693: 👉ንኹሉ ሰብ ከተሐጉስ ወይ ቅኑዕ ምካንካ ክተረድእ ምፍታን ማለት:-ሳዓትካን ግዜካን ናይ ኣእምሮ ሰላምካን ጥራይ እዩ ዝውድእ። ሰባት ብናቶም መነጽር ጥራይ እዮም ዝርእዩኻ። ግዜኻን ሳዓትካን ኣብ ናይ ባዕልካ ምዕባሌኻን፣ ኣብ ክእለትካን፣ ኣብ ኣተሓሳስባኻን ቁጠባኻን እንተውዒልካዮ ግን፡ እቲ ውፂኢት ባዕሉ ንዕቤትካ ምካኑ እዩ ዝምስክረልካ።💯 👉ብሱቕታ ስራሕ። ዘረባ ኣይተብዝሕ።ዕቤየትካ ባዕሉ ንኹሉ መልሲ ክህብ ሕደጎ። 👉ሎሚ፡ ግዜኻ ንሰባት ኣብ ምእማን ዘይኮነስ፡ ርእስኻ ኣብ ምቕያር ኣውዕሎ" ፁቡቅ ሂወት ክትነብር እንተደሊኻ፡ እቲ ሓቀኛ ዓወት ንባዕልኻ ምምሕያሽ እምበር ንሰባት ንምእማን ምጉያይ ኣይኮነን። ሰባት ክርድኡኻ ግዴታ ወይ ሓላፍነት ኣይብሎምን፡ ንስኻ ግን ርእስኻ ንክትቅይር ሓላፍነት ኣለካ። 💯 ስለዚ ፈጣሪ ንባዕልኻ እተማሓይሸሉ ብሩህ ኣእምሮን ሓዱሽ መዓልትን ስለ ዝሃበካ ኣመስግኖ/ንዮ 🤲 ተስፋ ከይቆረጽካ/ኪ ንቕድሚት ጥራይ ተጋዓዝ/ዚ💒🙏🖊 #Motivation #SelfImprovement #Mindset #TigrinyaQuotes #EritreanTikTok
ዓቅሊ ደረት ኣለዎ
Region: SA
Monday 13 July 2026 07:37:26 GMT
Music
Download
Comments
desnetbrhane95 :
🥰🥰🥰💋💋💋wedno🤙🤙🤙🤙🤙🤙💯💯💯💯💯
2026-07-13 12:31:00
1
Shewit💔🔐🙋♀️ :
መሬዋይ🥰🥰🥰🥰
2026-07-13 14:45:34
1
ቲቲ ጋል ሓሓይለ❤🤟 :
ወዲኖ❤🙏
2026-07-14 05:56:53
0
snit hafti selu :
ብሓቂ ለባመይ🙏 ሓዉ ባዕለይ ናፍቆተይ 😌💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤
2026-07-15 04:52:07
0
ኪዳት ዕባይ አሕፎሮም :
ብርዕካ ይሰስን ብዓል ብሱል አእምሮጠናይብሓቂ ትክክለኛ ሓሳብ እዩ
2026-07-13 08:02:14
2
Tsega gal Keshi :
ኣረ ብራዘር እግልሽ ክማሃር ደልየ እሞ ዝሕግዘኒ ኣፕ እተሃልዩ እንዶ ንገረኒ
2026-07-13 23:19:36
1
† ቻመይ ምቁር ኣዳም⚖️♾️ :
ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጽ ሰብ ✔️
2026-07-13 13:48:35
3
Mነች ተስፍኛዉ :
ብሓቂ ለባመይ🙏
2026-07-13 08:25:00
1
titi ''gal''adwa'' :
🥰🥰🥰
2026-07-13 14:43:18
1
🇪🇹hafi hafi🇸🇦 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-14 00:51:08
0
ህልከኛየ ንዘሀለከኒ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-13 16:41:33
1
ፍራሕ ንፈጣሪ ጥራሕ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-13 20:26:02
1
ይጋሓ ይምሰ ብተስፋ :
🥰🥰🥰
2026-07-13 12:19:58
1
𝙛𝙦𝙧𝙞 𝙚𝙮𝙚 𝙣𝙠𝙪𝙡𝙪🇱🇾 :
🥰🥰🥰
2026-07-13 16:38:29
1
🔜F.y.e.r.i👸💫💝 :
💝🥺🥺🥺🤲
2026-07-19 14:05:39
0
ወዲ ትግራይ :
🥰🥰🥰
2026-07-14 04:14:16
0
wedi hadgu :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-14 22:41:01
0
ወዲ Emba🇧🇪 :
🥰🥰🥰
2026-07-20 06:42:20
0
ወዲ ሓሓይለ :
❤️❤️❤️
2026-07-21 11:39:49
0
To see more videos from user @kuluwoyo693, please go to the Tikwm
homepage.