@hamsti.1dx: #fun #wip #feuerwehr #ls25 #iloveman @lukas.123

Hamsti.1dx
Hamsti.1dx
Open In TikTok:
Region: AT
Monday 13 July 2026 08:04:56 GMT
319
37
6
1

Music

Download

Comments

sam51455
Sam :
Frage ? ehm welcher LS ist das
2026-07-14 19:46:49
0
lwody.21
lukas.123 :
Gute käse
2026-07-13 08:06:31
1
sp_modding_official
SP-Modding :
🥵🔥
2026-07-20 10:56:57
0
To see more videos from user @hamsti.1dx, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዕብየት  መወዳእታ ዘለዎ መደብ ዘይኮነስ፣ መላእ ህይወትካ ዝቕጽል መስርሕ እዩ። ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ  ዩንቨርስቲ ፣ ኮሌጅ ጥራይ ዝውሰድ ሰነድ ወይ ዲፕሎማ ኣይኮነን፤ እንታይ ደኣ ኣእምሮኻ ወትሩ ንሓደሽቲ ሓሳባትን ልምድታትን ክፉት ናይ ምግባር መስርሕ እዩ። 👉​ስለምንታይ ትምህርቲ ዘይምቁራጽ ይጠቅመና? ​ዓለም ብቕልጡፍ ትልወጥ ኣላ እቲ ትማሊ ዝሰራሕናሉ ፍልጠት ወይ ክእለት ናይ ጽባሕ ውጽኢታዊ ላዕልን ታሕትን ክኸውን ይኽእል እዩ። ንለውጢ ድሉዋት ኮይንና ክንርከብ እንተደሊና፣ ወዳእታ ዘይብሉ ናይ ምምሃር ባህሊ ክህልወና ኣለዎ። ​ፍልጠት ንኣእምሮ የነቓቕሖ ልክዕ ከምቲ ስጋዊ ኣካል ብስፖርት ዝሕይል፣ ኣእምሮ እውን ብሓደስቲ ሓሳባትን ፍልጠትን እዩ ዝጉልብት። ትምህርቲ ብዝወሰኽና መጠን፣ ናይ ምሕሳብ፣ ናይ ምውሳንን ፀገማት ናይ ምፍታሕን ዓቕምና ይውስኽ። ​ዕብየት ወሰን የብሉን ኣብ ህይወት
ዕብየት መወዳእታ ዘለዎ መደብ ዘይኮነስ፣ መላእ ህይወትካ ዝቕጽል መስርሕ እዩ። ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ዩንቨርስቲ ፣ ኮሌጅ ጥራይ ዝውሰድ ሰነድ ወይ ዲፕሎማ ኣይኮነን፤ እንታይ ደኣ ኣእምሮኻ ወትሩ ንሓደሽቲ ሓሳባትን ልምድታትን ክፉት ናይ ምግባር መስርሕ እዩ። 👉​ስለምንታይ ትምህርቲ ዘይምቁራጽ ይጠቅመና? ​ዓለም ብቕልጡፍ ትልወጥ ኣላ እቲ ትማሊ ዝሰራሕናሉ ፍልጠት ወይ ክእለት ናይ ጽባሕ ውጽኢታዊ ላዕልን ታሕትን ክኸውን ይኽእል እዩ። ንለውጢ ድሉዋት ኮይንና ክንርከብ እንተደሊና፣ ወዳእታ ዘይብሉ ናይ ምምሃር ባህሊ ክህልወና ኣለዎ። ​ፍልጠት ንኣእምሮ የነቓቕሖ ልክዕ ከምቲ ስጋዊ ኣካል ብስፖርት ዝሕይል፣ ኣእምሮ እውን ብሓደስቲ ሓሳባትን ፍልጠትን እዩ ዝጉልብት። ትምህርቲ ብዝወሰኽና መጠን፣ ናይ ምሕሳብ፣ ናይ ምውሳንን ፀገማት ናይ ምፍታሕን ዓቕምና ይውስኽ። ​ዕብየት ወሰን የብሉን ኣብ ህይወት "ኩሉ ፈሊጠዮ እየ" ዝበሃለሉ ደረጃ የልቦን። ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ፣ ነፍሲ ወከፍ ጌጋን ነፍሲ ወከፍ ምስ ሰባት ዘሎ ሓዱሽ ትምህርቲ ሒዙ እዩ ዝመጽእ። ​ትምህርቲ ምቁራጽ ማለት ናይ ኣእምሮን ናይ ህይወትን ዕብየት ምፍሻል ማለት እዩ። ስለዚ፣ መዓልታዊ ሓዲሽ ነገር ንምምሃር፣ ንሓደስቲ ልምድታት ክፉት ንምዃንን ንነፍስኻ ወሰኽቲ ዓቕሚ ንምሃብን ኣይተቋርጽ። ብሓጺሩ ፍልጠት ብዝወሰድካ መጠን ዘለካ ናይ ምምሃር ድልየት እንተደኣ ዘይጠፊኡ ዕብየትካ እውን መወዳእታ ኣይህልዎን እዩ።

About