@asli4051: እንታይ በዲለ።🥺😘🙏 ​እንታይ በዲለ ፍቅረይ፣ እንታይ እዩ ገበነይ፣ ለይትን መዓልትን ዝውሕዝ፣ ብናፍቆት ንብዓተይ ልበይ ምሉእ ሂበኪ፣ ከይሰሰዕኩ ፍቅሪ ስለምንታይ ኾነ፣ እዚ ናትና መወዳእታ ታሪኽን ዝኽሪ ​ብሓባር ክንነብር፣ ክንሃንጽ ዓለምና ነይሩ እዩ ትምኒትና፣ ዓቢ እዩ ሕልምና ሕጂ ግን ተቀይርኪ፣ ርሒቕኪ ካብ ጥቓይ ጸልሚቱኒ ኣሎ፣ እቲ ዝነበረ ብሩህ ሰማይ ​እንታይ ኣበሳ ረኸብኪ፣ ኣብዚ ጽሩይ ልበይ ብዘይካ ምፍቃርኪ፣ እንታይ ነይሩ ዕዳይ ድምጽኺ ክሰምዕ፣ ክርእዮ እቲ ፍሽግታኺ ኩሉ ግዜ እጽውዕ፣ "ኣበይ ኣለኺ፧" እናበልኩኺ።😘 ​መለስለይ ፍቅረይ፣ ይትረፍ እዚ ስቅታ ንልበይ ክህቦ፣ ናይ መወዳእታ ዕረፍታ እንታይ በዲለ ፍቅረይ፣ ሕቶይ እዩ ብዘይ መልሲ ብፍቅርኺ ተጠቢቐ፣ ክሳብ መዓስ ክሳቐ ብናይ ልቢ ውልሲ⁉️ ,

𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
Open In TikTok:
Region: KE
Monday 13 July 2026 19:35:41 GMT
15553
998
21
136

Music

Download

Comments

s0055369
༆❥ህልኽኛ 𝄞 ታናሽ 𝄢ኩለም༆ :
ወይ ማእዝ እዩ ግን ናይ ብሓቂ ሂወት ንንበር 🤔😭😭
2026-07-24 00:19:14
1
senaytsenayt091
ሰሉ ጓል ኪሓ//70//🇮🇩👑 :
🥺
2026-07-23 23:29:39
0
user1249662397243
ወይኒ ፈታዊት ኣቦኣ🧔 :
💔
2026-07-23 10:58:38
0
wttdf8
ዕሉል ወዲ ሽረ🙅‍♂️ :
አየ😏😏
2026-07-22 08:04:06
0
a21.m16
mahi🦋🥀🌺 :
2026-07-21 18:49:30
0
wedi.gash9260
wedi gash 0708154256 :
please name music
2026-07-18 23:27:25
0
negeziu
negeziu :
💔❣️💔💔💔
2026-07-20 19:51:53
0
clauhasebkweazaribkaniy
Lili Lili💊 :
ዓክ 😥
2026-07-16 23:13:39
0
aleba.yegnasil
Aleba yegnasil :
👏
2026-07-14 14:20:36
0
ngstekndaya6
ነጉ ፈታዊት ኣቦኣ💚❣️😘 :
ኣይዞሽ😪😪🤒
2026-07-15 19:57:19
0
13478t596396
ልበይ ንፊቅሪ እምነተይ ንፈጣሪ 💘🙏🏻 :
ኣነስ ዘይተመለሰ ሕቶ ኣለኒ ኩሉ ዱዩ ተጠሊሙ ዘፍቀር ኣብ በዚሒ ዘንብቦ እንተሎ ከም ዝተጠለመ እዩ ዝናገር 99 % መን ድኣሉ ኣፍቂሩ ዝዛዘመ 😳
2026-07-22 15:31:58
1
user4467394709268
መቅዲ ጓል ብዘት🦋 :
ተበዳደል ዝኮነ ግዜ😥😥😥
2026-07-21 16:14:09
0
hyabeu
𝙛𝙞𝙠𝙧🌏✨💖 :
🥰🥰🥰❤❤
2026-07-13 20:42:33
1
titi.titi4562
ቀቭዛር gal Zahma🫶👑 :
🥺💔
2026-07-23 21:02:55
0
dyana33394
Dyana👸🌿🌽💚 :
🥺💔😭
2026-07-21 19:23:30
0
mahli4252
ብሕታዊት👸🤌 :
🥺🥺💔
2026-07-21 22:03:04
0
alu.h4
ዓቅላም ጋል ውቅሮ✌️❤️‍🩹 :
💔😭
2026-07-19 22:28:35
0
destar.99.destar
Destar 99 Destar 999 :
🥺🥺🥺
2026-07-21 15:08:27
0
tegey.gal.shre.14
Askol gal shre (14)❤A🥀 :
@🥺💔
2026-07-23 23:37:33
0
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About